Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ፖሊሲ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ሕርሻ ኣብ ዕቤት ኢኮኖሚያዊ መሪሕ ንኽኸውን ኣኽኢሉ ኢዩ – ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ፖሊሲ ፖሊሲ ልምዓት ሕርሻን ገፀርን ሕርሻ ኣብ ዕቤት ኢኮኖሚ ግደ መሪሕነት ንኽዋፃእ ከምዘኽአለ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም። መድረኽ ምፍላጥ ሃገር ለኸ ፐሎሲ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ይካየድ ኣሎ። ግርማ ኣመንቴ ኣብዚ…

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ምስ ቢሮ ትምህርቲ ኦሮሚያ ስምምዕነት ህንፀት ዘበናዊ ስቱዲዮ ፖድካስት ከቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ምስ ቢሮ ትምህርቲ ኦሮሚያ ስምምዕነት ህንፀት ዘበናዊ ስቱዲዮ ፖድካስት ከቲሙ። ኣብቲ ሰነድ ስምምዐነት፥ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠውን ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ እቲ ክልል ቶላ በሪሶ…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ዋና ፀሓፊ ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ ÷ “ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ…

መበል ሻምናይ ላዕለዋይ መድረኽ ዘተ ሕብረት ኣፍሪካን ውሕመን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻምናይ ላዕለዋይ መድረኽ ዘተ ሕብረት ኣፍሪካን ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ)ን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ፥ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ መሃማትን ዋና ፀሓፊ ውሕመ ኣንቶኒዮ ጉተሬዝን ሓዊሱ ላዕለዎት…

ዋና ፀሓፊ ውሕመ ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ዋና ፀሓፊ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ምክትል…

ዋና ፀሓፊ ፊፋን ምክትል ፕሬዚዳንት ካፍን ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ፊፋ ላርስ ኒልስ ማቲያስ ግራፍስትሮምን  ምክትል ፕሬዚዳንት ካፍ ሱሌማን ዋበሪን ኣብ መበል 46 ስሩዕ ሓፈሻዊ ጉባኤ ካፍ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ኣብ  ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስትር ደቂ…

ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ምኽባር ኣጀንዳና ኢዩ – ፓርቲታት ፖለቲካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ምኽባር ናይ ክብሪን ትውልዲን ኣጀንዳኦም ከምዝኾነ ኣመራርሓ ፓርቲታት ፖለቲካ ገሊፆም። መንግስቲ ምስ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊን ዞባዊ ጉዳይ ቀርኒ ኣፍሪካን ጠሚቱ ዘተ ኣካይዱ።…

5ይ ትውልዲ ሞባይል ኔትወርክ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ባህር ዳርን ከባቢኣን ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ብዝለዓለ ቅልጣፈ ኣገልግሎት ምጥቃም ዘኽእል 5ይ ትውልዲ (5ጂ) ሞባይል ኔትወርክ ኣብ ሰሜን ምዕራብ ሪጅን ከተማ ባህር ዳር ኣጀሚሩ። ኣብቲ መጀመሪ መርሃ ግብሪ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደ፣ ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ…

ኣብ ቃላይ ጫሞ ምስ ዘጋጠመ ሓደጋ ምጥሓል ጃልባ ተተሓሒዙ ክሳብ ሕዚ 12 ኣስከሬን ተረኺቡ – ፖሊስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ሓሙስ ካብ ኣቡሎ ኣርፋጮ ናብ ከተማ ኣርባምንጭ 16 ሰባትን ሙዝን ፅዒና እናተጓዓዘት ዝነበረት ጃልባ ኣብ ቃላይ ጫሞ ከምዝጠሓለት ይፍለጥ፡፡ እቲ ሓደጋ ስዒቡ ብዝተወገነ ስራሕቲ መድሕን ህይወት ትማሊ 2 ሎሚ መዓልቲ ድማ 10 ኣስከሬን…

ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ከተማታት ውቁባትን ምቹዋትን ካብ ምግባር ሓሊፉ ኣታዊ ዝርከበሎም ከምዝኾኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማታት ዝተጀመረ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ከተማታት ውቁባትን ምቹዋትን ካብ ምግባር ሓሊፉ ተወሳኺ ኣታዊ ዝርከበሎም ከምዝኾኑ ሚኒስቴር ከተማል መሰረተ ልምዓትን ገሊፁ። ገምጋም ኣፈፃፅማ መጀመርያ 100 መዓልቲ በጀት ዓመት 2017 ቀዳማይ…