Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣተሓሕዛ መረዳእታ ትሕዝቶ መሬት ምዝማን ፀገማት ሰናይ ምምሕዳር ዝቐርፍ ኢዩ – ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣተሓሕዛ መረዳእታ ትሕዝቶ መሬት ከተማ ምዝማን ፀገማት ሰናይ ምምሕዳር ዝቐርፍ ኢዩ ክብላ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ተዛሪበን።
ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒን ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች…
ኣፍሪካ ዘጋጠማ ስግኣት ፀፅታን ድሕንነትን መፍትሒ ይደሊ ኢዩ-ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካ ዘጋጠማ ስግኣት ፀፅታን ድሕንነትን ካብ ዘተ ዝሓለፈ መፍትሒ ይደሊ ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም።
“ኣፍሪካ ብጠንካራ ሓድነት፣ ንኩለ መዳያዊ ፀፅታን ሰላምን” በዘብል መሪሕ ሓሳብ ኮንፈረንስ ሚኒስትራት መክልኻል…
ጉባኤ ሚኒስትራት ምክልኻል ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ሚኒስትራት ምክልኻል ኣፍሪካ “ኣፍሪካ ኣብ ጥንኩር ሓድነት፣ ንኩለመዳይ ፀፅታን ሰላምን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ይሳለጥ ኣሎ፡፡
ንሰለስተ ተኸታተልቲ መዓልቲታት ኣብ ዝፀንሕ ጉባኤ÷ ኣብ ስነ-ስርዓት መኽፈቲ…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ፖርት ሱዳን በረራ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ናብ ወደብ ከተማ ሱዳን ዝኾነት ፖርት ሱዳን ዕለታዊ በረራ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ።
ፖርት ሱዳን መበል 66 መብፅሒት ኣፍሪካ ዝገበረ እቲ መገዲ ኣየር÷ ናብ ፖርት ሱዳን በረራ ምጅማሩ ኢትዮጵያ ኣብ ሃገራት…
ኣብ ሞንጎ መዕደጊን መሸጢን ሸርፊ ወፃኢ ዘሎ ኣፈላላይ ካብ ክልተ ሚኢታዊ ንላዕሊ ከይኸውን ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ባንኪታት ሸርፊ ወፃኢ ኣብ ዝዕድጉሉን ዝሸጡሉን ዘሎ ኣፈላላይ ካብ ክልተ ሚኢታዊ ንላዕሊ ክበልፅ ከምዘይብሉ ኣተሓሳሲቡ።
እቲ ብሄራዊ ባንኪ እዚ ብዝምልከት ንንግዲ ባንኪታት ብደብዳበ ከምዘፍለጠ ገሊፁ።
ሓዱሽ ተመን ሸርፊ…
መርከበኛታት መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ኣብ ባሕሪ ብምዃን ኣኽቢሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መርከበኛታት ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ኣብ ዘለዉሉ ባሕሪ ብምዃን ኣኽቢሮም።
“ሰንደቕ ዕላማማን ንብሄራዊ ሓድነትና፣ ንሉኣላዊነትናን ብራኸ ኢትዮጵያን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሎሚ መዓልቲ ኣብ መላእ ሃገር ዝተኸበረ መበል 17ኛ ብሄራዊ መዓልቲ…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ኤ350-1000 ዝተሰመየት ኣውሮፕላን ከምዝርከብ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዝተትሓዘ ወርሒ ጥቅምቲ ኤ350-1000 ዝተሰመየት ናይ መገደኛታት ኣውሮፕላን ከምዝርከብ ኣፍሊጡ።
ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መስፍን ጣሰው÷ “እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ዓውዲ ኣቪዬሽን ኣፍሪካ ዘለዎ ቀዳማይ…
ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ኣኼባ ሕብረት ፓርላማ ትሳተፍ ኣላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣፈ ጉባኤ ቤት ኽሪ ፌደሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ጄኔቫ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 149 ኣብ ዓለም ለኸ ኣኼባ ሕብረት ፓርላማ ይሳተፍ ኣሎ፡፡
እቲ ጉባኤ÷ ኣብ ሳይንስን፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን፣ ሰላምን…
ቶዮ ሶላር ብ7 ቢሊዮን ብር ወፃኢ ኣብ ኢትዮጵያ ፋብሪካ ንምኽፋት ዘኽእሎ ስምምዕነት ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባኒያ ቻይና ዝኾነ ቶዮ ብ7 ቢሊዮን ብር ወፃኢ ሓይሊ ፀሓይ ንምፍራይ ዘኽእሎ ስምምዕነት ምስ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ተፈራሪሙ፡፡
እቲ ኩባንያ ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክ ሃዋሳ ሶላር ኢነርጂ መፍረዪ ፋብሪካ ንምህናፅ ዘኽእሎ ፍቓድ ከምዝረኸበ…
መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ዝርከባ ኤምባሲታት ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 17 መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ዝርከባ ኤምባሲታትን ኣቢያተ ፅሕፈት ቆንስላን ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ።
እቲ ዕለት ኣብ ኤምባሲታት ኢትዮጵያ ኣብ ጣልያን፣ ጅቡቲ፣ ኬንያ፣ ህንዲን ካልኦት ሃገራትን ብዝተፈላለዩ ኩነታት…