Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ደቡብን ምብራቕን ሊባኖስ ንዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከባቢታት ደቡብን ምብራቕን ሊባኖስ ዘሎ ፀገም ፀፅታ እናተበኣኣሰ ብምምፅኡ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ጄነራል ኢትዮጵያ ኣብታ ሃገር ንዜጋታቱ ፃውዒት ኣቕሪቡ።
እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ዘውፀኦ ሓበሬታ÷ ብፍላይ ኣብ ደቡብን ምብራቕን ከባቢታት ሊባኖስ…
ኣምባሳደር ታዬ ምስ ሓጋዚት ሚኒስትር ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ሓጋዚት ሚኒስትር ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ሞሊ ፊ ሓበራዊ ጉዳያት ኣብ ዝጠልቡ ዛዕባታት ጠሚቶም ተዛቲዮም።
ኣምባሳደር ታዬ÷ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ጥንኩር…
በዓል ዳሜራ መስቀል ዝኽበረሉ መስቀል ኣደባባይ ናይ ምፅራይ ስራሕ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ በዓል መስቀል ዳሜራ ምኽንያት ብምግባር መስቀል ኣደባባይ ናይ ምፅራይ ስራሕ ኣሳሊጡ፡፡
ኣብቲ ስራሕቲ ፅሬት ሓለፍቲ ስራሕ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ፣ ዝተፈላለዩ መራሕቲ ሃይማኖታትን ምእመናንን ተሳቲፎም፡፡
ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ክብሪታት መሰቀል ኣብ ምብራኽ ዝሕግዝ ዓለምለኸ ዋዕላ ፅባሕ ከሳልጥ እዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ክብሪታት መሰቀል ኣብ ምብራኽ ዝሕግዝ ዓለምለኸ ዋዕላ ካብ ፅባሕ 15 መስከረም 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ከሳልጥ እዩ።
እቲ ኮንፈረንስ፥ “ መፃኢ ንምቕራፅ ሕሉፍ ምዕቃብ ፤ ምህዞ ኣብ ባህላዊ ቅርስታት” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ…
ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ስምምዕነት ዝገበረትሎም ፕሮጀክታት ምትሕብባር ኢኮኖሚ ተግባራዊ ከምዝግበሩ ኣረጋጊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ስምምዕነት ዝተበፀሐሎም ፕሮጀክታት ምትሕብባር ኢኮኖሚ ከምኡ እውን ካብ ቀረፅን ታሪፍን ናፃ ዕድላት ዕዳጋ ትኹት ተገይሩሎም ተግባራዊ ከምዝግበሩ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዋንግ ዩ ኣፍሊጦም፡፡
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር…
ኤክስፖ መዓድንን ቴክኖሎጂን ማይንቴክስ ኣብ ወርሒ ሕዳር ክየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)3ይ ኤክስፖ መዓድንን ቴክኖሎጂን ማይንቴክስ ካብ 14 ክሳብ 17 ሕዳር 2017 ዓ.ም ኣብ ኣዳራሽ ሚሊኒየም ከምዝካየድ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ።
ኣብቲ ኤክስፖ ብዙሓት ዓለም ለኸ ኩባንያታት ከምዝሳተፉን ነቲ ኩነት ኣድላዪ ምድላው ከምዝተገበረን ተገሊፁ፡፡…
ኣብ ሶማሊያ ብወፃኢ ሓይሊታት ዝግበር ቀረብ ኣፅዋር እታ ሃገር ኣብ ኢድ ግብረ ራዕዲ ክትወድቅ በሪ ዝኸፍት ኢዩ – ኣምባሳደር ታዬ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሶማሊያ ኣብ ዘይተረጋገአ ኩነታት ድሕንነት ብናይ ወፃኢ ሓይሊታት ዝግበር ቀረብ ኣፅዋር ኣብ መወዳእታ እታ ሃገር ኣብ ኢድ ሓይሊታት ግብረ ራዕዲ ንክትወድቅ በሪ ዝኸፍት ዝኽእል ከምዝኾነ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀ ስላሴ…
390 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 390 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ኩሎም ተመለስቲ ደቂ ተባዕትዮ እንትኾኑ÷ ካብ ሞንጎ እዚኣቶም እቶም 7 ትሕቲ 18 ዓመት ዝኾኑ ሰገናት ኢዮም፡፡
ንተመለስቲ ዜጋታት ግቡእ ሓገዝ…
ማእኸል ምርመራ ፎረንሲክ ዩኒቨርሲቲ ኣርባምንጭ ስራሕ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል ምርመራ ፎረንሲክ ዩኒቨርሲቲ ኣርባምንጭ ህንፀቱ ብምዝዛም ስራሕ ጀሚሩ።
ዋና ኣመሓዳሪ ዞባ ጋሞ ባይነህ ኣበራ ከምዝገለፁ÷ እቲ ማእኸል ስራሕ ምጅማሩ ኣገልግሎት ንምርካብ ናብ ካሊእ ከባቢ ብምኻድ ዝባኽን ግዘን ጉልበትን ብምቑጣብ ስራሕ…
ካብ ኣዳማ-ጂቡቲ ናይ እንስሳት ኣገልግሎት ትራንስፖርት ባቡር ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ኣዳማ ናብ ጂቡቲ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ባቡር እንስሳት ዕላዊ ከምዝኾነ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ማሕበር ኣክሲዮን ባቡር ኢትዮ-ጅቡቲ ታከለ ኡማ (ኢ/ር) ኣፍሊጦም፡፡
እቶም ዋና ፈፃ ስራሕ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ “ሎሚ…