Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ስሩዕ ጉባኤኡ ኣብ ከተማ ሰመራ የካይድ ኣሎ። ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣወል ኣርባ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 2016 ዓ.ምን ትልሚ ባጀት 2017 ዓ.ምን ኣብቲ መድረኽ ከቕርቡ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ወረዳ ገዜ ጎፋ ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ንዝተጎድኡ ወገናት ኣፅናዕኒዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ጎፋ ቀበሌ ኬንቾ ሻቻ ጎዝዲ ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ንዝተጎድኡ ወገናት ኣብቲ ቦታ ብኣካል ብምርካብ ኣፅናዕኒዖም። ብተወሳኺ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…

ኮሚሽን ጉምሩክ 191 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጉምሩክ ኢትዮጵያ ኣብ 2016 ዓ.ም  191 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝረኸበ ገሊፁ። እቲ ኮሚሽን ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት ምስ ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ዝመፅኡ ኣመራርሓ ብምዃን ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ የካየድ ኣሎ።…

ክልል ጋምቤላ ኣብ ዞባ ጎፋ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝውዕል 3 ሚሊየን ብር ደገፍ ከምዝገብር ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ጋምቤላ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ጎፋ ቀበሌ ኬንቾ ሻቻ ጎዝዲ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝውዕል 3 ሚሊየን ብር ደገፍ ከምዝገብር ኣፍሊጡ። ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ዑሞድ ኡጁሉ፥ በቲ ዘጋጠመ ሓደጋ ጉድኣ…

ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ ነክልተ ተኸታተልቲ መዓልታት ዘካይዶ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ፥ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 2016 ዓ.ምን ትልሚ 2017 ዓ.ምን ብርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኦርዲን በድሪ ብምቕራብ ዘተ ተገይሩሉ ክፀድቕ ኢዩ ዝብል…

ኣብ ከተማ ጎንደር ንስራሕቲ ልምዓት መንግስቲ ኣፍልጦ ዝህብ ህዝባዊ ሰልፊ ደገፍ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ጎንደር ንስራሕቲ ልምዓት ዝድግፍን ንመንግስቲ ኣፍልጦ ብምሃብ ምስጋና ንምቕራብን ህዝባዊ ሰልፊ ደገፍ ይካየድ ኣሎ። እቲ ሰልፊ ደገፍ ብፍላይ መንግስቲ ፌዴራል ንልምዓት እታ ከተማ ጠመተ ብምሃብ ተቛሪፆም ዝነበሩ ፕሮጀክትታት ብምቕፃል፣…

ን3 መዓልታት ዝፀንሕ ብሄራዊ ሓዘን ተኣዊጁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ንሰለስተ መዓልታት ዝፀንሕ ብሄራዊ ሓዘን ኣዊጁ። እቲ ብሄራዊ ሓዘን፥ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ጎፋ ቀበሌ ኬንቾ ሻቻ ጎዝዲ ብሰንኪ ዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ህይወት ዜጋታት…

ኣምባሳደራት ክብሪ ኢትዮጵያ ኣብ ምሕላው ንኽሰርሑ ዘኽእል መምርሒ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደራት ኣብ ዝዋፈሩሉ ዓውዲን ሃገራትን ብሄራዊ ረብሓን ክብሪን ኢትዮጵያ ኣብ ምሕላው ብትግሃት ኣብ ዝሰርሑሉ ኩነታት ምውፋርን መምርሒን ተዋሂቡ፡፡ ሓደሽቲ ንዝተሾሙ ኣምባሳደራት እናተውሃበ ዝነበረ ስልጠና ተዛዚሙ፡፡ ኣብቲ መዛዘሚ መድረኽ…

ኢትዮጵያ ብመንግስቲ ሶማሊያ ዝወሃቡ ናይ ምትንኻፍ መግለፂታት ብቐረባ እናተኸታተለት ከምዝኾነት ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ሶማሊያ ብተደጋጋሚ ዝህቦም ናይ ምትንኻፍ መግለፂታት ኢትዮጵያ ብቐረባ እናተኸታተለት ከምዝኾነት ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ መንግስቲ ሶማሊያ ካብ ዘቕርቦም መሰረት ዘይብሎም ክሲታት ብተፃራሪ ኢትዮጵያ…

ኣርኪዮሎጂን ፓሊዮንቶሎጂን መልካ ቁንጡሬ ባልጪት ኣብ ዩኔስኮ ተመዝጊቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርኪዮሎጂን ፓሊዮንቶሎጂን መልካ ቁንጡሬ ባልጪት ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህሊን (ዩኔስኮ) ሓድጊ ዓለም ብምዃን ተመዝጊቡ። ኣብ ህንዲ ኒው ዴልሂ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 46 ዓመታዊ ዓለም ለኸ ጉባኤ ሓድጊ…