Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያውያን ንሓደ ሃገራዊ ዕላማ ዘተኣሳሰረ ሓበራዊ ጎስጓስ እዩ – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ህዝቢታት ኢትዮጵያ ንሓደ ሃገራዊ ዕላማ ብሓባር ዘተኣሳስርን ደው ዘብልን ሃገራዊ ጎስጓስ እዩ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፡፡ ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ ኣብ ዝተኻየደ ወፍሪ…

ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ኢትዮ ቴሌኮም ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ኢትዮ ቴሌኮም መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ወፍሪ ሓንቲ ፀሓይ ኣብ እንጦጦ ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም። ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ ኣብቲ እዋን፤ ሎሚ መዓልቲ ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን እቲ ትካል ኣብ…

ዝሓለፉ ዓመታት ከም ሃገር እፃስቦ ኩሉ ጋህዲ ዝኾኑሎም ዓመታት እዮም – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ከም ሃገር እንሓስቦ ኩሉ ጋህዲ ዝኾኑሉ ዓመታት እዮም ኢሎም። እቶም ፕሬዚዳንት ሎሚ ኣብ መዓልቲ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ወፍሪ 800 ሚልየን ፈልሲታት ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ብምስታፍ ኣሰሮም ኣንቢሮም።…

ኢትዮጵያ ብመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ክሌማዊ ለውጢ ንምክልኻል ዘለዋ ቆራፀነት ብተግባር ኣረጋጊፃ እያ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ብመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ክሌማዊ ለውጢ ንምክልኻል ዘለዋ ቆራፀነት ብተግባር ኣረጋጊፃ እያ ኢሎም ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዲሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም…

ሓለዋይ ኣሰር ንምዕባይ ዓቕሚ ማይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓምለዋይ ኣሰር ሓለዋ ተፋሰስ ብምጥንኻር ድሕንነት ግድባትን ፍልፍላት ማይን እናደንፈዐ ይርከብ። ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ብሓምለዋይ ኣሰር ዝተተኽሉ ፈልሲታት ብብዙሕ መገዲ ህይወት ኢትዮጵያውያን እናለወጡ መፂኦም እዮም። እቲ መርሃ ግብሪ ዝፈጠሮ…

ሓምለዋይ ኣሰር ንምዕባይ ዓቕሚ ማይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓምለዋይ ኣሰር ሓለዋ ተፋሰስ ብምጥንኻር ድሕንነት ግድባትን ፍልፍላት ማይን እናደንፈዐ ይርከብ። ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ብሓምለዋይ ኣሰር ዝተተኽሉ ፈልሲታት ብብዙሕ መገዲ ህይወት ኢትዮጵያውያን እናለወጡ መፂኦም እዮም። እቲ መርሃ ግብሪ ዝፈጠሮ…

ኣብ ከተማ ጅማ ወፍሪ ተኸላ ፈልሲ ሓንቲ ፀሓይ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ነበርቲ ከተማ ጅማ መርሃ ግብሪ ወፍሪ ተኸላ ፈልሲ ሓንቲ ፀሓይ የካይዱ ኣለዉ። ነበርቲ እታ ከተማ ካብ ወጋሕታ ጀሚሮም ብዕቱብ ብምውፃእ፤ ሓምለዋይ ኣሰሮም እናንበሩ ይርከቡ። መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ወፍሪ ሓንቲ ፀሓይ ዓመተ 2018 "ተስፋ…

እንሰርሖ ዘለና ስራሕ ንኢትዮጵያ ብሓምላይ ምልባስ እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ.) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) እቲ እንሰርሖ ዘለና ስራሕ ንኢትዮጵያ ብሓምላይ ምልባስ ኢዩ ኢሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኣብ ጎስጓስ ተኸላ 800 ሚልየን ፈልስታት ኣብ ሓንቲ መዓልቲ ብምስታፍ ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም።…

ሓምለዋይ ኣሰር ሓለዋ ተፋሰስ ብምጥንኻር ድሕንነት ግድባትን ፍልፍላት ማይን የጎልብት ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓምለዋይ ኣሰር ሓለዋ ተፋሰስ ብምጥንኻር ድሕንነት ግድባትን ፍልፍላት ማይን የጎልብት ኣሎ ኢሎም ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)። እቶም ሚኒስትር ከምዝበልዎ፤ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ብመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ዝተተኽሉ ፈልሲታት…

ጥበብን ሓምለዋይ ኣሰርን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምድሪ ሓምለዋይ ክትለብስ ምግባር፣ ተፈጥሮ ምክንኻንን ከባቢ ምሕላውን ናይ ሓደ እዋን ተግባር ጥራሕ ዘይኮነስ ናይ ወለዶታት ታሪኻዊ ሓላፍነት እዩ። ሎሚ እንተኽሎ ፈልሲ ናይ ፅባሕ ህይወት ይሃንፅ፤ እንሕልዎ ተፈጥሮ ድማ ዕጫ ደቅና ይውስን። በዚ…