Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ኣዲስ ኣበባ በቢዕለቱ 36 ሺሕ 600 ዜጋታት  ዝምግባ ማእኸላት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ማእኸላት ምገባ ተስፋ ብርሃን በቢዕለቱ 36 ሺሕ 600 ዜጋታት  ተረባሕቲ ኮይኖም ኢሉ ኤጀንሲ ምገባ እቲ ምምሕዳር። ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ስንታየሁ ማሞ ንፋና ዲጂታል ከመዝበልዎ፥ ማእኸላት ምገባ ተስፋ ብርሃን…

ንኢትዮጵያ ዝምጥን ሓይሊ ኣየር ይህነፅ ኣሎ – ሌ/ጄነራል ይልማ መርዳሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ኣዛዚ ሓሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሌተናል ጄነራል ይልማ መርዳሳ ምኽባር መበል 90 ዓመት መዓልቲ ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኣመልኪቶም ምስ ነበርቲ ከተማ ቢሾፍቱን ከባቢኣን ተዛቲዮም። እቶም ዋና ኣዛዚ ኣብቲ እዋን ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ በቢዘበኑ…

ኢትዮጵያ ዝጀመረቶ ልምዓት ሓይሊ ኒውክሌር ጋህዲ ንምግባር ብምትሕባብር ክንሰርሕ ኢና – ኣምባሳደር ኢቭጌኒ ተርኪሂን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ዝጀመረቶ ልምዓት ሓይሊ ኒውክሌር ጋህዲ ንምግባር ብምትሕባብር ክንሰርሕ ኢና ኢሎም ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢቭጌኒ ተርኪሂን፡፡ ኣምባሳደር ኢቭጌኒ ተርኪሂን ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዝጠቕሙ ጉዳያት ብምዝታይ ብሓባር ክንሰርሕ ኢና…

ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ብልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ወፃኢ መፃረዪን መወገዲን ረሳሕ ፈሳሲ ክህነፅ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር  ማይን ኢነርጂን ብልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ብዝኾነ ወፃኢ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ህንፀት መፃረዪን መወገዲን ረሳሕ ፈሳሲ ንምውጋን ስምምዕነት ገይሩ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ስምምዕነት ዝገበረ ምስ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንልምዓት ኮሪደር ዝምጥን ህንፀት መሰረተ ልምዓት መገዲ ይውገን ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዚ መገዲታት ኣዲስ ኣበባ ኣብታ ከተማ ንዘሎ ልምዓት ኮሪደር ዝምጥን ህንፀትን ፅገናን መሰረተ ልምዓት መገዲ ይውገን ኣሎ ኢሉ፡፡ ሓላፊ ርክብ ህዝቢ እቲ በዓል መዚ ኢያሱ ሰሎሞን ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉዎ፤ ኣብታ ከተማ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ…

ስብእና መናእሰይ ዝሃንፅ ስልጠና “ሰናይ ምግባር ንሕብረት” …

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ህንፀት ዘላቒ ሰላም ጋህዲ ንምግባር ኣብ መናእሰይ ብትኹረት ምስራሕ ይግባእ ኢሉ ሚኒስቴር ሰላም፡፡ ኣብ መበል 14 ዙር ስልጠና ‘ሰናይ ምግባር ንሕብረት’ ዝወሰዱ ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ኢትዮጵያ ዝተውፃእፅኡ መናእሰይ ስነ ስርዓት ምረቓ ኣብ…

ፎረም ሰርጂካል ሓለዋ ጥዕና ፓን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፎረም ሰርጂካል ሓለዋ ጥዕና ፓን ኣፍሪካ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ እቲ ፎረም ሎሚ መዓልቲ ሓዊሱ ንተኸታተልቲ  ሰለስተ መዓልቲታት ዝፀንሕ እንትኸውን÷ ኢትዮጵያ ምስ ሰርጂካል ሓለዋ ጥዕና ሕብረት ኣፍሪካ፣ ሲዲሲ ኣፍሪካን ፓን…

ጌዲዎን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ፈረንሳይ መዘነኦም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዎን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፈረንሳይን ኣውሮፓ ዣን ኖኤል ባሮት ኣብ በኬ ዶሀሴ-ፓሪስ ተዛቲዮም። እቶም ሚኒስትራት ኣብ ክልተኣዊ ምትሕብባርን ሓበራዊ ድሌት ኣብ ዘለዎም ዞባዊ ጉዳያትን ጠሚጦም…

ኩባንያታት ኣውሮፓን ፈረንሳይን ኣብ ናፃ ዞባ ንግዲ ድሬዳዋ ስራሕ ንኽጅምሩ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኩባንያታት ኣውሮፓን ፈረንሳይን ኣብ ናፃ ዞባ ንግዲ ድሬዳዋ ስራሕ ንኽጅምሩ ፃውዒት ቀሪቡ፡፡ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ፍሰሃ ይታገሱ (ዶ/ር) ኣብ ፈረንሳይ ፓሪስ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ፎረም ኢንቨስትመንት…

ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ኣብ ዝርገሐ መስመር ኤሌክትሪክ ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ኣብ ዘፈር ዝርገሐ ማእኸላይ መስመር ሓይሊ ኤሌክትሪክ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእለን ስምምዕነት ተፈራሪመን፡፡ እቲ ስምምነት፤ ኣመራርሓ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያን ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ፈረንሳይን (ኢ ዲ ኤፍ) ከቲሞምዎ፡፡…