Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ቫይረስ ማርበርግ ንምቁፅፃር ዘኽእል ዝተዋደደ ስራሕ ይስራሕ ኣሎ – ኣይተ ጥላሁን ከበደ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቫይረስ ማርበርግ ንምቁፅፃር ዘኽእል ዝተዋደደ ስራሕ ምስ ሚኒስቴር ጥዕና ይስራሕ ኣሎ  ኢሎም ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ኣይተ ጥላሁን ከበደ። እቶም ርእሰ ምምሕዳርን ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቕደስ ዳባ ኣብ ሆስፒታል ጂንካ ተረኺቦም…

ልዕሊ 1 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዜጋታት ወረቐት ምስክር ስልጠና ኢትዮ ኮደርስ ወሲዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ልዕሊ 1 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዜጋታት ወረቐት ምስክር ስልጠና ኢትዮ ኮደርስ ወሲዶም ኢሉ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን። ኣብቲ ሚኒስቴር መራሒ ኣፈፃሚ ስራሕ ስርዓት ዲጂታል ኢኮኖሚ ኣይተ ስዩም መንገሻ፥ ኢትዮ ኮደርስ ዜጋታት ነዚ ዘበን ዝምጥን…

ጥምረት ማእኸላት መማዕበሊ ዩኒቨርሲቲ ኢትዮጵያ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ጥምረት ማእኸላት መማዕበሊ ዩኒቨርሲቲ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ኣጣይሹ፡፡ ዕላማ እቲ ጥምረት ዩኒቨርሲቲታት ብውልቀ ዝግበሩ መፅናዕቲን ምርምራትን ብምምዕባል ብሓባር ናብ ዕዳጋ ምውፃእን ምድንፋዕን ከምዝኾነ ተሓቢሩ።…

በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ብዓወት ንኽኽበር እኹል ምድላው ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 20 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኢትዮጵያ ብዓወት ንኽኽበር ኣድላዪ ስራሕቲ ቅድመ ምድላው ተወጊኑ፡፡ መበል 20 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን፤ ኣብ ክልል ማእኸላዊ ኢትዮጵያ ከተማ ሆሳእና ካብ 25 ክሳብ…

ንኣዲስ ኣበባ ማእኸል ቱሪዝም ጥዕና ዝገብሩ ህንፀት ሆስፒታላት ይሳለጡ ኣሎዉ- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንኣዲስ ኣበባ ማእኸል ቱሪዝም ጥዕና ዝገብሩ ህንፀት ሆስፒታላት ይሳለጡ ኣሎዉ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር እታ ከተማ  ኣዳነች ኣቤቤ። ከንቲባ ኣዳነች ንሕቶታት ህዝቢ ጭቡጥ ምላሽ ይህቡ ካብ መንጎ ዘለዉ ስራሕቲ ሓደ ዝኾነ ከይዲ ሀንፀት ሰለስተ ሓፈሻዊ…

ቀደማይ ሚኒስትር ማሌዢያ ኣብ ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ዝገብሩ ዘለዉ ቀደማይ ሚኒስትር ማሌዢያ ዳቶ ሰሪ ኣንዋር ቢን ኢብራሂም ኣብ ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ዑደት ኣሳሊጦም። ነቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቀባብላ ዝገበሩሎም ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ማህሙድ ዓሊ…

ኢትዮጵያ ብፍሪያት ተነሓናሒት ንክትከውን ቆላሕታ ዝተውሃቦ ፅርየት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ብፍሪያት ተነሓናሒት ንክትከውን ኣብ ዝፈሪዩ ፍሪያታት ንፅርየት ቆላሕታ ተዋሂቡ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ንግዲን ቀጣናዊ ዘምድናን ካሳሁን ጎፌ(ዶ/ር)። ትካል ምዘና ቅቡልነት ኢትዮጵያ መበል 14 ጊዜ ሰሙን ፅርየት ዓለም  ምኽኒያት ብምግባር…

ኢትዮጵያን ማሌዥያን ምትሕብባረን ንነዊሕ እዋን  ዝዘለቐ ኢዩ  – ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ማሌዥያን ምትሕብባረን ንነዊሕ እዋን  ዝዘለቐ ኢዩ  ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ቀደማይ ሚኒስትር ማሌዢያ ዳቶ ሰሪ ኣንዋር ኣብ ብሄራዊ ቤተ መንግስቲ ሽርክና እተን ሃገራት…

ሎሚ እውን ክቡር ህይወት ደቂ ሰባት ዝቐዝፍ ዘሎ ሓደጋ ትራፊክ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ሎሚ እውን ክቡር ህይወት ደቂ ሰባት ብሓደጋ ትራፊክ ንስእን ኣለና ኢሉ። ኣብቲ ሚኒስቴር መራሒ ኣፈፃሚ ስራሕ ህንፀት ዓቕሚ ድሕንነት መገዲ ኣይተ ዮሃንስ ለማ ምስ ፋና ፖድ ካስት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ሓደጋ…

ኣብ 1920ታት ካብ ኢትዮጵያ ዝተወሰዱ 12 ክባር ሓድጊታት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 1920ታት ካብ ኢትዮጵያ ዝተወሰዱ 12 ክባር ሓድጊታት ትካል መፅናዕቲን ምርምርን ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ተረኪቡ፡፡ ፍሉጥ ፕሮፌሰር ኒውክሌር ሳይንስ ራሞን ቫይስ ኣቦ ሓጎኦም ቅድሚ 100 ዓመታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ልኡኽ ጀርመን ኣብ ዝነበሩሉ…