Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

125 ኢትዮጵያዊያን ካብ ሊባኖስ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2017 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 125 ኢትዮጵያዊያን ካብ ሊባኖስ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣብ ሊባኖስ ኣብ ኣፀጋመኒ ኩነታት ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብምዃን ይሰርሕ ከምዘሎ…

ብሄራዊ ባንኪ ኣብ ዋሽንግተን ዝነበሮ ፀንሒት ዕዉት ኢዩ – ኣይተ ማሞ ምህረቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣብ ዓመታዊ ኣኼባ ባንኪ ዓለምን ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብን ዝገበረ ፃንሒት ሸቶኡ ዝወቕዐን ዕዉትን ከምዝኾነ ገዛኢ እቲ ባንኪ ማሞ ምህረቱ ኣፍሊጦም፡፡ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዘካተተ ላዕለዋይ ልኡኽ ኢትዮጵያ፤ ዓለም ለሐ…

ኣይተ ኣደም ፋራህ ምስ ምክትል ሚኒስትር ዲፓርትመንት ዓለም ለኸ ርክብ ኮሚንስት ፓርቲ ቻይና የልዑካን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2017 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ኣብ ቻይና ዝርከብ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ፓርቲ ብልፅግና ምስ ዲፓርትመንት ዓለም ለኸ ርክብ ኮሚንስት ፓርቲ ቻይና ዘቲዩ። ነቲ ጉጅለ ዝመርሑ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት…

56 ኢትዮጵያውያን ካብ ጅቡቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ 56 ስሩዓት ዘይኮኑ ፍልሰተኛታት ምስ ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኞች ብምትሕብባር ናብ ኢትዮጵያ ከምዝመለሰ ኣፍሊጡ፡፡ እቶም ዘይሕጋዊ ፍልሰተኛታት ብኣውሮፕላን ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ካብቲ ኤምባሲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…

ኣብ ምዕባይ ንዝርከባ ሃገራት ፍትሓዊ ቀረብ ፋይናንስ ክህሉ ምስራሕ ይግባእ – ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ኢትዮጵያን ካልኦት ኣብ ምዕባይ ዝርከባ ሃገራትን ፍትሓዊ ቀረብ ፋይናንስ ንኽረኽባ ክሰርሕ ከምዝግበኦ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ኣገንዚቦም። ጎድና ጎድኒ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ እናተኻየደ ዝርከብ ዓመታዊ ኣኼባ ባንኪ…

ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣሰልጣኒ ኣስራት ሃይሌ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣሰልጣኒ ኣስራት ሃይሌ ተፈፂሙ። ኣብ ታሪኽ ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ብረፃታይነትን ኣሰልጣንነትን ንነዊሕ ዓመታት ዘገልገለ ኣስራት ሃይሌ (ጎራዴው) ብቕድሚ ትማሊ ካብዛ ዓለም ብሞት ምፍላዩ ይፍለጥ፡፡

ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ልዕሊ 32 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ኣቑሑት ህንፀት ተገይሩሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር እቶትን ኮሚሽን ጉምሩኽን ንመህነፂ መንበሪ ኣባይቲ ሰራዊት ሓይሊ ኣየር ዝውዕል ልዕሊ 32 ሚሊየን ብር ዘውፅኡ ሓገዝ ኣቑሑት ህንፀት ገይሮም፡፡ እቲ ሓገዝ ሚኒስትር እቶት ኣይናለም ንጉሴን ኮሚሽነር ጉምሩኽ ደበሌ ቃበታን ንዋና ኣዛዚ ሓይሊ…

ኣኼባ ስትሪንግ ኮሚቴ ፍሪያት ፓርክታት ዝተዋደደ ኣግሮ ኢንዱስትሪ መዕበዪ ፕሮጀክት ይካየድ ኣሎ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣኼባ ስትሪንግ ኮሚቴ ፍሪያት ፓርክታት ዝተዋደደ ኣግሮ ኢንዱስትሪ መዕበዪ ፕሮጀክት ይካየድ ኣሎ ። ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣብረሃም በላይ(ዶ/ር)፣ ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ፣ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፋሪያት ካሚልን…

ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ማሕበረሰብ ንግዲ ማሌዢያ ኣብ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ዘሎ ዕድል ኢንቨስትመንት ንክጥቀሙ ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣንዋር ኢብራሂም፣ ህዝብን መንግስቲን ማሌዢያ ኣብ ፃንሒትና ንዝሃብኩሙና ድሙቕ ኣቀባብላን ፍቕሪን ነመስግን ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ…

ትልሚታትን ኣንፈታትን ልምዓት ንክዕወቱ ኣመራርሓ ቁርፀኛ ብምዃን ክሰርሕ ይግባእ-ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመንግስቲ ዝተቐረፁ ኢንሸየቲቫት፣ ትልሚታትን ኣንፈታትን ልምዓት ንክዕወቱ ኣመራርሓ ቁርፀኛ ብምዃን ክሰርሕ ከምዝግባእ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም። ንሰለስተ መዓልታት ዝፀንሕ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ቀዳማ|ይ…