Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሽልማት ፎረም ኢንቨስትመንት ስማርት ከተማታት ኣፍሪካ ተበርኪቱሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሽልማት ፎረም ኢንቨስትመንት ስማርት ከተማታት ኣፍሪካ ተበርኪቱሉ። እቲ ሽልማት ብልምዓት ኮሪደር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንነበርታን ንኣጋይሻን ምችውቲን ትስማዕማዕን ንምግባር ኣብ ሓፂር እዋን ዝተረኸበ ዘዕግብን ውፅኢታዊ…

ዓውደ ምርኢትን ሲምፖዚየምን “ኢትዮ- ግሪን ሞቢሊቲ 2024” ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)"ኢትዮ- ግሪን ሞቢሊቲ 2024" ዝተሰመየ ዓለም ለኸ ዓውደ ምርኢትን ሲምፖዚየምን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፓርክ ኢንዱስትሪ ሁዋንጃን ተኸፊቱ። ህንፀት ሓምለዋይ ትራንስፖርት ንምብርትታዕን ተዋሳእቲ እቲ ዓውዲ ንምንቕቓሕ ዝዓለመ ዓውደ ምርኢትን ሲምፖዚየምን…

መናእሰይ ኣብ ከይዲ ሃገራዊ ዘተ ምስታፎም ንምንታይ ኣድለየ?

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ኣብ ከይዲ ሃገራዊ ዘተ ብምቕሓት ይሳተፉ ኣለዉ። እቶም መናእሰይ ምስታፎም ዘድለየሉ ምኽኒያታት ብቐንዱ፦ መናእሰይ ኣብ ጎንፂን ዘይምርድዳእን ብዝበለፀ ተጎዳእቲ ብምዃኖም መናእሰይ ኣብ ምጣነ ስነ ህዝቢ ኢትዮጵያ ልዕሊ ሲሶ ቁፅሪ…

ባንኪ ዓለም ንዓውዲ ጥዕና ዝገብሮ ደገፍ ንከጠናኽር ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ምስ ሓዳሽ ተሸያሚት ካንትሪ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ሚሪያም ሳሊም ዘቲየን። እቲ ዘተ፥ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ሓቢርካ ምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ዶ/ር መቅደስ ዳባ፥ ኢትዮጵያ…

ንግብርና ክላስተር ዝተውሃቦ ጠመተ ልዑል ለውጢ የምፅእ ኣሎ-ም/ቀ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ንግብርና ክላስተር ዝተውሃቦ ጠመተ ልዑል ለውጢ የምፅእ ኣሎ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ተምሳሌት ሰላም ዝኾነት ወረዳ ደጀን…

ክልል ኦሮሚያ ጉጅለታት ግብረ ራዕዲን ፅንፈኛን ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዝፍፅምዎ ጭካነ ዝተመልኦ ተግባር ኣውጊዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ጉጅለታት ግብረ ራዕዲን ፅንፈኛን ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዝፍፅምዎ ጭካነ ዝተመልኦ ተግባር ኣውጊዙ። ሓላፊ ቢሮ ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ኣይተ ሃይሉ ኣዱኛ ኣብቲ ክልል ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ጠሚቶም ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኣብ…

እቲ ዝተጀመረ መስርሕ ዲሞቢላይዜሽን ኣፈላላይ ብሰላማዊ ዘተ ንምፍታሕ ዘሎ ድልውነት ዘረጋግፅ እዩ -ብ/ጀነራል ደርቤ ሞኩርያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)እቲ ዝተጀመረ ምፍታሕ ዕጥቂን ዳግመ ፅምበራን ነበር ተዋጋእቲ ክልል ትግራይ ኣፈላላይ ብሰላማዊ ዘተ ንምፍታሕ ዘሎ ድልውነት ዘረጋግፅ እዩ ክብሉ ምክትል ኮሚሽነር ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ኢትዮጵያ ብርጋዴር ጀነራል ደርቤ ሞኩርያ ገሊፆም። እቲ  ምፍታሕ…

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዘለዎ መትሕብባር ከምዘጠናኽር ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዘለዎ መትሕብባር ከምዘጠናኽር ገሊፁ። እቲ ባንኪ መበል 30 ዓመት በዓል ምስረታ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ። ሓለፍቲ ስራሕ…

ቤት ምኽሪ ሚኒስራት ሎሚ ኣብ ዘሳለጦ መበል 40 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስራት ሎሚ ኣብ ዘሳለጦ መበል 40 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዝገበሮ ዘተ፥ ካልኣይ ምዕራፍ ሃገር ቦቀል ምምሕያሽ ማዕቐፍ ማክሮ ኢኮኖሚን ፊስካልን 2017-2021 ተግባራዊ…

ኣብ ትግራይ ቀዳማይ ዙር ነበር ተዋጋእቲ ናብ ንቡር ሂወቶም ናይ ምምላስ(ዲዲኣር ) ስራሕ ብዕሊ ተጅሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ነበር ተዋጋእቲ ብዘላቕነት ንምጥያሽ ዕጥቂ ንምፍታሕን ናብ ማእኸላት ተሃድሶን ናይ ምእታውን ስራሕ ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ። ካብ ሎሚ 12 ሕዳር 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ቀዳማይ ምዕራፍ ኣብ ትግራይ 75 ሺሕ ነበር ተዋጋእቲ መሊስካ…