Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ትግራይ ብብርኪ ክልል ስልጠና ልምዓት መስኖ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ክልላዊ ስልጠና ልምዓት መስኖ ኣብ ኣዳራሽ ቅድስት ማርያም ውቕሮ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ ሰብ ሞያ ሕርሻ ዝሳተፍሉ ስልጠና፥ ንዝቕፅሉ ሓሙሽተ መዓልትታት ዝፀንሕ ኢዩ ተባሂሉ።
ካብ ሰለስተ ዞባታት ምብራቕ፣ ድቡብ ምብራቕን…
ኣብ 2017 ዓ.ም ኣብ ኢትዮጵያ 8 ነጥቢ 4 ሚኢታዊ ኢኮኖሚያዊ ዕቤት ንምምዝጋብ ክስራሕ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2017 ዓ.ም ኣብ ኢትዮጵያ 8 ነጥቢ 4 ሚኢታዊ ኢኮኖሚያዊ ዕቤት ንምምዝጋብ ከምዝስራሕ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም።
ስነ-ስርዓት መኽፈቲ 6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን 4ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ይካየድ ኣሎ፡፡…
መንግስቲ ኣብ ፈታኒ እዋን ብምዃን ተኸታታሊነት ዘለዎ ምዕባለ ኣመዝጊቡ ኢዩ-ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) መንግስቲ ኣብ ፈታኒ እዋን ብምዃን ተኸታታሊነት ዘለዎ ምዕባለ ኣመዝጊቡ ኢዩ ክብሉ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም።
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መኽፈቲ ስነ ስርዓት ክልቲአን ኣብያተምኽሪ ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓቐበን…
ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ብምዃን ተሰይሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት መኽፈቲ 6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን 4ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ሎሚ መዓልቲ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ ሎሚ ዝካየድ ዘሎ መኽፈቲ ክልቲአን ኣብያተ ምኽሪ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ብኣብዝሓ ድምፂ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ብምዃን…
ኣብ ዓዲግራት ብ1 ቢሊየን ብር ህንፀት መሰረተ ልምዓት ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ዓዲግራት ብ1 ቢሊየን ብር ህንፀት መሰረተ ልምዓት ከምዝሳለጥ ጊዚያዊ ምምሕዳር እታ ከተማ ኣፍሊጡ።
ከንቲባ ጊዚያዊ ምምሕዳር ከተማ ዓዲግራት ኣይተ ሰለሙን ሓጎስ፥ ኣብታ ከተማ ዝረኣዩ ፀገማት ብዘላቕነት ንምፍታሕ ዝሕግዙ መሰረተ…
ሓደሽቲ ዝተመረፁ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቃለ-ማሕላ ፈፂሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 6ይ ዙር ዝተረፈን ዳግማይን መረፃ ዝተዓወቱ ሓደሽቲ ዝተመረፁ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብቲ ባይቶ ተረኺቦም ቃለ-ማሕላ ፈፂሞም።
እቶም ኣባላት ኣብ ክልላት ቤንሻንጉል ጉሙዝ፣ ዓፋር፣ ሶማሌን ማእኸላይ ኢትዮጵያን 16 ሰነ 2016 ዓ.ም…
በዓል ገዳም ደብረ ዳሞ ብድምቀት ንምኽባር አሰናዳኢት ኮሚቴ ተጣይሹ እናተሰርሐ ምዃኑ ምምሕዳር ወረዳ ጉሎመኸዳ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)በቢዓመቱ 14 ጥቅምቲ ዝኽበር በዓል ገዳም ደብረ ዳሞ ብድምቀት ንምኽባር ኮሚቴ ፀጥታ፣ ሎጂስቲክስን ምልዕዓልን ኣብ ሰለስተ ዓብዪ መሰናደዊ ኮሚቴ ተጣይሹ ይስራሕ ከምዘሎ ምምሕዳር ወረዳ ጉሎመኸዳ ሓቢሩ።
እቲ ምምሕዳር ኣብ ኩለመዳይ ኣከባብራ እቲ…
ንጣቢያ መከፋፈሊ ኣኽሱም ተወሳኺ ትራንስፎርመር ንምትካል ምድላው ይግበር ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣኽሱም ኣብ ዘሎ 230 ኪሎ ቮልት ጣቢያ መከፋፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተወሳኺ ትራንስፎርመር ንምትካል ምድላው ይግበር ከምዘሎ ኣብቲ ትካል መተሓላለፊ መስመርን መከፋፈሊ ጣቢያታትን ዓውዲ ኦፕሬሽን ገሊፁ።
ኣብቲ ዓውዲ ኣካያዲ ስራሕ መከፋፈሊ…
ስነ-ስርዓት መኽፈቲ ክልቲኦም ኣቢያተ ምኽሪ ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት መኽፈቲ 6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን 4ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ቀትሪ ክካየድ ኢዩ፡፡
ብሕገ-መንግስቲ ፌዴሪኢ ዓንቀፅ 58 ንኡስ ዓንቀፅ (2) መሰረት 6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ደምቢ ኣሰራርሓን…
ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንብዙሓት ትካላት ኣርኣያ ዝኾኑ ስራሕቲ ልምዓት እናወገነ ይርከብ – ሌ/ጄ ይልማ መርዳሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ዝተውሃቦ ሃገራዊ ሓላፍነነት ሓሊፉ ንብዙሓት ትካላት ኣርኣያ ዝኾኑ ስራሕቲ ልምዓት እናወገነ ምዃኑዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሌተናል ጄነራል ይልማ መርዳሳ ገሊፆም።
ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ ሰልጠንቲ ምትእንጋድ…