Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ሶማሊያ ድሕሪ ኣትሚስ ዝህሉ ምውፋር ሓይሊ ብጥንቃቐ ክውገን ኣለዎ – ኣምበሳደር ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሶማሊያ ድሕሪ ኣትሚስ ዝህሉ ምውፋር ሓይሊ ብጥንቃቐ ክውገን ከምዝግበኦ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምበሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣተሓሳሲቦም። ኣምባሳደር ታዬ ምስ ዴንማርክ መዘነኦም ላርስ ሎክ ራስምሰንን ምስ ከተባበሩት ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት…

ኢትዮጵያ ኣብ ህንፀት ዘበናዊ ከተማን መሰረተ-ልማት ቱሪዝምን ጭቡጥ ለውጢ ተርኢ ኣላ – ናይ ወፃኢ ሃገራት በፃሕቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ህንፀት ዘበናዊ ከተማን መሰረተ-ልማት ቱሪዝምን ጭቡጥ ለውጢ እናርአየት ከምትርከብ ናይ ወፃኢ ሃገራት በፃሕቲ ገሊፆም። ኣብ በዓል መስቀል 2017 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተረኸቡ በፃሕቲ ወፃኢ ሃገራት÷ ኢትዮጵያ ዘደንቕ ባህሊ፣…

ኣባል ሃገራት ጉጅለ 7 ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ኢንቨስት ንኽገብራ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃገራት ጉጅለ 7 ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ኢንቨስት ንኽገብራ ፃውዒት ቀሪቡ። ኢትዮጵያ ኣብ ጣሊያን ሲራኩስ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መድረኽ ሕርሻ ኣባል ሃገራት ጉጅለ 7 ትሳተፍ ኣላ፡፡ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር)…

ፀገማት ብመሰረት መስቀል ዘምሃረናብሰላም ማዕርነትን ፍቕሪን ምፍታሕ ይግባእ-ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማቲያስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2017(ኤፍ ቢ ሲ)ንኢትዮጵያ ዝፍትኑዋ ዘለዉ ፀገማት ብመሰረት መስቀል ዘምሃረና ብሰላም ማዕርነትን ፍቕሪን ምፍታሕ ይግባእ ክብሉ ፓትርያርክ ርዕሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ ተክለ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንበዓል መስቀል ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ንበዓል መስቀል ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ። እቲ ባይቶ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ በዓል መስቀል ዳመራ ኣብ ሀዝቢ ልዑል ሃይማኖታዊን ባህላዊን በዓል ኢዩ ኢሉ። እቲ ክብረ በዓል ኢትዮጵያ ኣብ…

መስቀል ኣብ ኣፀጋሚ፣ ፈታኒን ድንግርግርን ብምዃን ፅባሕ ናይ ምምዕዳው መርኣያ ኢዩ- ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መስቀል ኣብ ኣፀጋሚ፣ ፈታኒን ድንግርግርን ብምዃን ፅባሕ ናይ ምምዕዳው መርኣያ ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር በዓል መስቀል ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ዘመሓላለፍዎ ናይ እንቋዕ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ንበዓል መስቀል ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) በዓል መስቀል ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ በዓል መስቀል ጉልበት ሕልሚ ዝተርኣየሉ ኢዩ ኢሎም። ንግስቲ እሌኒ መስቀል…

ኢሬቻ 25 ክሳብ 26 መስከረም 2017 ዓ.ም ከምዝኽበር ሕብረት ኣባገዳታት ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢሬቻ 25 ክሳብ 26 መስከረም 2017 ዓ.ም ከምዝኽበር ሕብረት ኣባገዳታት ኣፍሊጡ። እቲ ስነ ስርዓት ምኽባር ጠሚቱ ኣብ ዝተውሃበ መግለፂ፥ 25 መስከረም ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ብፅባሒቱ 26 መስከረም ድማ ኢሬቻ ሆረ ኣርሰዴ ብድምቀት ክኽበር ኢዩ…

ኢትዮጵያ ተመሓላለፍቲ ዘይኮኑ ሕማማት ብምክልኻል ንዘመዝገበቶ ውፅኢት ኣፍልጦ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16  መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ወድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኢትዮጵያ ተመሓላለፍቲ ዘይኮኑ ሕማማት ብምክልኻል ንዘመዝገበቶ ውፅኢት ኣፍልጦ ሂቡ። ኣብ ኣሜሪካ ኒውዮርክ ይሳለጥ ኣብ ዘሎ መበል 79 ሓፈሻዊ ጉባኤ ሓይሊ ዕማም(ኤንሲዲ) ምክልኻልን ምቁፅፃርን ተመሓላለፍቲ…

ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ምስ ኣቦታት ሃይማኖት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ጀነራል ኢትዮጵያ ፖሊስ ፌደራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል ምስ ምኽባር በዓል መስቀል ዳሜራ ተተሓሒዙ ምስ ኣቦታት ሃይማኖት ተዛቲዮም፡፡ እቲ በዓል ብዘይ ዝኾነ ይኹን ፀገም ፀፅታ ንኽኽበር እኹል ሓይሊ ሰብን ዘሽትቱ ኣኻብ ብምጥቃምን ዝተጠናኸረ…