Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

“መን ኢዩ ምሁር?”

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ መበል 75 ዓመት በዓል ምስረትኡ ምኽኒያት ብምግባር ነበር ተምሃራይ እቲ ዩንቨርስቲ ዝኾኑ ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) “ግደ ምሁራን ንሃገራዊ ምዕባለ” ብዝብል ርእሲ መፅናዕታዊ ፅሑፍ የቕርቡ ኣለዉ። ኣካዳሚያዊ…

ብሄራዊ ረብሓ ዝሕሉ ጠንካራ ዓቕሚ ቴክኖሎጂ ንምህናፅ ጠመተ ሂብና ክንሰርሕ ይግባእ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ረብሓ ሃገርና ዝሕሉ ጠንካራ ዓቕሚ ቴክኖሎጂ ንምህናፅ ጠመተ ሂብና ክንሰርሕ ይግባእ ኢሎም ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ። ምረቓ ምርምርን ፖሊሲ ልምዓትን ምስረታ ማእኸልን ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ሎሚ…

ብዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 ኣገልግሎት ፍትሒ ዘሳልጡ ተግባራት ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 ኣገልግሎት ፍትሒ ዘሳልጡ ተግባራት ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ኢዮም ኢለን ሚኒስትር ፍትሒ ሃና ኣርኣያ ስላሴ። እተን ሚኒስትር ኣብ መበል ሓምሻይ ዓመት ሻውዓ ስሩዕ ኣኼባ ባህቶ ወከልቲ ህዝቢ ብምርካብ ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ…

ዘተን ልዝብን ንሃገራዊ ሓድነት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዘተን ልዝብን ፀገማት ምፍታሕ ንሓድነት ዜጋታትን ንምዕባለ ሃገርን ልዑል ግደ ይፃወት ኢሎም ምሁራን ሕጊን ማሕበረሰብ ሳይንስን። ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ፃንሒት ዝገበሩ ተመራማሪ ሕጊን ፖለቲካ ሳይንስን ኣለማየሁ ገብረማሪያም (ፕ/ር)ን…

ሕቶ ዋንነት ኣፍ ደገ ባሕሪ ኢትዮጵያ ልዕልነት ሃገር ዝውስን ኢዩ – ተስፋዬ በልጂጌ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ተስፋዬ በልጂጌ (ዶ/ር)ሕቶ ዋንነት ኣፍ ደገ ባሕሪ ኢትዮጵያ ልዕልነት ሃገር ዝውስንን ኩሉ ብሓባር ፀኒዑ ጠጠው ዝብለሉን ኣጀንዳ ብሄራዊ ረብሓ ኢዩ ኢሎም። ሕቶ በሪ ባሕሪ ናይ ወደብ ጉዳይ…

ንኣፍሪካዊ ፀገማት ኣፍሪካዊ መፍትሒ ሓሳብ ብተግባር ዝገለፀ ስምምዕነት

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሞንጎ መንግስቲን ህዝባዊ ትካል ኣምሓራ ፋኖን (ኣፋህድ) ዝተበፅሐ ስምምዕነት ሰላም ንኣፍሪካዊ ፀገማት ኣፍሪካዊ መፍትሒ ናይ ምሃብ ኣጀንዳ ዘጠናኽር ኢዩ ኢሎም ምሁራን ፖለቲካ ሳይንስ፡፡ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ዋቸሞ መምህርን ተመራማሪን ፖለቲካል…

ዲጂታል ምዝገባ ሲቪልን ቤተሰብን ስትራቴጂ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 ንምዕዋት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዲጂታል ምዝገባ ሲቪልን ቤተሰብን ምቅልጣፍ ስትራቴጂ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 ንምዕዋት ዕዙዝ ግደ ኣለዎ ኢለን ዋና ዳይሬክተር ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ሰላማዊት ዳዊት፡፡ እተን ዋና ዳይሬክተር ከምዝበለኦ÷ ዲጂታል ምዝገባ ሲቪልን ቤተሰብን…

ሓረስቶት ዝጀመርዎ ስራሕ ምዕባለ ኢትዮጵያ ዘይተርፍ ምዃኑ ዘርእይ ኢዩ – ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍሪያት ብምስሳን ናብረኦን ንምቕያር ሓረስቶት ዝጀመርዎ ስራሕ ምዕባለ ኢትዮጵያ ዘይተርፍ ምዃኑ ዘርእይ ኢዩ  ኢሎም ሚኒስትር ግብርና ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ። እቶም ሚኒስትር ሎሚ ኣብ ክልል ሲዳማ ከባቢ ሃዋሳ ብሓረስቶት ዝካየዱ ዘለዉ መንቅስቓሳት…

ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ብሄራዊ ረብሓ ብምቕዳም ምዕባለ ኢትዮጵያ ንምብሳር ይሰርሕ ኣሎ – ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ብሄራዊ ረብሓ ብምቕዳም ምዕባለ ኢትዮጵያ ንምብሳር ይሰርሕ ኣሎ ኢሎም ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው፡፡ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽንን ኢንስቲትዩት ስልጠና ቴክኒክን ሙያን ፌደራል ብሓባር ንምስራሕ…