Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዘየቋርፅ ቀረብ መድሓኒት “ካንሰር” ንክህሉ ፃዕሪ ይግበር ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘየቋርፅ ቀረብ መድሓኒት “ካንሰር” ንክህሉ ፃዕሪ ይግበር ከምዘሎ ሚኒስቴር ጥዕና ገሊፁ።
ቀረብ እቲ መድሓኒት ንምምሕያሽ ዝዓለመ ዘተ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ተሳሊጡ።
ሚኒስትር ዴኤታ ዶክተር ደረጄ ድጉማ፥ ካንሰርን ካንሰር ምልቆ ማህፀንን ዝበሉ…
ኢትዮጵያ ንህንፀት ዲጂታል ኢኮኖሚ ልዑል ጠመተ ብምሃብ ትሰርሕ ኣላ-ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንህንፀት ዲጂታል ኢኮኖሚ ልዑል ጠመተ ብምሃብ ትሰርሕ ኣላ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም።
ስራሕቲ ህንፀት ዲጂታል ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ዝምልከት ኣብ ኤክስፖ ስትራይድ ኢትዮጵያ ክሳብ ሐዚ ዘለዎ ከይዲ ፈተናታትን…
ከተማ ኣዲስ ኣበባን ቾንግኪንግን ሰነድ ስምምዕነት ኣሓት ከተማታት ከቲመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማ ኣዲስ ኣበባን ቾንግኪንግን ሰነድ ስምምዕነት ኣሓት ከተማታት ከቲመን።
ብመዓርግ መክትል ከንቲባ ሓላፊ ቢሮ ፅባቐን ሓምለዋይ ልምዓትን ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ጀማሉ ጀንበር (ዶ/ር) ዝመርሕዎ ልኡኽ ኣብ ቻይና ከተማ ቾንግኪንግ ዑደት ስራሕ…
ም/ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ኤክስፖ ስትራይድ ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህን ሚኒስትራትን ኣብ ኤክስፖ ስትራይድ ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዶም።
ኤክስፖ ስትራይድ ኢትዮጵያ 2024 ብቐዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) 10 ግንቦት 2016 ዓ.ም ብዕሊ ምኽፋቱ ይፍለጥ።
ዓመታዊ…
ናህሪ ዋጋ ናብ 23 ነጥቢ 3 ሚኢታዊት ከምዝነከየ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ዝነበረ ናህሪ ዋጋ ናብ 23 ነጥቢ 3 ሚኢታዊት ከምዝነከየ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር) ገሊፀን።
እተን ሚኒስትር ኣብ ዝሃብኡ መግለፂ፥ ንምግቢ ዝውዕሉ ጥረ ኣቑሑ በቢእዋኑ ይውስኹ ስለዘለዉ…
ዘላቒ ሰላም ንምርግጋፅ ምትሕብባር መዳርግቲ ኣካላት ወሳኒ ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘላቒን እወንታዊን ሰላም ንምርግጋፅ ምትሕብባር መዳርግቲ ኣካላት ወሳኒ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ሰላም ገሊፁ።
ብሚኒስትር ሰላም ብናልፍ ኣንዷለም ዝተመርሐ ልኡኽ፥ ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ ግዝኣት ዩታሃ ምስ ዝርከቡ ኣመራርሓ ፋውንዴሽን ስተርሊንግ ኣብ ህንፀት…
መንግስቲን ፓርቲታት ፖለቲካን ዘተ ዝግበረሎም ስትራቴጂካዊ ጉዳያት ንምውሳን ይዛተዩ ኣሎዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲን ፓርቲታት ፖለቲካን ብቐፃልነት ዘተ ዝግበረሎም ስትራቴጂካዊ ጉዳያት ንምውሳን ይዛተዩ ኣሎዉ።
ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ዋና ኣተሓባባሪ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ኣደም ፋራህ፥ ምስ ኣመራርሓ ፓርቲታት ፖለቲካ…
ብሓደጋ ትራፊክ ህይወት 3 ሰባት ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበበ፣ 13 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጅማ ወረዳ ሶኮሩ ጣቢያ ኣበልቲ ብሓደጋ ትራፊክ ህይወት 3 ሰባት ሓሊፉ።
ሎሚ ንጎሆ ሰዓት 1ን 30ን ብዘጋጠመ ሓደጋ ህይወቶፐም ካብ ዝሓለፉ ሰለስተ ሰባት ብተወሳኺ ሸውዓተ ሰባት ከቢድ ጉድኣት ኣካል ከምዘጋጠመ ተገሊፁ።
ብተስፋሁን…
230 ኢትዮጵያውያን ካብ ኦማን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)230 ኣብ መዓስከራት ኦማን ዝነበሩ ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮም ማሕበራዊ ጉዳይን ነቶም ተመለስቲ ዜጋታት ግቡእ ደገፍ ብምግባር ምስ ስድራ ናይ ምፅንባር ስራሕ ይውገን ከምዘሎ ኣፍሊጡ።
እዋናዊ ሓበሬታ…
ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገብረሚካኤል ምስ ኣባላትን ኣመራርሓን ፍሉያት ኮማንዶ ፀረ ግብረ ራዕዲ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ጀነራል ፌዴራል ፖሊስ ኢትዮጵያ ደመላሽ ገብረሚካኤል ምስ ኣባላትን ኣመራርሓን ፍሉያት ኮማንዶ ፀረ ግብረ ራዕዲ ዘቲዮም።
እቶም ኮሚሽነር ጀነራል ብፍሉይ ኮማንዶ ብምስልጣን ኣብ ዝተፈላለዩ ግዳጃት ጅግንነት ዝፈፀሙን ኣብዚ ሐዚ እዋን እውን…