Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ቀዳማ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ናይጄሪያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ናይጄሪያ ካሺም ሼቲማ ጋር ተዛቲዮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ ኣብ ኢትዮጵያ ንሰለስተ መዓልቲ ዑደት ስራሕ ንምግባርን…

ካብ ምስቁንቋን ናብ ምውሳን – ንኢትዮጵያ ናብ ቦታኣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2019 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)“ለውጢ ሕጊ ህይወት እዩ፤ ናይ ትማሊን ሎሚን ጥራሕ ዝምልከቱ ፅባሕ የምልጦም”፤ እዚ ዝበሉ ድማ መበል 35 ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዝነበሩ ጆን ኤፍ. ኬኔዲ እዮም። ኣብዚ መደረ ንትማሊ፣ ሎሚን ፅባሕን ኢትዮጵያ እንትግምግም፤ ሃገርና ቀንዲ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ጃማይካ ኣንድሪው ሆልነስ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)መልእኽቲ እንኳዕ ደስ ኣበለኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2019 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ጃማይካ ኣንድሪው ሆልነስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዳግም ቀዳማይ ሚኒስትር ኮይኖም ብምሻሞም መልእኽቲ እንኳዕ ደስ ኣበለኩም ኣመሓላሊፎም። ኣብ መልእኽቶም ድማ ሃገሮም ጃማይካ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ታሪኻዊ…

ኣብ ኢትዮጵያ ዝህነፅ መፈልፈሊ ሓይሊ ኒውክሌር ጠመተ ዝገበረ ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ዝህነፅ ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ኒውክሌር ምድላውን ቀፃሊ ኣንፈታት ትግበራን ፀመተ ዝገበረ ዘተ ተኻይዱ። ኮሚሽነር ኒውክሌ ሓይሊ ኢትዮጵያ ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ሓለፍቲ ስራሕ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ…

ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) መልእኽቲ እንኳዕ ደስ ኣበለኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2019 ዓ.ም. (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ሕቡረት ኤሚሬታት ዓረብ ሼኽ መሓመድ ቢን ዛይድ ኣል ናህያን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዳግም ቀዳማይ ሚኒስትር ኮይኖም ብምሻሞም መልእኽቲ እንኳዕ ደስ ኣበለኩም ኣመሓላሊፎም። ብተመሳሳሊ ምክትል ፕሬዚደንታት እታ…

ዘይሕጋዊ ጉጅለ ሕወሓት ህፃናትን ሰገናትን ናብ ኣገዳዲ ውትድርና ይምልምል ኣሎ – ዘ ጋርዲያን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2019 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)እንግሊዛዊ ጋዜጣ ዘ ጋርዲያን ዘይሕጋዊ ጉጅለ ሕወሓት ህፃናትን ሰገናትን ናብ ኣገዳዲ ውትድርና ይምልምል ኣሎ ክብል ኣቃሊዑ። ዘ ጋርዲያን ኣብ ዘውፀኦ ፀብፃብ፤ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ሕወሓት ብሰንኪ ብመንግስቲ ፌደራል መጥቃዕቲ ድሮን ተፈፂሙኒ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ስያመ፣ ኣወዳድባ፣ ስልጣንን ተግባርን ፈፀምቲ ኣካላት መንግስቲ ፌደራል ንምውሳን ዝቐረበ ረቂቕ ኣዋጅ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2019 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ) ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ስያመ፣ ኣወዳድባ፣ ስልጣንን ተግባርን ፈፀምቲ ኣካላት መንግስቲ ፌደራል ንምውሳን ዝቐረበ ረቂቕ ኣዋጅ ብምምርማር ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑ። እቲ ባይቶ እቲ ረቂቕ ኣዋጅ ዘፅደቖ፤ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ 1ይ ዓመት ዘበን…

ብመረፃ ዝዓምበበ ተሳትፎ ብልምዓት እንትድገም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2019 ዓ.ም. (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገር ብቐሊሉ ኣይትህነፅን፣ ሓባራዊ ራኢ ምሓዝ፣ ብትግሃት ምስራሕ፣ ብመንፈስ ምትሕብባር ብሓባር ምቛም፣ ዕላማ ናብ ሸቶ ንምብፃሕ ቆራፅነት ይሓትት። ህዝቢ ኢትዮጵያ ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ዘርአዮ ቆራፅነት ንዕላማ ናይ ምፅናዕ መልክዕ…

ኢትዮጵያ ካብ በሪ ባሕሪ ነጺልካ ምፅናሕ ኣይከኣልን – ኣይተ ኣባዱላ ገመዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2019 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ካብ በሪ ባሕሪ ነፂልካ ክትፀንሕ ምግባር ኣይከኣልን ኢሎም ነበር ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ኣባዱላ ገመዳ። ኢትዮጵያ በሪ ባሕሪ ክትስእን ዝተገብረት ዝኾነ ዓይነት ዘተ ከይተኻየደሉ ብውሑዳት ውልቀ ሰባት ዝተወሰነ ከምዝኾነ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ 1ይ ፍሉይ ኣኼባኡ ኣብ ዝቐረበ ረቂቕ ኣዋጅ ይዛተ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2019 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ስያመ፣ ኣወዳድባ፣ ስልጣንን ተግባርን ኣፈፀምቲ ኣካላት መንግስቲ ፌደራል ንምውሳን ኣብ ዝቐረበ ረቂቕ ኣዋጅ እናተዛተየ ይርከብ። እቲ ባይቶ እናካየዶ ኣብ ዝርከብ 1ይ ፍሉይ ኣኼባ፤ ተወካሊ መንግስቲ ክቡር ኣይተ ፍቃዱ…