Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
መድረኽ ዘተ ዳግመ ሕውየት ማሕበር ባህሊ ትግራይ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ መድረኽ ምኽክር ንዳግመ ሕውየት ማሕበር ባህሊ ትግራይ ተሳሊጡ ።
እቲ መድረኽ ብመተሓባበራይነት ማሕበር ባህሊ ትግራይን ጩራ ኣቡጊዳ ኪነ ጥበባዊ ማሕበርን ዝተዳለወ እንትኾን ካብ ምስረታ ማሕበር ባህሊ ትግራይ ጀሚሩ ኣብ ምዕቃብ ባህሊ…
ኣብ ትግራይ 50 ሚኢታዊ ዝራእቲ ከምዝተኣከበ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ 50 ሚኢታዊ ዝራእቲ ዘበነ መህርቲ 2016/17 ከምዝተኣከበ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ።
ምክትል ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ኣበራ ከደነው፥ እዋኑ ዘይሓለወ ዝናብ ኣብ ልዕሊ ዝራእቲ ጉድኣት ንከየብፅሕ…
ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ምክልኻል ሕማም ካንሰር በሪ ማህፀን ፍሉይ ትኹረት ተገይሩ ኢዩ – ቢሮ ጥዕና እቲ ክልል
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ምክልኻል ሕማም ካንሰር (መንሽሮ) በሪ ማህፀን ፍሉይ ትኹረት ከምዝተገበረ ቢሮ ጥዕና እቲ ክልል ኣፍሊጡ፡፡
ኣብቲ ክልል ወፍሪ ክታበት መከላኸሊ ሕማም መንሽሮ በሪ ማህፀን ኣብ ዝቕፅል ሰኑይ ከምዝጅምር እውን ገሊፁ።
ቢሮ…
ውዕሊ ተፈሙዎም ሰብ ዘይኣተዎም ንበዓል ዕጫ ዝተመሓላለፉ መንበሪን ናይ ንግዲን ኣባይቲ ፍፃመኦም …
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ዓመታት ብ20/80፣ 40/60ን ብጨረታን ንመንበሪን ንንግዲን ዝተመሓላሊፎም ውዕሊ ይፈፀም እምበር ክሳብ ሐዚ ዕድለኛታት ዘይኣተዉዎም ምህላዎም “ንዘይሕጋዊ ተግባር” እናወዓሉ ከምዝኾኑ ይግለፅ፡፡
ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት “ጉዳይ…
ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ዋና መካየዲት ስራሕ ሓገዝ ኢንቨስትመንት ክሌማዊ ለውጢ ተዛቲዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዘርባጃን ባኩ እነናተኻደ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ ኮፕ 29 እናተሳተፈ ዝርከብ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ዋና መካየዲት ስራሕ ሓገዝ ኢንቨስትመንት ክሌማዊ ለውጢ ታሪዬ ግባድጌሲን ተዛቲዩ፡፡
ጎድና ጎድኒ እቲ ጉባኤ ዝተገበረ እቲ ዘተ፤ ኣብ ልምዓት ዘድሀበ…
ኮሚሽን ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ ዘላቒ ሰላም ንኸዓስል ኣስተዋፅኦ ኣለዎ – ሕብረት ኣውሮፓ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃራዊ ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ ዘላቒ ሰላም ምርግጋእን ክፍጠር ብምግባር ሃናፂ ኣስተዋፅኦ ከምዝህልዎ ሕብረት ኣውሮፓ ገሊፁ፡፡
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ንኣምባሳደር ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ሶፊ ፍሮም-ኢመስበርገር…
ብፍራንኮ ቫሉታ ይኣትዉ ዝነበሩ መሰረታዊ ጠለባት ሸቐጣት ብስሩዕ መተኣማመኒ ሰነድ ንግዲ ባንኪታት ንኸኣትዉ ተወሲኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፍራንኮ ቫሉታ ይኣትዉ ዝነበሩ መሰረታዊ ጠለባት ሸቐጣት ብስሩዕ መተኣማመኒ ሰነድ ንግዲ ባንኪታት (ኤል ሲ) ኣቢሎም ንኸኣትዉ ከምዝተወሰነ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ገሊፆም፡፡
መንግስቲ ኣብ መሰረታዊ ናይ ንግዲ ሸቐጣት ሕፅረት ፍርያት ከየጋጥም…
ከተማታት ንናብራ ምቹዋት ንምግባር ኣብ ዝስራሕ ስራሕ ትርጉም ዘለዎ ስጉምቲ ሰጒምና ኢና – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማታት ንምዕባለን ናብራን ብዝበለፀ ምቹዋት ንምግባር ካብ ቀዳማይ ምዕራፍ ልምዲታት ብምውሳድ ትርጉም ዘለዎ ስጉምቲ ሰጒምና ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ…
ኢትዮጵያ ንእትገብሮም ፕሮጀክታት ምክልኻል ክሌማዊ ለውጢ ማሕበረሰብ ዓለም ሓገዝ ክገብር ኣለዎ – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ክሌማዊ ለውጢ ንምፅዋርን ንምክልኻልን እናወገነቶም ንዝርከቡ ፕሮጀክታት ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ሓገዝ ክገብር ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም፡፡
እቲም ፕሬዚዳንት ኣብ ኣዘርባጃን ባኩ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ…
ነባርነተን ኣብ ኡጋንዳ ዝገበራ ኢትዮጵያዊት ንግድብ ህዳሰ በዓል 31 ሺሕን 425 ዶላር ቦንድ ዓዲገን
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኡጋንዳ ከተማ ካምፓላ ዝነብራ ኢትዮጵያዊት ወ/ሮ ብሄር ክፍሌ ቦሪ ንመዛዘሚ ፕሮጀክት ግድብ ህዳሰ በዓል 31 ሺሕን 425 ዶላር ኣሜሪካ ዕድጊት ቦንድ ዓዲገን ፈፂመን፡፡
ወ/ሮ ብሄር ኣብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኡንዳ ብምርካብ ዕድጊት ቦንድ…