Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ደጀን ድሕንነት ዞባ ምብራቕ ኣፍሪካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ግዝኣታዊ ሓድነትን ሉኣላዊነትን ኢትዮጵያ፣ ድሕነትን ሰላምን ህዝባን ብዘተኣማምን ኩነታት እናሓለወ ደጀን ዝኾነ ትካል እዩ። ብመንግስቲ መደመር እቲ ሰራዊት ንግዚኡ ዝሰማማዕ ንምግባር ዝተኻየደ ሓፈሻዊ ሪፎርም ኣወዳድባ ሓይሊ ሰብን…

ኣሰር መንግስቲ መደመር ዝኾኑ ሜጋ ፕሮጀክታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ብኹሉ መዳይ ብዝሰርሐቶም ስግግራት ቅልጡፍ ዕቤት ኢኮኖሚ እናመዝገባ ካብ ዝርከባ ሃገራት ቅድሚት ትፅራሕ ክትከውን ክኢላ እያ። ነዚ ዕዉት ናይ ለውጢ ስግግር፤ መንግስቲ እናተኸተሎ ዝርከብ ኣምር መደመር ውሽዊ ዓቕሚ ምስ…

ኣዲስ ኣበባ፤ ብዲፕሎማሲ ዝደመቐት ከተማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓውዲ ፖለቲካን ዲፕሎማሲን ዓለም ለኻዊ ምስላ ዝኾኑ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዙሓት መድረኻት እናተኣናገደት ትርከብ። በቢዓመቱ መራሕቲ ዓለም፣ ፍሉጣት ዲፕሎማሰኛታት፣ ተመራመርቲን ሰብ ሞያ ዝተፈላለዩ ዓውዲታትን ዝውሕዙላ ኣዲስ ኣበባ ዓበይቲ ዓለም ለኸ…

መንግስቲ ኣብ ግዕዝይናን ዘይሕጋዊ ተግባራትን ዝወስዶ ዘሎ ስጉምቲ ዝበረታታዕ እዩ – ነበርቲ ከተማ ጅማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ኣብ ግዕዝይናን ዘይሕጋዊ ተግባራትን እናወሰዶ ዝርከብ ስጉምቲ ዝበረታታዕ እዩ ኢሎም ነበርቲ ከተማ ጅማ። ንፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ርኢቶኦም ዝሃቡ ነበርቲ ከተማ ጅማ፤ ብሰንኪ ገለ ውሑዳት ዘይሕጋውያን ውልቀሰባት ስራሕቲ ልምዓት ክጉድኡ…

ሉኣላዊነት ሃገርን ሃገራዊ ረብሓታትን ዝሕሉ ዘመናዊ ሰራዊት ንምውዳብ ቴክኖሎጂ ወሳኒ እዩ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይልታት ጦር ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ሉኣላዊነት ሃገርን ሃገራዊ ረብሓታትን ዝሕሉ ዘመናዊ ሰራዊት ንምውዳብ ቴክኖሎጂ ሰብ ሰራሕ ብልሒ ወሳኒ እዩ ኢሎም። ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ…

ተረባሕነት በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ንሓባራዊ ምዕባለ እቲ ዞባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በሪ ባሕሪ ንሓንቲ ሃገር ኩለመዳይ ኢኮኖሚያዊ፣ ስትራቴጂካዊን ማሕበራዊን ዕቤት መሰረት ክብ ዝኾኑ ጉዳያት ሓደ እዩ። ልዕሊ 80 ሚእታዊ ዓለምለኻዊ ንግዲ ብትራንስፖርት ባሕሪ ዝካየድ ብምዃኑ፤ ቀጥታዊ ተረባሕነት በሪ ባሕሪ ምዃን ወፃኢታት ትራንስፖት፣…

ብኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት ን270 ሽሕን 548 ዜጋታት ዕድል ስራሕ ተፈጢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት 2018 ብኣፍረየቲ ኢንተርፕራይዛት ን270 ሽሕ 548 ዜጋታት ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጥረ ልምዓት ኢንተርፕራይዝ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ህዝባዊ ርክብን ኮሙኒኬሽንን እቲ ትካል ኣይተ ሮቤል ኣሕመድ፤ ዓቕሚ ኣፍረይቲ…

ህፃናት ካብ ሕቑፊ ኣዴታቶም ናይ ምሕዳግ ክፉእ ልምዲ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ህዝቢ ትግራይ ንተደጋጋሚ ስቓይ እናቃለዐ ዝርከብ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ዝተኸፈተ በሪ ሰላም ብምዕፃው ሎሚ እውን ናይ ውግእ ነጋሪት እናወቕዐ ይርከብ። እቲ ዘይሕጋዊ ጅለ ብዘይ ኲናት ክነብር ዘይክእል፣ ረብሓታቱ ካብ ምሕላው ሓሊፉ ብዛዕባ ሰላም ህዝቢን…

ሃገራዊ ዘተ ፀገማት ኢትዮጵያ ንምፍታሕ ሰፊሕ ዕድል ዝኸፍት እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ንሃገራት ኣፍሪቃ እውን ኣብነት ክኸውን ዝኽእል እዩ ኢሎም ተዛተይቲ። ተዛተይቲ ከምዝገለፁዎ፤ ኣብቲ መድረኽ ዘተ እናተለዓሉ ዝርከቡ ሓሳባት፤ ሃገራዊ ሰላም፣ ዴሞክራሲን ሕብረትን ንምጥንኻር ጥንኩር መሰረት ዘንብሩ እዮም። ካብ…

መርአያ ቆራፅነት ዓሚቕ ፍቕሪ ሃገር

ኢትዮጵያ ካብ ኣኽራናታ ዝዓበየ ታሪኽ፣ ካብ ሩባታታ ዝዓሞቐ ባህሊን ብሓድነት ደቃ ዝተሃነፀት ዓባይ ሃገር እያ። እታ ሃገር ኣብ መድረኽ ታሪኽ ብኽብሪ ክትቀውም ካብ ዝገበሩዋ ሓደ ዘይብዳህ ሓርበኝነት እዩ። ካብዚ ንላዕሊ ድማ፣ ህዝባ ምስ ሃገሮም ዘለዎም ዓሚቝ መንፈሳዊን ኣካላዊን ምትእስሳር ፍሉይ…