Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዓመታዊ ጉባኤ ምርምር ሓድጊታት ኢትዮጵያ ምክያድ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈላማይ ዓመታዊ ጉባኤ ምርምር ሓድጊታት ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ።
ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ፣ ሚኒስትር ባህሊን ስፖርት ቀጀላ መርዳሳ፣ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ሙሁራንን ተወከልቲ ትካላትን ኣብቲ ጉባኤ…
ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 9 ኣዋርሕ ተፀዋዕቲ ትካላትን ኣፈፀምቲን ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 9 ኣዋርሕ ተፀዋዕቲ ትካላትን ኣፈፀምቲን ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ይካየድ ኣሎ።
እቲ ገምጋም፥ ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ኣብ ኣጠቓቕማ፣ ምስፋሕ ሓደሽቲ ኢንቨስትመንትን፣ ሽግግር ኢንዱስትሪ፣ መፅናዕቲን ምርምርን ኣብ ኣፍረይቲ…
ድሕሪ ምንቅስቓስ “ኢትዮጵያ ተፍሪ” ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ከምዝተነቓቕሐ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሕሪ ምንቅስቓስ “ኢትዮጵያ ተፍሪ” ዝተርኣየ ምንቕቓሕ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ዝበረታታዕ ከምዝኾነ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም።
ኣይተ ሽመልስ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ “ክልልና እውን…
ምስ ቢግ ዊን ፊላንትሮፒ ኣብ ሓደሽቲ ዓውዲታት ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዕና – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”ምስ ቢግ ዊን ፊላንትሮፒ ኣብ ዝጀመርናዮምን ካልኦት ሓደሽቲ ዓውዲታት ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዕና” ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም።
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷…
ዶ/ር ኣሸብር ወልደጊዮርጊስ ናብ ጎስጓስ #ውቅብቲኢትዮጵያ ተፀምቢሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዶ/ር ኣሸብር ወልደጊዮርጊስ ን#ውቅብቲኢትዮጵያ ሰለስተ ሚሊየን ብር ብምብርካት ናብቲ ጎስጓስ ተፀምቢሮም።
እቲ ጎስጓስ ሰባት ንፅህንኡ ኣብ ዝተሓለወ ቦታ ብምንፃህ ከባቢ ንፁህ ናይ ምግባር ባህሊ ንኸዕብዩ ደረጃኦም ዝሓዉ መናፅሂ ቦታታት ንኽስርሑ…
ልምዲ ንምውሳድ ካብ ዝተፈላላያ ሃገራት ዝመፅኡ ሓለፍቲ ስራሕ ኣብ መዋእለ ህፃናት ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልምዲ ንምውሳድ ካብ ዝተፈላላያ ሃገራት ኣፍሪካ ዝመፅኡ ሓለፍቲ ስራሕ ኣብ መዋእለ ህፃናት ዑደት ገይሮም።
ኣብ ኣዲስ ኣበባ 597 መዋእለ ህፃናት ኣብ ከባቢ መንበሪ ኣባይቲ፣ ኣብ ውልቀን ትካላት መንገስቲን ምህናፆም ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ…
ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ንኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ 30 ቢሊየን ብር ልቓሕ ከምዝሃበ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ንኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ 30 ቢሊየን ብር ልቓሕ ከምዝሃበ ገሊፁ።
ጎኒ ንጎኒ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ “ኢንቨስትመንት ውልቀን ምቹውነትን” ብዝብል መድረኽ ዘተ ተሳሊጡ።
ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ዮሐንስ…
ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ኣብ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዑደት ገይሮም።
ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ÷ ፀገማት ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታ…
ገደብ ኢንጂነሪንግ ናብ ጎስጓስ #ውቅብቲኢትዮጵያ ተፀምቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ገደብ ኢንጂነሪንግ ን#ውቅብቲኢትዮጵያ ሓደ ሚሊዮን ብር ብምብርካት ናብቲ ጎስጓስ ተፀምቢሩ።
ኣብ ጎስጓስ #ውቅብቲኢትዮጵያ ዜጋታት ተሳትፎ ምግባሮም ቀፂሎም፡፡
ትማሊ ዕለት ኣብ ዝተኻየደ ዲጂታል ቴሌቶን ኣብ ሓንቲ…
ሆራ ትሬዲንግ ናብ ጎስጓስ #ውቅብቲኢትዮጵያ ተፀምቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ሆራ ትሬዲንግ ን#ውቅብቲኢትዮጵያ 2 ሚሊዮን ብር ብምብርካት ናብቲ ጎስጓስ ከምዝተፀምበረ ኣፍሊጡ።
ናይ ህዝቢ መናፅሂ ቦታታት ብምህናፅ ክብሪ ሓሊኻ ናይ ምንፃህ ባህሊ ንምድንፋዕ ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሚያዝያ…