Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ልኡኽ ሲትሳም ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ልኡኽ መካኒዝም ክትትልን መረጋገፂን ምቁራፅ ተኹሲን ምድላዋት ስግግር ፀፅታን (ሲትሳም) ተዛቲዮም።
ኣባላት እቲ ልኡኽ እዋናዊ ኩነታት ደቡብ ሱዳንን እናተወገኑ ዝርከቡ ተግባራትን…
ኣብ ሓፂር ግዘ ብምግቢ ርእስና ብምኽኣል ንዓለም ተምሳሌት ክንከውን ኢና – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓፂር ግዘ ብምግቢ ርእስና ብምኽኣል ንዓለም ተምሳሌት ሃገር ክንከውን ኢና ክብል ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ፡፡
እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፤ ሕዚ ዝተርኣዩ ዝበረታትዑ ውፅኢታት ክቕፅል ብምግባር ካብ ፅግዕተኝነት ርዳእታ…
ንሓድነትን ህንፀት ምስሊን ህዝቢታት ናይ ሰለስተ ኣዋርሕ መርሃ ግብሪ ጎስጓስ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርትን ኣብ ሓድነትን ህንፀት ምስሊን ህዝቢታት ዝዓለመ ናይ ሰለስተ ኣዋርሕ መርሃ ግብሪ ጎስጓስ ዕላዊ ገይሩ።
እቲ ጎስጓስ ካብ 7 ሕዳር ክሳብ 7 ለካቲት 2017 ዓ.ም ዝካየድ እንትኸውን÷ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ክልላት፣ ትካላት…
ዓብዪ ኮሚቴ ኣመራርሓ ሪፎርም ኣገልግሎትን ምምሕዳርን መንግስቲ መበል ካልኣይ ኣኼብኡ ኣካይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ኮሚቴ ኣመራርሓ ሪፎርም ኣገልግሎትን ምምሕዳርን መንግስቲ መበል ካልኣይ ኣኼብኡ ኣካይዱ።
ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ዓውዲ ምምሕዳርን ኣገልግሎትን መንግስቲ ዝረኣዩ…
ሓበራዊ ኣኼባ ምምሕዳራትን ኮሚሽነራትን ዶብ ኢትዮ-ጅቡቲ ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ንክልተ መዓልታት ክሳለጥ ዝፀንሐ መበል 28 ሓበራዊ ኣኼባ ምምሕዳራትን ኮሚሽነራትን ዶብ ኢትዮ-ጅቡቲ ተዛዚሙ።
መራሒት ልኡኽ እቲ ኣኼባ ዋና ዳይሬክተር ኢሚግሬሽንን ኣገልግሎት ዜግነትን ወ/ሮ ሰላማዊት ዳዊት፥ ኣብቲ ኣኼባ ክልቲአን ሃገራት…
ዘተ ጉዳይ ስርዓተ-ፆታን ማሕበራዊ ጉዳይን ሚኒስትራትን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ሃገራት ኣፍሪካ ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጉዳይ ስርዓተ-ፆታን ማሕበራዊ ጉዳይን ጠሚቱ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ዘተ ሚኒስትራትን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ሃገራት ኣፍሪካ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ብምፅዳቕ ተዛዚሙ።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮን ሰገን ደቂ ኣንስትዮን…
ኣብ ጉባኤ “ካብ ጥሜት ናፃ ዓለም” ተሳተፍቲ ዝነበሩ መራሕቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ መዓልቲታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ጉባኤ እናተሳተፉ ዝነበሩ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ…
ንዘበነ ምህርቲ 2017/18 ካብ ወፃኢ ዘበናዊ ዱኽዒ ምጉዕዓዝ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዘበነ ምህርቲ 2017/18 ካብ ወፃኢ ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ) ምጉዕዓዝ ከምዝተጀመረ ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ልምዓት ሕርሻ ኣፍሊጡ።
በዚ ድማ እቲ ኮርፖሬሽን ኣብ ዘበነ 2017/18 ካብ ወፃኢ ካብ ዝዕደግ 23 ሚሊየን ኩንታል መዳበሪያ፤ 472 ሺሕን…
ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ዝሓለፉ 3 ኣዋርሕ ጥራሕ 1088 ገበናት ከምዝተፈፀሙ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ፀጥታን ፎሮም ማሕበረሰብን ከተማ መቐለን ካልኦት ዝምልከቶም መዳርግቲ ኣካላትን፥ ብዛዕባ ኣብ ከተማ መቐለ ዘሎ ኩነታት ፀጥታ ዝጠመተ መድረኽ ዘተ የሳልጡ ኣለዉ።
ኣብቲ መድረኽ፥ ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ዝሓለፉ 3 ኣዋርሕ ጥራሕ 1088 ገበናት…
መገዲ ኣየር ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ኣብ ውሽጢ 1 ወርሒ ናብ ስራ ንምእታው ምድላው ተዛዚሙ – ኣይተ መስፍን ጣሰው
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ናብ ስራ ከምዝኣቱ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ መስፍን ጣሰው ገሊፀም፡፡
ኣይተ መስፍን ጣሰው ከምዝገለፁዎ፤ እቲ መገዲ ኣየር ብራኢ ክበፅሖ ኣብ ዝሃቀኖ ደረጃ…