Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣባይናን ቀይሕ ባሕሪን ንኩለመዳይ ልምዓትን ዞባዊ ምትእስሳርን ኢትዮጵያ ዘረጋግፁ መሰረታት እዮም – ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣባይን ቀይሕ ባሕሪን ኩለመዳይ ልምዓትን ዞባዊ ምትእስሳርን ኢትዮጵያ ዘረጋግፁ መሰረታት እዮም ኢሎም ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)።
እቶም ሚኒስትር፤ ኣባይን ቀይሕ ባሕሪን መፃኢ ዕድል ኢትዮጵያ ንነዊሕ እዋን እናወሰኑ ከም ዝፀንሑ…
ኣብ ኣጀንዳታት ጉዳያት ሃይማኖትን ህንፀት ሰላምን ተዛተይቲ ኣብ ስምምዕ በፂሖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ተዛተይቲ ኣብ ኣጀንዳታት ጉዳያት ሃይማኖትን ህንፀት ሰላምን ዘቕረቡዎም ምኽረ ሓሳባት ኣብ ስምምዕ በፂሖም ኢሉ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ።
እቲ ኮሚሽን ካብ 8 ሓምለ 2018 ዓ.ም ጀሚሩ እናካየዶ ኣብ ዝርከብ ሃገራዊ ጉባኤ ዘተ ብቤት ምኽሪ እቲ…
ሓድሽ ኣንፈት ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ብመሪሕነት መንግስቲ መደመር ብሄራዊ ረብሓታኣ፣ ህንፀት ሰላም፣ ኢኮኖሚያዊ ምትእስሳርን ሸቶታት ልምዓታን ንምርግጋፅ ብዝሕግዝ መገዲ ዲፕሎማሲኣ ብሰፊሑ እናተጠቐመት ትርከብ።
ዲፕሎማሲ፤ ሓንቲ ሃገር ምስ ካልኦት ሃገራት ዘለዋ ዝምድና ብሰላማዊ…
ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ እናብፀሖ ዝርከብ ዕንወት ናይ ታሪኽ ተሓታቲ እዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ እናብፀሖ ዝርከብ ዕንወት ናይ ታሪኽ ተሓታቲ እዩ ኢሎም ነበር ሓላፊ ቢሮ መናእሰይን ስፖርትን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ባይራጋብር ኣባይ፡፡
ኣይተ ባይራጋብር ኣባይ ምስ ፋና ዲጂታል ኣብ ዝገበሩዎ…
ንክሊ ኣየር ኢትዮጵያ ብዘተኣማምን ኩነታት ዝሕሉ ዘበናዊ ሓይሊ ኣየር… ሊሎ ሰማይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓይሊ ኣየር ናይ ሓንቲ ሃገር ክሊ ኣየር ብንቕሓትን ብጥንቃቐን ካብ ዝኾነ ይኹን መጥቃዕቲ ናይ ምክልኻል ሓላፍነት ኣለዎ።
መጥቃዕቲ እንተተፈፂሙ እውን ኣድላዪ ምላሽ ብምሃብ ነቲ መጥቃዕቲ ይምክት፤ ብቕልጡፍን ብዝተሓተ ክሳራን ድማ ይዛዝም።
እዚ…
እቲ ሃገራዊ ዘተ ንዘላቒ ሰላምን ሃገራዊ ምርድዳእን ዓብዪ ግደ ኣለዎ – ነበርቲ ከተማ ኣዳማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)እቲ ሃገራዊ ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ ዘላቒ ሰላም፣ ምርግጋእን ሃገራዊ ምርድዳእን ንኽፍጠር ልዑል ግደ ከም ዝፃወት እዩ ኢሎም ነበርቲ ከተማ ኣዳማ።
እቶም ነበርቲ ምስ ፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ኣብ ዝገበርዎ ፃንሒት ከምዝበሉዎ፤ ንዓመታት ዝፀንሑ ዓበይቲ…
ብሓድሽ ኣረኣእያ ዝተቓነየ ዘበናዊነት ከተማታት ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ከተማነት ብግቡእ ንምምሕዳር፣ ከተማታትን ኣነባብራ ዜጋታትን ንምዝማን፣ ውፅኢታዊ ስትራተጂ ልምዓት ከተማ ኣብ ተግባር እናውዐለት ትርከብ።
እዚ ስራሕ ልምዓት ከተማታት፤ ከተማታት ካብ ፅባቐ ሓሊፉ ኣካል ናይ ዘላቒ ሃገራዊ ልምዓት ስትራተጂ…
ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 1 ሺሕን 708 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 1 ሺሕን 708 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም፡፡
እቶም ተመለስቲ 773 ደቂ ተባዕትዮን 677 ደቂ ኣንስትዮ ከምኡ እውን 76 ሰገናት እንትኾኑ፥ ካብ ሞንጎ እዚኣቶም 163 ዕድሚኦም ትሕቲ 18…
ዋልታ ድሕንነት ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንሰላምን ድሕነትን፣ ህልውናን ሉኣላውነትን ህዝቢታት ሓንቲ ሃገር መሰረታዊ ዝኾነ ነገር ዘተኣማምንን ዘበናዊን ትካል ምክልኻል ምህላው እዩ።
ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ፣ ኣብ ታሪኹ ዶብን ሃገር ካብ ምሕላው ሓሊፉ ኣብ ጎኒ ህዝቢ ብምዃኑ ብተግባር…
ጉዕዞ ቅልውላው ዘይጋዊ ጉጅለ ህወሓት ካብ ዝተሰሓሓተ ናይ ያታ ቃልሲ ክሳብ ሕዚ ዘሎ ናይ ኣፍ ኣፍ ሞት
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖለቲካዊ ኣካይዳ ዘይጋዊ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ዘመናዊ ታሪኽ ኢትዮጵያ ዓብዪ በሰላ ዝሓደገ ኮይኑ እዩ።
እቲ ውድብ ካብ ግዜ በረኻ ጀሚሩ ህዝቢ ትግራይ መሰረት ቃልሱ ብምግባር ዝተጓዓዘ እኳ እንተኾነ፤ ዝተኸተሎም ሜላታትን ዝወሰኖም ውሳነታትን ኣብ…