Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣቦ መንበር ነእፓ ዓብድልቃድር ኣደም (ዶ/ር) ድምፂ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣቦ መንበር ፓርቲ ናፅነትን ማዕርነትን (ነእፓ) ዓብድልቃድር ኣደም (ዶ/ር) ኣብ ክፍለ ከተማ ኮልፌ ቀራንዮ ወረዳ 4 ክልል መረፃ 24 ብምርካብ ድምፆም ሂቦም። #ኢትዮጵያ #ኢትዮጵያትመርፅኣላ #ብመረፃጥራሕ #ፋናዲጂታል #Election…

ህዝቢ ኢትዮጵያ ብኣንኣሽቱ ፕሮፖጋንዳ ክስኮን ኣይኽእልን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ስርዓትን መንግስትን እትፈልጥ ጥንታዊት ሃገር ኢትዮጵያ ህዝባ ብኣንኣሽቱ ፕሮፖጋንዳ ክስኮን ኣይኽእልን ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ድምፂ ኣብ ዝሃቡሉ እዋን፤…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ድምፂ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ባህርዳር ተረኺቦም ድምፆም ሂቦም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ባህርዳር ኣብ ዝርከብ ጣቢያ መረፃ ህዳሴ (02-1) ተረኺቦም ድምፂ ሂቦም። 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ካብ ንግሆ ሰዓት 12:00…

ኣባላት ፖሊስ ፌዴራል ድምፂ ይህቡ ኣለው

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ካብ ልዕልና ሕጊ ናይ ምኽባር ተልእኾኦም ብተወሳኺ ናይ ምምራፅ ዲሞክራስያዊ መሰሎም ተጠቒሞም ኣባላት ፌዴራል ፖሊስ ድምፂ እናሃቡ ይርከቡ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ወረዳ 8 ክፍለ ከተማ ልደታ ኣብ ዝርከብ ወረዳ 8 ጀነራል ጃጋማ ኬሎ…

ወዲ 95 ዓመት ሽማግለ ካብ መጀመሪያ ክሳብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ሓፈሻዊ መረፃታት ብመራፅነት ዝተሳተፉ ወዲ 95 ዓመት ሽማግለ ኣይተ እንድሪያስ ፉንጋ ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ንምምራፅ ተሰናዲኦም፡፡ ኣብ ዞባ ወላይታ ነባሪ ከተማ ሻንቶ ዝኾኑ ኣይተ እንድሪያስ ኣብ መረፃ ብንቕሓት…

ኣብ ከተማ ኣዳማ ዝርከባ ጣቢያታት መረፃ ምድላው መረፃ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዳማ ዝርከባ ጣቢያታት መረፃ ምድላው መረፃ ተዛዚሙ፡፡ ኣብታ ምምሕዳር ከተማ ካብ ዝርከቡ 3 ክልላት መረፃ 296 ጣቢያታት መረፃ ዝርከባ እንትኾና፣ ብሓፈሻ 312 ሺሕን 457 መረፅቲ ከምዝተመዝገቡ ተሓቢሩ፡፡ ኣብ ኩለን ጣቢያታት…

ሕብረት ኣፍሪካን ኢጋድን ከይዲ ዴሞክራሲ ኢትዮጵያ ከምዝድግፉ ኣረጋጊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረት ኣፍሪካን በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ)ን ከይዲ ዴሞክራሲ ኢትዮጵያ ከምዝድግፉ ኣረጋጊፆም፡፡ መራሒ ጉጅለ ተዓዛቢ መረፃ ሕብት ኣፍሪካ ዝኾኑ ነበር ፕሬዝዳንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታን መራሒ ጉጅለ ተዓዛቢ መረፃ ኢጋድ…

ኣብ ከተማ ጎንደር ዝርገሐ ናውቲ መረፃ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ ግንቦት 23፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ጎንደር ናውቲ መረፃ ዝርገሐ ናውቲ መረፃ ሙሉእ ብሙሉእ ናብ ጣቢያታት መረፃ ተዛዚሙ፡፡ እቲ መረፃ ሰላማፃ ዴሞክራሲያዊን ከይዱ ሓሊዩ ንኽዛዘም ብምውዳድ እናሰርሐ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ንሻውዓይ ሓፈሻዊ መረፃ ኣድላዪ ምድላው ዝተዛዘመ…