Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ኣባላት ልኡኽ ባይቶ እስራኤል ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ብኣባል ክነሰት ሞሸ ሶሎሞን ምስ ዝምራሕ ልኡኽ ባይቶ እስራኤል ኮሚቴ ምሕዝነት ኢትዮጵያን እስራኤልን ዘቲዮም።
እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ኤክስ ገፆም ኣብ…
ኣብ ኦማን ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ናይ ምምላስ ስራሕ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መዕቖቢ ጣቢያታ ኦማን ዝርከቡ ኢትዮጵያውን ዜጋታት ናብ ሃገሮም ናይ ምምላስ ስራሕ ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ።
ኣብ ኦማን ዝርከቡ 1 ሺሕን 590 ኢትዮጵያውያን ሎሚ መዓልቲን ሓሙስን ብዝግበሩ ሽዱሽተ በረራታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ከምዝተሃቀነ…
ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ኮንጎ ኪንሻሳን ትራንስፖርት ኣየር ንምስላጥ ዝዓለመ ዘተ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣማኻሪ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ኮሙኒኬሽንን ኮንጎ ኪንሻሳ ሙሴንጌዚ ኪታሳ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣቪዬሽን ምስ ኣመራርሓ በዓል መዚ ሲቪል አቪዬሽን ኢትዮጵያ ትራንስፖርት ኣየር ንምስላጥ ዝዓለመ ዘተ ኣካይዱ፡፡
ኣብቲ እዋን ዘተ ብክልቲአን ሃገራት ኣብ…
ካብ ሃዋሳ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝበርር ዝነበረ ኣውሮፕላን ትኪ እንትትርኣየ እውን ተጓዓዝቲ ድሕንነቶም ተሓሊዩ ከምዝወረዱ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ሃዋሳ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝበርር ዝነበረ ኣውሮፕላን ትኪ እንትትርኣየ እውን ተጓዓዝቲ ድሕንነቶም ተሓሊዩ ከምዝወረዱ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ቁፅሪ በረራ ET 154 ሎሚ ንጎሆ ካብ ሃዋሳ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝጓዘሉ ዝነበረ እዋን…
ሃፍቲታት ማይ ከርሰ ምድሪ ብሓባር ናይ ምልማዕ መርአዪ ክኾኑ ይግባእ – ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃፍቲታት ማይ ከርሰ ምድሪ ብሓባር ናይ ምልማዕ መርአዪ ክኾኑ ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ገሊፆም።
ኣባል ሃገራት ትካል ልምዓት በይነ መንግስታት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ዶብ ተሳገርቲ ሃፍቲታት ማይ ከርሰ…
ጎስጓስ ፅሩያት ትካላት ጥዕና ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ብብርኪ ሃገር ፅርየት ከባቢ ንምምሕያሽ ዝዓለመ ጎስጓስ ፅሩያት ትካላት ጥዕና ወቅብቲ ኢትዮጵያ ኣጀሚሩ።
እቲ ጎስጓስ፥ “ፅሩያት ትካላት ጥዕና ወቅብቲ ኢትዮጵያ ንዝተማልአ ጥዕና” ዝበል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…
ልምዓት ኮሪደር ስራሕቱ ብህፁፅ ብምዝዛም ንህዝቢ ክፍቲ ንምግባር ጠመተ ተዋሂቡ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝሳለጥ ዘሎ ልምዓት ኮሪደር ስራሕቱ ብህፁፅ ብምዝዛም ንህዝቢ ክፍቲ ንምግባር ጠመተ ተዋሂቡ ይስራሕ ከምዘሎ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ጃንጥራር ኣባይ ገሊፆም።
ኣፈፃፅማ ሀንፀት እቲ ልምዓት ኮሪደር ኣብ እዋንታዊ ኩነታት…
ጉባኤ ሚኒስትራት ማይ ሃገራት ኢጋድ ምክያድ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ሚኒስትራት ማይ ሃገራት ትካል ልምዓት በይነ መንግስታት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ሎሚ መዓልቲ ምክያድ ጀሚሩ፡፡
ልኡኻት ሚኒስትራት ማይ ሃገራት ኢጋድ ኣብቲ ጉባኤ ንምስታፍ ኣብ ክልል ሶማሌ ከተማ ጅግጅጋ ዝኣተዉ እንትኾኑ፥ እቲ ጉባኤ ኣብ…
ብምክትል ኣፈጉባኤ ቤት ምኽሪ እስራኤል ሞሼ ሰለሞን ዝምራሕ ልኡኽ ናብ መቐለ ኣትዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ኣፈጉባኤ ቤት ምኽሪ እስራኤል ሞሼ ሰለሞን ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ክልል ትግራይ ዑደት ንምግባር መቐለ ኣትዩ።
ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ፥ ነቶም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ…
ከተማና ተምሳሌት ምዕባለ ኣፍሪካ ንምግባር ስራሕና ክንቅፅል ኢና – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተሓጋጊዝና ዝይድፋእ ዝመስል ማሕለኻ እናተሳገርና ከተማና ተምሳሌት ምዕባለ ኣፍሪካ ንምግባር ብዝለዓለ ትግሃት ምግልጋልና ክንቅፅል ኢና ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ በባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።
እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ…