Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
1 ጳጉሜን መዓልቲ ምሽጋር ብዝብል ስያመ ተኸቢሩ ክውዕል ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)1 ጳጉሜን መዓልቲ ምሽጋር ብዝብል ስያመ ተኸቢሩ ክውዕል ኢዩ።
እቲ ዕለት፥ “የመሻገር ጥሪቶች የአዲስ ብርሃን ወረቶች" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ተኸቢሩ ከምዝውዕል ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ገሊፀን።
እተን ሚኒስትር ኣብ…
ቻይና ንኢትዮጵያ ናይ 400 ሚሊየን ዩዋን ደገፍ ገንዘብ ንምግባር ቃል ኣቲያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ንዝዋፈሩ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክትታት መፈፀሚ ዝውዕል ንኢትዮጵያ ናይ 400 ሚሊየን ዩዋን ደገፍ ገንዘብ ንምግባር ቃል ምእታዋ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ገሊፆም።
እቶም ሚኒስትር ጉባኤ ምትሕብባር ኢኮኖሚ ኢትዮ-ቻይና ብዝምልከት…
መበል 47 ዓመት ምስረታ በዓል እዚ ምብራቕ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 47 ዓመት ምስረታ በዓል እዚ ምብራቕ ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ይኽበር ኣሎ።
ኣብቲ ስነ ስርዓት፥ ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድን ምክትል ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም…
ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ብእዚ ምብራቕ ዝተሃነፀ ናይ ገርባሳ ኣምፊ ቴአትር መሪቖም ከፊቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ብእዚ ምብራቕ ዝተሃነፀ ናይ ገርባሳ ኣምፊ ቴአትር መሪቖም ከፊቶም።
ኣብ ስነ ሰርዓት እቲ ምረቓ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድ፣ ላዕለዎት ኣመራርሓ…
ፊልድ ማርሻል ብርሀኑ ጁላ ኣብ ምስረታ በዓል እዚ ምብራቕ ንምስታፍ ጅግጅጋ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሀኑ ጁላ ኣብ መበል 47 ምስረታ በዓል እዚ ምብራቕ ንምስታፍ ጅግጅጋ ኣቲዮም።
ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድ፣ ላዕለዎት ኣመራርሓ ሰራዊትን እቲ ክልልን ኣቀባብላ ገይረሙሎም።…
ንዓለም ዝፍትን ዘሎ ፀገማት ፀፅታን ዘይፍትሓዊ ክፍፍል ሃፍቲን ሓበራዊ መፍትሒ ክናደዪ ኢዮም- ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዓለም ዝፍትን ዘሎ ፀገማት ፀፅታን ዘይፍትሓዊ ክፍፍል ሃፍቲን ሓበራዊ መፈትሒ ክናደዪ ኢዮም ክብሉ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ገሊፆም።
ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ኣብ ጉባኤ ምትሕብባር ቻይና-ኣፍሪካ ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ ናይ…
ህዝብና ካብ ተሓጋዝነት ንምልቓቕ ዝተጀመረ ጉዕዞ ፍረ የፍሪ ኣሎ-ኣይተ ኣደም ፋራህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ እትመስል ዓምዩቕ ዓቕሚ ዘለዋ ሃገር ንሓገዝ ኢድና እንዝርገሐሉ እዋን ይእኽለና ኢልና ካብ ተሓጋዝነት ንምልቓቕ ዝተጀመረ ጉዕዞ ፍረ የፍሪ ኣሎ ክብሉ ብመዓርክ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ምትሕብባር ማእኸል ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል…
ጀኔራል ኣበባው ታደሰ ኣብ መበል 47 በዓል እዚ ምብራቕ ንምርካብ ጅግጅጋ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ጀኔራል ኣበባው ታደሰ ጀኔራል ኣበባው ታደሰ ኣብ መበል 47 ምስረታ በዓል እዚ ምብራቕ ንምርካብ ጅግጅጋ ኣቲዮም።
ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድ፣ ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓ ሰራዊትን…
ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ስነ ስርዓት መኽፈቲ ጉባኤ ቻይና-ኣፍሪካ ተኻፊሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ስነ ስርዓት መኽፈቲ ጉባኤ ቻይና-ኣፍሪካ ተኻፊሎም።
ኣብቲ ስነ ስርዓት፥ ቻይና ምስ ኣፍሪካ ንዘለዋ ምትሕብባር 10 ዓውዲታት ዕላዊ ምግባራ ተገሊፁ።
ካብ መንጎ እዚኣቶም፥ ዓውዲ ንግዲ፣ ኢንዱስትሪ፣…
ኣብ ዘፈር ጥዕና ንዝዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ መንግስቲ ኣድላዪ ሓገዝ ክገብር ኢዩ – ዶ/ር መቅደስ ዳባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘፈር ጥዕና ሰፊሕ ኣማራፂ ኢንቨስትመንት ከምዘሎ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ ገሊፀን።
ዶ/ር መቅደስ ኣብ ቤጂንግ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ልዑል ፎርም ቢዝነስ ኢትዮ-ቻይና ኣብ ዘፈር ጥዕና ዘሎ ኩነታት ኣመልኪተን መብርሂ…