Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ሑመራን ከባኡን ዝተቋረፀ ሓይሊ መሊስካ ንምርኻ ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሑመራን ከባቢኡን ብተፈጥሮኣዊ ሓደጋ ምኽንያት ዝተቛረፀ ሓይሊ መሊስካ ንምርኻብ ዘኽእል ስራሕ ከምዝተጀመረ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡
ካብ ሽረ- ሑመራ ኣብ ዝተዘርገሐ በዓል 230 ኪሎ ቮልት ልዑል መተሓላለፊ ኤሌክትሪክ ዝሽከም ናይ…
መድረኽ ምልዕዓል ኣገልግሎት ወለንታ እዋን ክረምቲ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዝተረኸቡሉ መድረኽ ምልዕዓል ኣገልግሎት ወለንታ እዋን ክረምቲ ኣብ ዝኽሪ ዓድዋ ዓድዋ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፣ ሚኒስትር ሰላም ብናልፍ ኣንዱኣለም፣ ሚኒስትር…
ሕሙም ኣሳፊራ ናብ ሆስፒታል እናተጓዓዘት ዝነበረት ኣምቡላንስ ብምግልባጣ ህይወት 3 ሰባት ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ወረዳ ዳሰነች ሕሙም ኣሳፊራ ንዝሐሸ ሕክምና ናብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ጂንካ እናተጓዓዘት ዝነበረት ኣምቡላንስ ብምግልባጣ ህይወት ሰለስተ ሰባት እንትሓልፍ አርባዕተ ሰባት ከቢድ ጉድኣት በፂሑዎም።
እቲ ሓደጋ ኣብ ዞባ ደቡብ ኦሞ ወረዳ በና ፀማይ ቀበሌ…
ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ኢሜግሬሽንን ዜግነትን ጨንፈር መቐለ ግልጋሎት ምሃብ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ኢሜግሬሽንን ዜግነትን ጨንፈር መቐለ ግልጋሎት ምሃብ ከምዝጀመረ ተገሊፁ።
እቲ ብግዝያዊነት ዝተጀመረ፥ ምሕዳስ ፓስፖርት፣ ዝጠፈአ ምትካእን ዝተበላሽወ ምእራምን ምዃኑ ኣብቲ ኣገልግሎት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
ሚኒስትር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣይሻ መሃመድ(ኢ/ር) ምስ ኣምባሳደር ጣሊያን ዘቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣይሻ መሃመድ(ኢ/ር) ምስ ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ኣጎሰቲኒ ፓሌዝ ዘቲየን።
እቲ ዘተ ታሪኻዊ ዝኾነ ክልቲኣዊ ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻርን ምትሕብባራት ንምስፋሕን ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ…
ዩኒቨርሲቲና ኣዲስ ኣበባን ዩኒቨርሲቲ መፅናዕቲ ወፃኢ ቤጂንግን ማእኸል ኣካዳሚክ መፅናዕቲን ምርምርን ንምጥያሽ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲና ኣዲስ ኣበባን ዩኒቨርሲቲ መፅናዕቲ ወፃኢ ቤጂንግን ኣብቲን ዩኒቨርሲቲታት ማእኸል ኣካዳሚክ መፅናዕቲን ምርምርን ንምጥያሽ ዘኽእሎም ዘተ ኣካይዶም።
ብፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲና ኣዲስ ኣበባ ሳሙኤል ክፍሌ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ዩኒቨርሲቲ…
ብሪክስ ንፍትሓዊ ስርዓት ኢኮኖሚን ፋይናንሰን ዓለምን ዝሰርሕ ማዕቐፍ ምትሕብባር ኢዩ – ኣይተ ኣደም ፋራህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሪክስ ንጠለብ ብዙሓት ማሕበረሰብ ዓለም ጠተው ዝበለን ንፍትሓዊ ስርዓት ኢኮኖሚን ፋይናንሰን ዓለምን ዝሰርሕ በዓል ብዙሕ ወገን ዲፕሎማሲ ማዕቐፍ ምትሕብባር ከምዝኾነ ምክትል ፕዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ።
ኣብ ሩሲያ ቭላዲቮስቶክ…
ብርካቦት ኦዲት ክምለስ ካብ ዝግበኦ ልዕሊ 443 ሚሊየን ብር ዝተመለሰ 11 ሚኢታዊ ጥራሕ ኢዩ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)92 ትካላት ብመሰረት ርካቦት ኦዲት ክምልስኡ ካብ ዝግባእ ርእይቶ ዝተውሃበሉ ልዕሊ 443 ሚሊየንን 23 ሺሕን 846 ብር፣ 23 ሺህ 55 ዶላር እቲ 11 ሚኢታዊ ጥራሕ ከመዝተመለሰ ተገሊፁ።
ዋና ኦዲተር ፌደራል መሠረት ዳምጤ፥ በቲ ቤት ዕዮአን…
ምውዛዕ ስኑዕ ሓበሬታ ንምግታእ ባህሪ ሚዲያ እዚ እዋን ምግንዛብ ከምዝግባእ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እናተላብዐ ዝመፅእ ዘሎ ምውዛዕ ስኑዕ ሓበሬታ ንምግታእ ባህሪ ሚዲያ እዚ እዋን ምግንዛብ ከምዝግባእ ሓላፊ ርክብ ህዝብን ዓለም ለኸን ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ ገሊፆም።
ብምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ዝምራሕ ጉጅለ…
ኣብ ክልል ትግራይ 400 ሺህ ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ንሓረስቶት ተኸፋፊሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ንዘበነ ምህርቲ 2016/17 ካብ ዘድሊ 700 ሺሕ ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ) እቲ ልዕሊ 400 ሺሕ ኩንታል ንሓረስቶት ከምዝተኸፋፈለ ተገሊፁ፡፡
ዝተረፈ 300 ሺሕ ኩንታል መዳበሪያ ኣብ ዝቕፅሉ 10 መዓልቲታት ክበፅሕ ኢዩ…