Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ግብፂ ኣብ ሓደ ዓመት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ንምምላእ ካብ ዝውዕል ማይ ንላዕሊ ኣብ በረኻ ሰሃራ ተባኽን
ግብፂ ኣብዚ ኣብ ዝሰልጠነ ዓለም ካብ ዘመነ ባዕዳዊ መግዛእቲ ዝወረሰቶ ናይ ማይ ፖለቲካዊ ልዕልና ክንከኣ ኣይትደልን እያ።
ብኣንፃሩ ድማ ኢትዮጵያ ካብ መሬታ ዝፈልፍሉ ሃፍቲታት ማይ ይትረፍ ኣልሚዓ ክትጥቀም ትኹረት ክትገብር እውን ኣይትደልን።
እታ ሃገር ካብ ቀደሙ እውን ኢትዮጵያ ሰላም…
ሓምለዋይ ኣሰር – ንወለዶታት ዝሰጋገር ዓብዪ ሃፍቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ሃገር ምስሊ መሬታ፣ ተፈጥሮኣዊ ፀጋታታ ወይ እውን ድንበራ ጥራሕ ዘይኮነስ፣ ውፅኢት ሓባራዊ ሕልምን ሓድነትን ህዝባ እያ።
ሓደ ህዝቢ ንሓደ ሰናይ ዕላማ ብሓባር ጠጠው እንትብል ኣኽራን ኣፍሪሱ ሰጥ ዝበለ ሜዳ ክገብር፤ ካብ ንጣብ ማይ እልፊ መሬት…
ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ትሕቲ ሰሃራ ካብ ዘለዉ ዓበይቲ ኢኮኖሚታት ሓደ እዩ – ሲኤንኤን
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)መቐመጢኡ ኣብ ኣሜሪካ ዝገበረ ጣብያ ቴሌቪዥን ሲኤንኤን ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ካብተን ኣብ ትሕቲ ሰሃራ ዝርከባ ሓሙሽተ ቀዳሞት ሃገራት ብቕልጡፍ ዝዓቢ ኢኮኖሚታት ሓንቲ ምዃና ገሊፁ።
ብወኪል ፀብፃብ ሲኤንኤን ኣብ ኬንያ ቪክቶሪያ ሩባደሪ ዝተዳለወ…
ሓምለዋይ ኣሰር – ቅሉዕ መርአያ ምትሕብባር መንግስቲን ህዝቢን
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ብተበግሶ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዝተጀመረ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ተፈጥሮኣዊ ሃፍቲ ብምክንኻን ፅዕንቶ ክሌማዊ ለውጢ ንምፅዋር ጥራሕ ዘይኮነስ ከም ሃገር ውሕስና ምግቢ እውን የረጋግፅ ኣሎ።
እዚ መርሃ ግብሪ ሓለዋይ ኢኮኖሚ…
ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ናይ ሚልዮናት ገዛውቲ ናብ ብርሃን ቀይሩ – ሲኤንኤን
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)መቐመጢኡ ኣብ ኣሜሪካ ዝኾነ ቴሌቪዥን ሲኤንኤን ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ናይ ሚልዮናት ገዛውቲ ናብ ብርሃን ዝቐየረ ግድብ ክብል ገሊፁዎ።
ፀብፃቢት ወኪል ሲኤንኤን ኣብ ኬንያ ዝኾነት ቪክቶሪያ ሩባደሪ ኣብ ዘሰናደአቶ ፀብፃብ፤ ኣብ ኣፍሪካ ዝዓበየ…
ንስልታዊ ጉጅለታት ዝቐርቡ ኣጀንዳታት ኣብ ምዝዛም ይርከቡ
10 ኣባላት ዘለዎም 400 ኣናኣሽተይ ጉጅለታት ከምኡ እውን 50 ኣባላት ዘለዎም 80 ጉጅለታትን ዘልዐልዎም ናይ ኣጀንዳ ሓሳባት፤ 25 ኣባላት ብዘለዎም 16 ናይ ቃለ ጉባኤ ኣጠናኸርቲ ጉጅለታት ተጠናኺሮም ን250 ኣባላት ዘለዎም 16 ስልታዊ ጉጅለታት ከም ዝቐረቡ ይፍለጥ።
እቶም 250 ኣባላት…
በሪ ባሕሪ ንኩለመዳይ ልምዓት ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)በሪ ባሕሪ ንዝኾነት ትኹን ሃገር ብመንፅር ኢኮኖሚ፣ ንግዲ፣ ድሕንነትን ዓለምለኻዊ ርክባትን ኣዝዩ ኣገዳሲ ሃፍቲ እዩ።
ኣብ ዓለም መብዛሕትኡ ንግዲ ብባሕሪ መጓዓዝያ ስለዝፍፀም፣ በሪ ባሕሪ ዘለወን ሃገራት ኣብ ኢኮኖሚ ልዑል ተወዳዳራይነት ክህልወን…
ሓምለዋይ ኣሰር ዘላቒ ልምዓት ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ልዑል ኣስተዋፅኦ የበርክት ኣሎ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓምለዋይ ኣሰር ዘላቒ ልምዓት ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ልዑል ኣስተዋፅኦ የበርክት ኣሎ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም።
መርሃ ግብሪ ተኸላ 800 ሚልየን ፈልሲ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ እናተሳለጠ ይርከብ።
ኣፈ ጉባ ባይቶ ወከልቲ…
ኣብ ሓምለዋይ ኣሰር ሓንቲ ፀሓይ ክሳብ ሕዚ ልዕሊ 578 ነጥቢ 6 ሚሊየን ፈልሲታት ተተኺሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ወፍሪ ሓንቲ ፀሓይ ክሳብ ሕዚ ኣብ ዘሎ ከይዲ ልዕሊ 578 ነጥቢ 6 ሚሊየን ፈልሲታት ተተኺሎም ኢለን ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ እናትኣለም መለሰ፡፡
እተን ሚኒስትር ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ÷…
ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያውያን ንሓደ ሃገራዊ ዕላማ ዘተኣሳሰረ ሓበራዊ ጎስጓስ እዩ – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ህዝቢታት ኢትዮጵያ ንሓደ ሃገራዊ ዕላማ ብሓባር ዘተኣሳስርን ደው ዘብልን ሃገራዊ ጎስጓስ እዩ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፡፡
ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ ኣብ ዝተኻየደ ወፍሪ…