Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዜጋታት ካብ ተሓጋዛይነት ናብ መፍረያይነት ንምስግጋር…
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዜጋታት ካብ ድኽነት ንምውፃእ ብዝተወገኑ ስራሕቲ ብዙሓት ዜጋታ ካብ ተሓጋዛይነት ናብ መፍረያይነት ተሰጋጊሮም ኢሎም ሚኒስትር ዴኤታ ከተማን መሰረተ ልምዓትን ፈንታ ደጀን።
ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት በጀት 2018 ዓ.ም ልምዓታዊ…
ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ብሕልፈት ህይወት ላጲሶ ጌ’ዴሌቦ (ፕ/ር) ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ብሕልፈት ህይወት ላጲሶ ጌ’ዴሌቦ (ፕ/ር) ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም።
እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ህቡብ ናይ ታሪክ ምሁር ላዺሶ ጌ’ዴሌቦ (ፕ/ር) ብሕክምና ክሕገዙ…
ንላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ክወሃብ ዝፀንሐ ስልጠና ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ክወሃብ ዝፀንሐ ስልጠና ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲን ቀደማይ ሚኒስትርን ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ብዝሃብዎ መምርሒ ስራሕ ተዛዚሙ።
ናይቲ ፓርቲ ም/ፕሬዚዳንትን ሓላፊ ዋና ቤት ፅሕፈትን ኣይተ ኣደም ፋራህ ከምዝበልዎ÷…
ድርቂ ዝፃወሩን ዝሓሸ ፍሪያት ዝህቡን ሃገራዊ ዓሌታት ስርናይ …
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)
ድርቂ ዝፃወሩን ዝሓሸ ፍሪያት ዝህቡን ሃገራዊ ዓሌታት ስርናይ ንምምዝጋብ ይስራሕ ኣሎ ኢሉ ኢንስቲትዩት ብዝሃ ህይወት ኢትዮጵያ።
መራሒ ምርምር ኣዝርእትን ሆርቲካልቸርን ውብሸት ተሾመ ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ፥ ኣስታት 80 ካብ ዝኾኑ ዓሌታት…
ፋሲል ሓድጊነቱ ሓሊዩ ደረጃኡ ዝሓለወ መስሕብ ቱሪስት ምዃኑ ትንሳኤ ጎንደር ዘርኢ ኢዩ – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ህንፃታት ኣቢያተ መንግስቲ ፋሲል ፋሲል ሓድጊነቱ ሓሊዩ ንበፃቲ ብዝምቹ ኩነታት ደረጃኡ ዝሓለወ መስሕብ ቱሪስት ምዃኑ ትንሳኤ ጎንደር ዘርኢ ኢዩ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፡፡
ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ኣብ ዑደት ስራሕቲ ልምዓት…
ኢትዮጵያ ኣብ ዩኔስኮ ኣባል ቦርድ ፈፃሚ ስራሕ ብምዃን ተመሪፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዩኔስኮ ኣባል ቦርድ ፈፃሚ ስራሕ ብምዃን ተመሪፃ።
ኣብ ኡዝበኪስታን ሳማርካንድ ይካየድ ኣብ ዘሎ መበል 43 ሓፈሻዊ ጉባኤ ኢያ ተመሪፃ።
እቲ ቦርድ 53 ኣባል ሃገራት ዝሓዘ እንትኸውነ፥ ኢትዮጵያ ክሳብ 2029 ዓ.ም.ፈ ኣባል…
ሐዚ ዘሎ ዕድል ካብ እነበላሹ ብምትሕብባር እንተሰሪሕና ናይናን ደቅናን ፅባሕ ዝማዕረገ ይኸውን-ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሐዚ ዘሎ ዕድል ካብ እነበላሹ ብምትሕብባር እንተሰሪሕና ናይናን ደቅናን ፅባሕ ዝማዕረገ ይኸውን ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)።
ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ዝተሓደሰ ቀፅሪ ኣብያተ…
ኣብ ጎንደር ዝተጀመረ ልምዓት ኮሪደር ነታ ከተማ ዳግማይ ንምውላድ ኣብ ሕርሲ ከምዘላ ዘርእይ ኢዩ- ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ጎንደር ዝተጀመረ ልምዓት ኮሪደር ነታ ከተማ ዳግማይ ንምውላድ ኣብ ሕርሲ ከምዘላ ዘርእይ ኢዩ ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)።
ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ዝተሓደሰ ቀፅሪ…
ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ክልል ኦሮሚያ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ኣካይዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ክልል ኦሮሚያ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ኣካይዶም።
እቶም ኣመራርሓታት ኣብ ዝሓለፉ 10 መዓልታት ኣብ ከተማ ኣዳማ ስልጠና ክወስዱ ቀኒዮም ኢዮም።
እቶም ሰልጠንቲ ሎሚ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምብራቕ ሸዋ…
ግድብ መገጭ እንትዛዘም ፍሪያት ግብርና ክስስን ኢዩ-መልእኽቲ ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ግድብ መገጭ እንትዛዘም ፍሪያት ግብርና ክስስን ኢዩ ኢሎም መልእኽቲ ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)።
እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ጎንደር ኣብ ዝነበረን ዑደት ኩነበታት ስራሕቲ ፕሮጀክት…