Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

1 ሺሕን 194 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰለስተ ዙር ኣብ ዝተሳለጠ በረራ ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ ዜጋታ ናይ ምምላስ ስራሕ ሎሚ መዓልቲ 1 ሺሕን 194 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገር ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ እቶም 789 ደቂ ተባዕትዮ፣ 384 ደቂ…

ኢትዮጵያን ውሕመን ተፈናቐልቲ ኣብ ምድጋፍ ምትሕብባረን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ)ን ተፈናቐልቲ ውሽጢ ሃገር ኣብ ምድጋፍ ምትሕብባረን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን። ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ፤ ፍሉይ ኣማኻሪ መፍትሒታት ምምዝባል ውሽጢ ሃገር ዋና ፀሓፊ ውሕመ ምስ…

ካብ 10 ሃገራት ዝተውፃእፅኡ ጀኔራላትን ላዕለዎት መኮንናትን ኣብ ትካልት ምክልኻል ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 10 ሃገራት ዝተውፃእፅኡ 18 ጀኔራላትን ላዕለዎት መኮንናትን ሚኒስቴር ምክልኻል ሓዊሱ ኣብ ትካልት ምክልኻል ዑደት ገይሮም። እቶም ዑደተኛታት ኣብ ብሪታንያ ካብ ዝርከብ ሮያል ኮሌጅ ኦፍ ዲፌንስ ዝመፅኡ እንትኾኑ÷ ተምሃሮ ኮርስ ግሎባል…

ኢትዮጵያን ኮንጎ ሪፐብሊክን ትራንስፖርት ኣየር ንምቅልጣፍ ዝዓለመ ስምምዕነት ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ሲቪል ኣቪዬሽን ኢትዮጵያን ትራንስፖርት ኣየር ኮንጎ ሪፐብሊክን ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም፡፡ ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሲቪል ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ጌታቸው መንግስቴ ኣብቲ እዋን ስነ-ስርዓት ፊርማ ከምዝበሉዎ÷ እቲ ስምምዕነት መገዲ ኣየር…

ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ቱርኪ መዘነኦም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪ ሃካን ፊዳን ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ሓበራዊ ኣብ ዝኾኑ ክልተኣዊ፣ ዞባዊን ዓለም ለኻዊን ጉዳያት ጠሚቶም ዕዉት ምይይጥ ገይሮም፡፡ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን…

ልኡኽ ሚኒስትራት ማይ ኢጋድ ኣብ ፕሮጀክትን ፅሩይ ዝስተ ማይ ቶጎጫሌንፁህ ዑደት ኣሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድ ዝተመርሐ ልኡኽ ሚኒስትራት ማይ ኢጋድ ኣብ ፕሮጀክትን ፅሩይ ዝስተ ማይ ቶጎጫሌንፁህ ዝበፅሐሉ ብርኪ ዑደት ኣሳሊጡ። ህንፀ ፕሮጀክት ፅሩይ ዝስተ ማይ ከተማ ቶጎጫሌ ብ490 ሚሊየን ብር ወፃኢ እናተሳለጠ…

ፓስፖርትን ኤ ቲ ኤም ካርድን ሓዊሱ ናይ ድሕንነት ሕትመታት መፍረዪ ንምህናፅ ስነ-ስርዓት ምንባር እምነ ኩርናዕ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ንዝህነፅ መፍረዪ ፓስፖርት፣ ዲጂታል መታወቂያ፣ ኤ ቲ ኤም ካርድን መሰል ናይ ድሕንነት ሕትመታትን ስነ-ስርዓት ምንባር እምነ ኩርናዕ ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምንባር እምነ ኩርናዕ÷ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ…

ኣብ ኣዲ ኣበባ መድረኽ ምድላው ትራንስፎርሜሽናል ትልሚ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተሳተፉሉ ኣብ ምድላው ትራንስፎርሜሽናል ትልሚ ዝጠመተ መድረኽ ምክያድ ጀሚሩ። ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦም መልእኽቲ÷ ኣብቲ መድረኽ ኣዲስ…

ህዝቢ ኦሮሞ ዝረኸቦ ለውጢ ክቕፅል ብምግባር ሰላሙ ክሕሉ ይግባእ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ኦሮሞ ዝረኸቦ ለውጢ ክቕፅል ብምግባር ሰላሙ ክሕሉን ሓድነቱ ከጠናኽርን ከምዝግባእ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣገንዚቦም፡፡ ካብ ኣርባዕቲአን ዞባታት ወለጋ ዝተውፃእፅኡ ክፋላት ማሕበረሰብ ዝተሳተፉሉ ሃገራዊ ለውጢ ዝድግፍ ሰልፊ…

ኣብ ለውጢ ዓመታት ንህዝቢ ተጠቀምቲ ዝገብሩ ስራሕቲ ጋህዲ ከምዝኾኑ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ናይ ለውጢ ዓመታት ፈተናታት ብምፅዋር ንህዝቢ ተጠቀምቲ ዝገብሩ ብዙሓት ስራሕቲ ጋህዲ ከምዝኾኑ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም። ኣብ ወለጋ ንሃገራዊ ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ዝተኻየደ እንትኸውን÷ ኣብቲ…