Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ስምምዕነት ዝገበረትሎም ፕሮጀክታት ምትሕብባር ኢኮኖሚ ተግባራዊ ከምዝግበሩ ኣረጋጊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ስምምዕነት ዝተበፀሐሎም ፕሮጀክታት ምትሕብባር ኢኮኖሚ ከምኡ እውን ካብ ቀረፅን ታሪፍን ናፃ ዕድላት ዕዳጋ ትኹት ተገይሩሎም ተግባራዊ ከምዝግበሩ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዋንግ ዩ ኣፍሊጦም፡፡ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር…

ኤክስፖ መዓድንን ቴክኖሎጂን ማይንቴክስ ኣብ ወርሒ ሕዳር ክየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)3ይ ኤክስፖ መዓድንን ቴክኖሎጂን ማይንቴክስ ካብ 14 ክሳብ 17 ሕዳር 2017 ዓ.ም ኣብ ኣዳራሽ ሚሊኒየም ከምዝካየድ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ። ኣብቲ ኤክስፖ ብዙሓት ዓለም ለኸ ኩባንያታት ከምዝሳተፉን ነቲ ኩነት ኣድላዪ ምድላው ከምዝተገበረን ተገሊፁ፡፡…

ኣብ ሶማሊያ ብወፃኢ ሓይሊታት ዝግበር ቀረብ ኣፅዋር እታ ሃገር ኣብ ኢድ ግብረ ራዕዲ ክትወድቅ በሪ ዝኸፍት ኢዩ – ኣምባሳደር ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሶማሊያ ኣብ ዘይተረጋገአ ኩነታት ድሕንነት ብናይ ወፃኢ ሓይሊታት ዝግበር ቀረብ ኣፅዋር ኣብ መወዳእታ እታ ሃገር ኣብ ኢድ ሓይሊታት ግብረ ራዕዲ ንክትወድቅ በሪ ዝኸፍት ዝኽእል ከምዝኾነ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀ ስላሴ…

390 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 390 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኩሎም ተመለስቲ ደቂ ተባዕትዮ እንትኾኑ÷ ካብ ሞንጎ እዚኣቶም እቶም 7 ትሕቲ 18 ዓመት ዝኾኑ ሰገናት ኢዮም፡፡ ንተመለስቲ ዜጋታት ግቡእ ሓገዝ…

ማእኸል ምርመራ ፎረንሲክ ዩኒቨርሲቲ ኣርባምንጭ ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል ምርመራ ፎረንሲክ ዩኒቨርሲቲ ኣርባምንጭ ህንፀቱ ብምዝዛም ስራሕ ጀሚሩ። ዋና ኣመሓዳሪ ዞባ ጋሞ ባይነህ ኣበራ ከምዝገለፁ÷ እቲ ማእኸል ስራሕ ምጅማሩ ኣገልግሎት ንምርካብ ናብ ካሊእ ከባቢ ብምኻድ ዝባኽን ግዘን ጉልበትን ብምቑጣብ ስራሕ…

ካብ ኣዳማ-ጂቡቲ ናይ እንስሳት ኣገልግሎት ትራንስፖርት ባቡር ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ኣዳማ ናብ ጂቡቲ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ባቡር እንስሳት ዕላዊ ከምዝኾነ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ማሕበር ኣክሲዮን ባቡር ኢትዮ-ጅቡቲ ታከለ ኡማ (ኢ/ር) ኣፍሊጦም፡፡ እቶም ዋና ፈፃ ስራሕ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ “ሎሚ…

ውፅኢታዊ ስራሕቲ ምርድዳእ ክብ ምባል ይግባእ-ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ውፅኢታዊ ስራሕቲ ምርድዳእ ክብ ብምባል ኣብ ፖሊሲታትን ኣሰራርሓታትን መንግስቲ ንሕብረተሰብ ዝሓሸ ገንዛበ ምፍጣር ከምዝግባእ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣገንዚቡ። ኣብቲ ቤት ፅሕፈት ክፍሊ ፕሬስ ሴክሬታሪያት ኣብ ዝተፈላለያ ሚኒስቴራት ዝርከቡ…

በዓላት መስቀልን ዳመራን ሃይማኖታዊ ትውፊቶም ብምሕላው ንክኽበሩ ኣድላዪ ቅድመ ምድላው ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ በዓላት መስቀልን ዳመራን ሃይማኖታዊ ትውፊቶም ብምሕላው ንክኽበሩ ዘኽእል ኣድላዪ ቅድመ ምድላው ከምዝተዛዘመ ቢሮ ሰላምን ምምሕዳር ፀፅታን እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ እቲ በዓል ብዘይ ምንም ፀገም ፀፅታ ንክኽበር…

ኣብ ከይዲ ምቕራፅ ኣጀንዳታት ንሃገራዊ ዘተ ጠመተ ዝግበረሎም ዛዕባታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከይዲ ምቕራፅ ኣጀንዳታት ንሃገራዊ ዘተ ጠመተ ዝግበረሎም ዛዕባታት እንታይ እንታይ ኢዮም? ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣጀንዳታት ዘተ ብምትእኽኻብን ብምቕራፅን ብዙሓት ተግባራት የካይድ ኢዩ። እቲ ኮሚሽን ብቐንዱ ካብ ኩሎም ከባቢታት…

ኢትዮጵያ ኣብ ፓኪስታን ዘጋጠመ መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ኣውጊዛ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ፓኪስታን ግዝኣት ከይበር ፓክቱንክዋ  ዘጋጠመ መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ኣውጊዛ። ኣንባሳደር ኢትዮጵያ ኣብታ ሃገር ሓዊሱ ካልኦት ልኡኻት ዘካተተ ዲፕሎማቲክ ኮንቮይ፥ እቲ መጥቃዕቲ ኣውጊዞም። እቲ መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ብፅኑዕ…