Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዝተቐመጠ ኣሰራርሓ ወፃእ ኣብ ዋጋ መንበሪ ኣባይቲ ወሰኽ ምግባርን ውዕሊ ክራይ ምቁራፅን ፍፁም ዝተኸልከለ ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዝተቐመጠ ኣሰራርሓ ወፃእ ኣብ ዋጋ መንበሪ ኣባይቲ ወሰኽ ምግባርን ውዕሊ ክራይ ምቁራፅን ፍፁም ዝተኸልከለ ከምዝኾነ ቢሮ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ እታ ከተማ ኣፍሊጡ።
ፈትሓዊ ዘይኮነ ወሰኽ ዋጋ ኣብ ልዕሊ ማሕበረሰብ ዝፈጥሮ…
ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ ኣብ ዘሳለጦ መበል 36 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ።
እቲ ቤት ምኽሪ ዓለም ለኸ ኣቪዬሽን ኮንቬንሽንን ንምምሕያሽ ኣብ ዝቐረበ ረቂቕ ኣዋጅ ብምዝታይ፥ እቲ ኮንቬንሽን ምምሕያሹ…
ሕቶ ቀረብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ 170 ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ምምላስ ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ እዚ ባጀት ዓመት ሕቶ ቀረብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ 170 ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ምምላስ ከምዝተኽኣለ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ገሊፁ።
ቤት ፅሕፈት ፕሮጀክት ኢትዩጵያ ተፍሪ እቲ ሚኒስቴር፥ ኣፈፃፅማ ስራሕ ኢትዮጵያ ተፍሪ 10 ኣዋርሕ…
ልዕሊ 70 ሰብ ሃፍቲ ውሽጢ ዓዲ ዝተሳተፉሉ መድረኽ ጎስጓስ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 70 ሰብ ሃፍቲ ውሽጢ ዓዲ ዝተሳተፉሉ መድረኽ ጎስጓስ ይካየድ ኣሎ።
እቲ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ዝካየድ ዘሎ መድረኽ፥ “መሬትና ንሰብ ሃፍቲታትን” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ከምዘለዎ ተገሊፁ።
ብኮርፖሪሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ…
ፕሮጀክትታት መስተ ማይ ንምዝዛም ዘኽእል ኣዋጅ ስምምዕነት ልቓሕ ፀዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ ኣብ ዘካየዶ መበል 33 ስሩዕ ጉባኤኡ ፕሮጀክትታት መስተ ማይን ሳኒቴሽንን ንምዝዛም ዘኽእል ኣዋጅ ስምምዕነት ልቓሕ ፀዲቑ።
ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ማሕበር ልምዓትን ንካልኣይ ግዘ ፕሮጀክት መስተ ማይን ሳኒቴሽንን…
መሰልጠኒ ኮንቲንጀንት ሁርሶ መሰረታዊ ወተሃደራት የመርቕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል መሰልጠኒ ዓቃቢ ሰላም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ቤት ትምህርቲ ኮንቲንጀንት ሁርሶ ብመሰረታዊ ወተሃደርነት ዘሰልጠኖም ወተሃደራት የመርቕ ኣሎ።
እቲ ማእኸል ዘመርቖም ዘሎ ወተሃደራት ሻምናይ ዙር ሰልጠንቲ ከምዝኾኑ ግዜኢ ፀብፂቡ።
እቶም…
1 ሺሕን 178 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 1 ሺሕን 178 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ኣፍሊጡ፡፡
ንተመለስቲ ወገናት ሓገዝ ብምግባር ምስ ስድረኦም ናይ ምፅምባር ስራሕ እናተሰርሐ ከምዝኾነ ሓበሬታ እቲ ሚኒስቴር…
ዝተመዘገበ ዕቤት ኢኮኖሚ ቀፃልነት ንኽህልዎ ክስራሕ ኢዩ – ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝተመዘገበ ኢኮኖሚያዊ ዕቤት ቀፃልነት ንኽህልዎ መፍረያይነት ዘዕብዩ ስራሕቲ ብትኹረት ክስራሕ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡
ኣፈፃፅማ ማክሮ ኢኮኖሚ 2016 ዓ.ም መንግስቲ ምስ…
ብኣመራርሓ ሰራዊት ምክልኻል እናተመርሐ ዝነበረ ኮንፈረንስ ሰላም ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ሰራዊት ምክልኻል ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ብምስታፍ ካብ 11 ክሳብ 12 ሰነ 2016 ዓ.ም ኣብ ከተማ ደሴ እናተኻየደ ዝፀንሐ ኮንፈረንስ ሰላም ተዛዚሙ፡፡
ኣብ መዛዘሚ እቲ ኮንፈረንስ ተዛተይቲ ንዘውፅኡዎ መግለፂ ቅዋም÷…
ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ መድረኽ ብሪክስ ዓለም ለኻዊ ምሕዝነታ ክተመስክር ከምዝኸኣለት ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሩሲያ ቪላዲቮስቶክ ዝተኻየደ ዓለም ለኸ ፎረም ኣባል ሃገራት ፓርቲታት ፖለቲካ ብሪክስ ብዓወት ተዛዚሙ፡፡
ተሳተፍቲ እቲ ጉባኤ÷ ኣብ መዛዘሚ እቲ ጉባኤ 24 ነጥቢታ ዝሓዘ መግለፂ ቅዋም ብምውፃእ ንዕዉትነቱ ከምዝሰርሑ ቃል ኣቲዮም።
ኢትዮጵያ…