Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
መዓልቲ ሕብረት ኣብ ክልል ዓፋር ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ተኸቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉመን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መዓልቲ ሕብረት “ብዙሃነት ፅባቐ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ክልል ዓፋር ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ተኸቢሩ።
ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ኣተሓባባሪ ማሕበራዊ ክላስተርን ሓላፊ ቢሮ ስፖርት ባህሊን መናእሰይን ኣይተ ሃሚድ ዱላ፥ ሀብረ…
መዓልቲ ሕብረት ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ተኸቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉመን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መዓልቲ ሕብረት “ብዙሃነት ፅባቐ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ተኸቢሩ።
ብብርኪ ክልል ኣብ ከተማ ሻሸመኔ ዝኽበር ኣብ ዘሎ እቲ መዓልቲ ዝተረኸባ ኣፈ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ሰዓዳ ኣብዱርሁማን፥ ዜጋታት…
መዓልቲ ሕብረት ኣብ ክልል ሲዳማ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ተኸቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉመን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መዓልቲ ሕብረት “ብዙሃነት ፅባቐ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ክልል ሲዳማ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ተኸቢሩ።
ምክትል ርእሰ ምምሕዳርን ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲን እቲ ክልል በየነ በራሳ፥ ኢትዮጵያ ብብዝሃ ማንነት ዝደልደለት ሓበራዊት ቤትና ኢያ…
ብዙህነት ሕብረት ዘደልድል ሓይሊ ሰዓራይነት ኢዩ-ኣይተ መሓመድ እድሪስ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉመን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዙህነት ሕብረት ዘደልድል ሓይሊ ሰዓራይነት ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ሰላም ኣይተ መሓመድ እድሪስ።
“ብዙህነት ፅባቐ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ቃል ዝኽበር ዘሎ መዓልቲ ሕብረት ዝጠመተ ፓነል ዘተ ተኻይዱ።
እቶም ሚኒስትር ኣብቱ መድረኽ ኣብ ዘስምዕዎ…
ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር መኣዲ ኣንጊዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉመን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር መኣዲ ኣንጊዶም።
እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ትሑት ናብራ ንዘለዎም ቤት ፅሕፈት ቀደማይ ሚኒስትርን ሰራሕተኛታቱን ንዘዕብዩዎም ህፃናት መኣዲ ከምዝኣንጊዱ እቲ ቤት ዕዮ ገሊፁ።…
ጉባኤ ሚኒስትራት ጥዕና ካሪቢያን ኣፍሪካ ምስላጥ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ጉባኤ ሚኒስትራት ጥዕና ካሪቢያን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ፡፡
ኣብቲ መድረኽ ሓላፊ ማእኸል ህንፀት ስርዓት ዲሞክራሲ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ከምዝበልዎ፤ ሃገራት…
ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ግሁድ ክሳብ ዝኾን ዝረኸብናዮ ውፅኢት ፅንዓትና እዩ – ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ትካላት ድሕንነትን ፀጥታን ካብ ምዝማን ጀሚሩ ክሳብ ዓብዩ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዘመዝገብናዮ ዓብዪ ዓወት፣ ናይ ሓባር ዕላማናን ዘይንቕነቕ ፅንዓትናን እዩ ኢለና ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር)።
ጳጉሜን 1 መዓልቲ ፅንዓት “ፅኑዕ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ግሪናዳ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ግሪናዳ ዲኮን ሚቼል ኣብ ካልኣይ ጉባኤ ማሕበረሰብ ካሪቢያን ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ተቐቢሎምዎም።
ካልኣይ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ባርባዶስ ኣዲስ ኣበባ ኣትየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ባርባዶስ ሚያ ሞተሊ ኣብ ካልኣይ ጉባኤ ማሕበረሰብ ካሪብያን ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣትየን።
ቀዳማይ ሚኒስትር ሚያ ሞተሊ ኣብ ኣለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሓ ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ…
ፀወታ ጎቤን ሺኖዬን ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፀወታ ጎቤን ሺኖዬን ብመሰረት ባህሊን ክብሪን ኦሮሞ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ይርከብ፡፡
ጎቤን ሺኖዬን ናብ ብርሃን ሓጋይ ንምስግጋርን ወጋሕታ ፅድያት ንምቕባልን ብዝተፈላለየ መልክዕ ዝካየድ ባህላዊ ፀወታ እዩ።
እቲ ፀወታ ናብ ሓዳር…