Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ብሄራዊ ኮሚቴ ምውዳድ ሚኒስትራት ብሪክስ ኢትዮጵያ 3ይ ስሩዕ ኣኼባኡ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ኮሚቴ ሚኒስትራት ብሪክስ ኢትዮጵያ ሳልሳይ ስሩዕ ኣኼባኡ ኣካይዱ። ኣብቲ ኣኼባ ናይ ኢትዮጵያ ኣብ ብሪክስ ዘለዋ ተሳትፎ ስትራቴጂ፣ ላዕለዋይ ኮሚቴ ሰብ ሞያ ዘካየዶ ኣብዚ ዓመት ኢትዮጵያ ኣብ ብሪክስ ዝነበራ ተሳትፎ ከምዝተገምገመን…

መበል ሻድሻይ ፎረም ኢሬቻ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ፎረም ኢሬቻ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ፎረም፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ኣባገዳታት፣ ሃደ ሲንቄታትን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ይሳተፉ ኣለዉ።

ኣብ ዞባ ማእኸል ትግራይ ዝርከብ ዝራእቲ ጣፍ ኣብ ፅቡቕ ብርኪ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ማእኸል ወረዳ ላዕላይ ማይጨው ጣብያ ሓፀቦን ደብረብርሃንን ዝርከብ ዝራእቲ ጣፍ ኣብ ፅቡቕ ብርኪ ከምዘሎ ማእከል ምርምር ሕርሻ ኣክሱም ገሊፁ። እቲ ማእኸል፥ ኣብ ክልል ትግራይ ውሕስነት ምግቢ ንምርግጋፅን ዝሓሸ ኣማራፂ ኣዝርእቲን…

ብሄራዊ ኮሚቴ ትግበራ ናፃ ቀጣና ንግዲ ኣፍሪካ ስርሑ ብወግዒ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) ብሄራዊ ኮሚቴ ትግበራ ናፃ ቀጣና ንግዲ ኣፍሪካ ስርሑ ብወግዒ ከምዝጀመረ ሚኒስትር ንግዲን ቀጣናዊ ዝምድናን ካሳሁን ጎፌ(ዶ/ር) ኣፍሊጦም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ኮሚቴ ኣግባብነት ዘለወን…

ኣብ መቐለ ብ9 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ዝተፈላለዩ መሰረተ ልምዓታት ክህነፁ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ መቐለ ብ9 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ዝተፈላለዩ መሰረተ ልምዓታት ንምህናፅ ትልሚ ከምዝሓዘ ገሊፁ። እቲ ዝተትሓዘ ትልሚ ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ምስ ነበርቲን ዝምልከቶም ኣካላትን ይካየድ ኣሎ። ከንቲባ ምምሕዳር እታ ከተማ ይትባረክ…

ኣብ ዝተፈላለያ ክፍላተ ከተማ ኣዲስ ኣበባ በዓል ኢሬቻ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ክፍላተ ከተማ ኣዲስ ኣበባ በዓል ኢሬቻ ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል “ኢሬቻ ንህዳሴ ባህልና” በዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝኽበር ዘሎ። ኣብ ስነ ሰርዓት ምኽባር እቲ በዓል፥ ኣባገዳታት፣ ሃደሲንቄታት፣ ዝተፈላለዩ ብሄር ብሄረሰባትን…

ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔ ብድምቀት ንክኽበር ቅድመ ምድላው ብምዝዛም ናብ ስራሕ ከምዝተኣተወ ሓይሊ ፀፅታ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) 25 መስከረም 2017 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝኽበር ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔ ብድምቀትን ብሰላምን ንክኽበር ቅድመ ምድላው ብምዝዛም ናብ ስራሕ ከምዝተኣተወ ሓይሊ ፀፅታ ኣፍሊጡ። ኣካላት ፀፅታ ዝገብርዎም ተግባራት ኣብ ዝተዳለወ ትልሚ ይካየድ ኣሎ።…

ንኣከባብራ በዓል ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔ  ንተሽከርከርቲ ዕፁው ዝኾኑ መገዲታት ወግዓዊ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ንኣከባብራ በዓል ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔ  ንተሽከርከርቲ ዕፁው ዝኾኑ መገዲታት ወግዓዊ ገይሩ። ብዙሕ ህዝቢ ኣብ ዝሳተፈሉን ኣባገዳታት፣ ሃደሲንቄታትን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ዝርከቡሉ እቲ በዓል 25 መስከረም 2017 ዓ.ም…

ኣብ ማእኸል ምርምር ሕርሻ ሸረ- ማይ ፀብሪ ልዕሊ 6 ዓይነት ሙሩፅ ዘርኢ ይፈሪ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማእኸል ምርምር ሕርሻ ሸረ- ማይ ፀብሪ 6 ዓይነት ሙሩፅ ዘርኢ ይፈሪ ከምዘሎ ተገሊፁ። ኣብቲ ኣብ ታሕታይ ኣድያቦ ጣብያ ለምለም ፍሉይ ቦታ መዳበ ዝርከብ ማእኸል ሙሩፅ ዘርኢ፥ ሰሊጥ ፣ ኣዳጉራ፣ ባምያ፣ ሱፍን ሓዊሱ ልዕሊ 6 ዓይነት ሙሩፅ…

ን5 ባንኪ ዘይኮኑ ቢሮታት ፍቓድ ስራሕ ሸርፊ ወፃኢ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ንሓሙሽተ ባንኪ ዘይኮኑ ቢሮታት ፍቓድ ስራሕ ሸርፊ ወፃኢ ከምዝሃበ ኣፍሊጡ። እቲ ባንኪ ኣገልግሎትን ተበፃሕነትን ሸርፊ ወፃኢ ንምስፋሕን ሸርፊ ወፃኢ ዝርከበሉ ዕድል ንምስፋሕን ኣብ ስራሕ ካብ ዘለዉ ባንኪታት ብተወሳኺ ምስ…