Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ጉዳይ በሪ ባሕሪ ኩሉ ብሓባር ጠጠው ክብል ይግባእ – ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ጉዳይ በሪ ባሕሪ ኩሉ ብሓባር ጠጠው ክብል ይግባእ ኢሎም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)፡፡
እቶም ሚኒስትር እዚ ዝበሉ 6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየሶ 6ይ ስሩዕ ኣኼባ ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ንዝቐረበሎም…
ዲጂታል ኢትዮጵያ ምህናፅ ምዕባለ ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ልዑል ጠመተ ካብ መንጎ ዝተውሃቦም ጉዳያት ኢዩ-መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መንግስቲ ምዕባለ ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ወሰንቲ ኢዮም ብምባል ካብ መንጎ ዝቐረፆም ትልምታት ዲጂታል ኢትዮጵያ ምህናፅ ልዑል ጠመተ ዝተውሃቦ ጉዳይ ከምዝኾነ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣብ ዘውፀኦ መልእኽቲ ገሊፁ።
እቲ ኣገልግሎት ዲጂታል…
ወፃኢ ንግዲ ምዕባይ፣ ተካእቲ ፍርያታትን መፍረያይነት ምውሳኽን ቀንዲ ትኹት መንግስቲ ኮይም ክቕሉ ኢዮም – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመመሓየሺ ኢኮኖሚ ንዝተረኸቡ ዓወታት ዘላቕነት ንኽህልዎም ወፃኢ ንግዲ ምዕባይ፣ ተካእቲ ፍርያታትን መፍረያይነት ምውሳኽን ቀንዲ ትኹት መንግስቲ ኮይም ክቕሉ ኢዮም ኢሉ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ።
እቲ ኣገልግሎት ‘ካብ ኢኮኖሚ ስብራት ናብ…
ከንቲባ ኣዳነች ኣብታ ከተማ ዝተሃነፁ 32 ፕሮጀክታ ትካላት ፖሊስ መሪቐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ህንፀቶም ዝተዛዘሙ 32 ሓደሽቲ ትካላት ፖሊስን መከላኸሊ ባርዕ ሓዊን ስግኣት ሓደጋን መሪቐን ኣጀሚረን፡፡
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ስነ ስርዓት ምረቓ ከምዝበለኦ÷ ሎሚ ኣብ ታሪኽ ፖሊስ ኣዲስ…
ማንቼስተር ሲቲ ንኖቲንግሃም ፎረስት ብምስዓር ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መበል 18 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ሲቲ ንኖቲንግሃም ፎረስት 2 ን 1 ስዒራ፡፡
ናይ ማንቼስተር ሲቲን ሸቶታት ሬንደርስን ሼርኪን እንተመዝግቡ ኖቲንግሃም ንፎረስት ካብ ስዕረት ዘየድሐነት ሸቶ ሁቺንሰን አመዝጊቡዋ፡፡…
ምዕባለ ኢትዮጵያ ሓምለዋይ ኢኮኖሚን ኣብ ግምት ዘእተወ ክኸውን ንምግባር ይስራሕ ኣሎ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምዕባለ ኢትዮጵያ ሓምለዋይ ኢኮኖሚን ኣብ ግምት ዘእተወ ክኸውን ንምግባር ይስራሕ ኣሎ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡
ኤግዚቢሽንን ፎረምን ምንቅስቓ ብኽለት ኢትዮጵያ 2025 ተጀሚሩ፡፡
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትሩ ኣብቲ…
ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ስሩዕ ጉባኤኡ ዝተፈላዩ ሽመታት ብምፅዳቕ ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ስሩዕ ጉባኤኡ ዝተፈላዩ ሽመታት ብምፅዳቕ ተዛዚሙ፡፡
ንዝሓለፉ ክል መዓልቲታት ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ እንትካየድ ዝፀንሐ እቲ ቤት ምኽሪ፤ ሎሚ መዓልቲ ብርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣረጋ ከበደ ዝቐረቡ ዝተፈላለዩ…
መልእኽቲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡-
ስትራቴጂ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 ብኹሉ መዳይ ባህሊ ፈጠራ ስራሕ ብምስራፅ ቀፃሊ ዝኾነን ቅልጡፍን ዕቤት ጋህዲ ንምግባር ኢንተርፕረነርሽፕ ቁልፊ መሳርሒ ኢዩ።
ሎሚ ሪቒቕ ፖሊሲ ልምዓት ኢንተርፕረነርሽፕ ፌዴሪኢ ብዝምልከት ምስ ኣባላት ዲጂታል ካውንስል ብመርበብ ሓበሬታ ልዝብ ኣካይድና።
ፖሊሲ…
በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ንጄፒኤስ ቴሌቪዥን መጠንቀቕታ ሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ንጂሰስ ፕሮፌቲክ ስፕሪት ቸርች (ጄፒኤስ ቴሌቪዥን ጣቢያ) መጠንቀቕታ ሂቡ፡፡
እቲ በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ሃይማኖት ዘመሓላልፉዎም ትሕዝቶታት ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፤ ኣብ ሃገርና ናፅነት ሃይማኖትን…
ትካላት ትምህርቲ መሕለዊ ድሌት ፖለቲካ ተገይረን ፀኒሐን ኢየን – ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ትምህርቲን ፖለቲካን ስለዝተደበላለቑ ትካላት ትምህርቲ መሕለዊ ድሌት ፖለቲካ ተገይረን ፀኒሐን ኢየን ኢሎም ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)፡፡
ሚኒስቴር ትምህርቲ ላዕለዎት ኣመራርሓ ትምህርቲ ምስ ኣባላት ማሕበረሰብ ዩኒቨርሲቲ ኣምቦ…