Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ፓርቹጋል ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ብሓባር ክትሰርሕ ከምትደሊ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምትሕብባርን ፓርቹጋል ኑኖ ሳምፓዮ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ፖርቹጋልን ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ዘሎ ምትሕብባር ናብ ዝለዓለ ብርኪ ምስግጋር ኣብ ዝከኣለሉ…

ንህንፀት ግድብ ህዳሰ ልዕሊ 271 ሚሊየን ብር ሓገዝ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ንህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝውዕል ልዕሊ 271 ሚሊየን ብር ሓገዝ ከምዝተኣከበ ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ ፕሮጀክት ግድብ ህዳሰ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ቤት ፅሕፈት ፈፃሚት ፐብሊክ ዲፕሎማሲን ስራሕ ርክብ ህዝቢን…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ሰሙን 3 መዓልቲ ናብ ሞንሮቪያ ንምብራር እንደተሰናደአ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ 21 ሕዳር 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ሰሙን 3 መዓልቲ ናብ ላይቤሪያ ሞንሮቪያ ኣገልግሎት በረራ መገደኛታት ከምዝጅምር ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር ናብ ሞንሮቪያ ኣብ ሰሙን ሰለስተ መዓልቲ ምብራሩ ኣብ ምዕራብ ኣፍሪካ ዘለዎ…

ዘይስሩዕ ዝናብን ወራር ባልዓትን ቀንዲ ፈተናታት መፍረያይነት ሕርሻ ትግራይ ከምዝኾኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘይስሩዕ ዝናብ፣ ወራር ባልዓትን ሕማማትን ቀንዲ ፈተናታት መፍረያይነት ሕርሻ 2016/17 ዓ.ም ምኳኖም ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ምክትል ሓላፊ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ…

ሰብ ሃፍቲ ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ኢንቨስትመንት ቱሪዝም ንኽዋፈሩ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ኢንቨስትመንት ቱሪዝምን ካልኦት ኣማራፂታት ቢዝነስን  ንኽዋፈሩ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጃፓን ዳባ ደበሌ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ብኣሰናዳእነት ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጃፓን መስሕባት ቱሪስት ኢትዮጵያ ዘፋልጥ መድረኽ…

ብሪክስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር እተስፈሐሉ ምዕሩይ መድረኽ ኢዩ – ዘነበ ክንፉ (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሪክስ ኢትዮጵያ ምስ ካልኦት ሃገራት ምትሕብባር ንክትገበር ልዑል ዕድል ዝፈጥር ምዕሩይ መድረኽ ኢዩ  ክብሉ ዘነበ ክንፉ (ፕ/ር) ገሊፆም። ኣብ ሩሲያ ሞስኮ ኣብ ዘለዉ ዩንቨርስቲታት መምሀርን ኣብ ሩሲያ ፕሬዚዳንት ማሕበር ዲያስፖራታት ኣፍሪካን…

ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ 11 ፓርቲታት ፖለቲካ ውሳነ እገዳ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣብ ሓፈሻዊ ጉባኤ፣ ኦዲትን ምስ ኣባላት ደቂኣኒስቲዮ ጠሚቱ ዘሎ ደገፍ ገንዘብ  ተዛሚዱ ኣብ ልዕሊ 11 ፓርቲታት ፖለቲካ ውሳነ እገዳ ከምዘመሓላለፈ ኣፍሊጡ። እቲ ቦርድ ንሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ…

ስሩዕ ሓፈሻዊ ጉባኤ ካፍ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2017፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኢትዮጵያ ተሰናዲኡ ዝተኻየደ መበል 46 ስሩዕ ሓፈሻዊ ጉባኤ ካፍ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ብምትሕልላፍ ተዛዚሙ። ኣብቲ ጉባኤ፥  ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ፣ ፕሬዚዳንት ካፍ ፓትሪስ ሞትሴፔን ኣባላት ኮሚቴ ኣፈፀምቲ ስራሕ ካፍን፣  ፕሬዚዳንት…

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2017፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንገሰስታት (ውሕመ) ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ውሕመን ዘሎ ዞባዊ ሰላምን ፀፅታን ምትሕብባር ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ጉዳይ ተመያይጦም፡፡…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ጉባኤ ብሪክስ ንምስታፍ ኣብ ሩሲያ ይርከቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2017፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣብ ጉባኤ ብሪክስ ንምስታፍ ኣብ ሩሲያ ካዛን ይርከቡ። ጉጅለ ልኡኽ ሚኒስትራት ምስቶም ቀዳማይ ሚኒሰትር ንጉባኤ ብሪክስ ኣብ ሩሲያ ካዛን ከምዝተረኸበ እውን…