Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ካብ ዓለም ለኸ ትካላት ሚዲያ ምስ ዝተውፃእፅኡ ጋዜጠኛታት ዘተ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ክፍሊ ፕሬስ ሴክሬታሪያት ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ካብ ዓለም ለኸ ትካላት ሚዲያ ምስ ዝተውፃእፅኡ ጋዜጠኛታት ዘተ ኣካይዱ።
ዕላማ እቲ ዘተ ሚዛናዊን ጭቡጥን ሽፋን ፀብፃብ ምዕባይ ከምዝኾነ ሓበሬታ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ…
ኢትዮጵያን ጅቡቲን ዘጣየሸኦ ምምሕዳር ኮሪደር ኣገልግሎት ወደብ ቅልጡፍ ንኽኸውን ዘኽእል ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጅቡቲን ዘጣየሸኦ ምምሕዳር ኮሪደር ኣገልግሎት ወደብን ትራንስፖርትን ቅልጡፍ ንኽኸውን ዘኽእል ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ከምዝገለፁ÷ ኣብ ወደብ ጅቡቲ ናይ ኣሰራርሓ ዘይምቅልጣፍፈ…
ዓውደ-ምርኢት “ኤግዚቢሽንን ባዛርን ኢሬቻ 2017” ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ
አዲስ አበባ፣ መስከረም 8፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)"ኤግዚቢሽንን ባዛርን ኢሬቻ 2017" ዝተሰነየ ዓውደ-ምርኢት ካብ 18 ክሳብ 24 መስከረም 2017 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኤግዚቢሽን ማእኸል ክካየድ ኢዩ፡፡
ኣብቲ ዓውደ-ምርኢት ፓናል ዘተታት ሓዊሱ ኤግዚቢሽን ባሀሊ፣ ባዛርን ምድላዋት ሙዚቃን ክቐርቡ…
ክልተኣዊ ርክብ ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ዝዓለመ ዘተ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ዘሎ ኩለመዳይ ርክብ ብዘበለፀ ኣጠናኺርካ ንኽቕፅል ዝዓለመ ምይይጥ ተገይሩ፡፡
ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ርክብ ወፃኢን ሰላምን ጉጅለ ምሕዝነት ኢትዮ-ፈረንሳይ ምስ ጉጅለ ምሕዝነት ቀርኒ ኣፍሪካ…
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ብሕልፈት ህይወት በየነ ጴጥሮስ (ፕ/ር) ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ብሕልፈት ህይወት በየነ ጴጥሮስ (ፕ/ር) ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ።
እቲ ባይቶ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ሓዘን÷ በየነ ጴጥሮስ (ፕ/ር) ኢትዮጵያ ካብ ዘፍረየቶም ዕንቊ ሙሁራን ብቕድሚት ዝፅርሑ ተመራማሪ፣ መምህር፣ ብሱል…
ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ግልፂ ግደ እትፃወት ሃገር ኢያ-ጉጅለ ሕውነት ቀርኒ ኣፍሪካ ቤት ምኽሪ ፈረንሳይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣኣብዚ ቀጣናን ኣፍሪካን ግልፂ ግደ እትፃወት ሃገር ኢያ ክብል ጉጅለ ሕውነት ቀርኒ ኣፍሪካ ቤት ምኽሪ ፈረንሳይ ገሊፁ።
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ብሴናተር ሂዩግ ሶሪ ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ሕውነት ቀርኒ ኣፍሪካ ቤት…
ጉጅለ ሕክምና እስራኤል ኣብ ሆስፒታል ኣለርት ኣብ ሕክምና ዕሸል ህፃናት ዘድሀበ ስልጠና ይህብ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ሕክምና ሃገረ እስራኤል ካብ ዝተፈላለያ ትካላት ዝተውፃእፅኡ ስፔሻሊስታት ዕሸል ህፃናት ኣብ ሆስፒታል ኣለርት ኣብ ሕክምና ዕሸል ህፃናት ዘድሀበ ስልጠና እናተውሃበ ምዃኑ ተገሊፁ።
እቲ ስልጠና ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ሞት ዕሸል ህፃናት ንምንካይ…
መራኸብቲ ሓፋሽ ንስግግር ፍትሒ ግደኦም ንኽዋፅኡ ተሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዝተማለአ ትግበራ ስግግር ፍትሒን ፍትሒ ንምርግጋፅን ኣብ ዝግበር ፃዕሪ መራኸብቲ ሓፋሽ ዕዙዝግደኦም ክዋፅኡ ከምዝግባእ ተገሊፁ።
ኣብ ፍኖተ ካርታ ምትግባር ስግግር ፍትሒን ፖሊሲን ጠሚቱ ንኣመራርሓን ሰብ ሞያን ኣመራርሓን መራኸብቲ ሓፋሽ ስልጠና…
በየነ ጴጥሮስ (ፕ/ር) ምልክት ሰላማዊ ቃልሲ ፖለቲካ ነይሮም – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)በየነ ጴጥሮስ (ፕ/ር) ኣብ ኢትዮጵያ ሃናፂ ባህሊ ፖለቲካ ንምፍጣር ልዑል ኣስተዋፅ ዘበርከቱ ምልክት ሰላማዊ ቃልሲ ፖለቲካ ከምዝነበሩ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡
በየነ ጴጥሮስ (ፕ/ር) ብምሕንያት ዝሓደሮም ሕማም ሓገዝ…
በየነ ጴጥሮስ (ፕ/ር) ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) በየነ ጴጥሮስ (ፕ/ር) ብምኽኒያት ዘጋጠሞም ሕማም ክትትል ሕክምና ክገብሩ ድሕሪ ምፅናሕ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም።
ፕሮፌሰር በየነ ጴጥሮስ ኣብ ኢትዮዽያ ሃናፂ ባህሊ ፖለቲካ ንምፍጣር ልዑል ኣስተዋፅኦ ዘበርከቱ መርኣያ ሰለማዊ ቃልሲ ፖለቲካ…