Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ንዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ መንበሪ ገዛ ኣረኪበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባa ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ንማሕበራዊ ፀገም ዝተቓልዑ ወገናት፣ ኣብ ትሑት ብርኪ ናብራ ንዝርከቡ፣ ንጉዱኣት ኣካልን ሰብ ውዕለታ ሃገርን ዝኾኑ ነበርቲ መንበሪ ገዛ ኣረኪበን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ…

ንሓደጋ ውሕጅ ተቓላዕቲ ኣብ ዝኾኑ ከባቢታት ዝነብሩ ዜጋታት ኣድላዪ ጥንቃቐ ክግበር ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ጥላሁን ከበደ ንሓደጋ ውሕጅ ተቓላዕቲ ኣብ ዝኾኑ ከባቢታት ዝነብሩ ዜጋታት ኣድላዪ ጥንቃቐ ንኽገብሩ ፀዊዖም፡፡ እቶም ርእሰ ምምሕዳር ከምዝበሉዎ÷ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጋሞ ኣበዚ ሰሙን ዝዘነበ ከቢድ…

ኢትዮጵያ ዝነበራ ቁመና ዳግም ንኽትሕዝ ብምትሕብባር ጠጠው ክንብል ዘለና ሕዚ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓያልነት ኢትዮጵያ ዘረጋግጡ ሓድጊታት ኣቦራኣ ኣራጊፍና ዝነበረና ቁመና ዳግም ንመሓዝ ብምትሕብባር ጠጠው ክንብል ዘለና ሕዚ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ወረዳ…

ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ብናይ ሎሚ ትውልድ ክምለስ ኢዩ – ጄኔራል ይመር መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ብናይ ሎሚ ትውልድ ክምለስ ኢዩ ኢሎም ኣብ ሰራዊት ምክልኻል ሓላፊ ዋና መምርሒ ትምህርቲን ስልጠናን ጄኔራል ይመር መኮንን፡፡ ብሄራዊ ማሕበር ሰራዊት ኢትዮጵያ ትኹረቱ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝገበረ መድረኽ ዘተ እናካየደ ይርከብ።…

ብሓፁር ዝተዓፀዉ ልዕሊ 1 ሺሕን 400 መገዲታት ውሽጢ ንውሽጢ ተኸፊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዚ መገዲታት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብታ ከተማ ብሓፁር ዝተዓፀዉ ልዕሊ 1 ሺሕን 400 መገዲታት ውሽጢ ንውሽጢ ክኽፈቱ ገይሩ፡፡ ሓላፊ ርክብ ህዝቢ እቲ በዓል መዚ ኢያሱ ሰለሞን ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዝበሉዎ÷ ኣብታ ከተማ…

ብሓፁር ዝተዓፀዉ ልዕሊ 1 ሺሕን 400 መገዲታት ውሽጢ ንውሽጢ ተኸፊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዚ መገዲታት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብታ ከተማ ብሓፁር ዝተዓፀዉ ልዕሊ 1 ሺሕን 400 መገዲታት ውሽጢ ንውሽጢ ክኽፈቱ ገይሩ፡፡ ሓላፊ ርክብ ህዝቢ እቲ በዓል መዚ ኢያሱ ሰለሞን ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዝበሉዎ÷ ኣብታ ከተማ…

ድሬዳዋ ኣብ ህብረ ብሄራዊ ሓድነትን ምጥህብባርን ኣርኣያ ትኸውን ከተማ ኢያ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ድሬታት ቢርካ ንምንባር ገንዘብ፣ ቋንቋ ወይ እውን እምነት ዘይኮነስ ሰብነት ይኣክል ኢዩ ኢሎም ዝኣምኑ ኢዮም ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ድሬዳዋ ዝነበሮም ፃንሒት ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መብርሂ÷…

ኣብ ድሬዳዋ ተስፋ ዝህቡ ስራሕቲ ልምዓት ከተማ ተወጊኖም – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)‎ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ተስፋ ዝህቡ ስራሕቲ ልምዓት ተወጊኖም ኢሎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ኣፈፃፅማ ትልሚታት ልምዓት ንምግምጋም ዝገበሩዎ ዑደት ኣመልኪቶም መብርሂ ሂቦም፡፡ ኣብ…

ቅርታ ዘልዕሉ መገዲታት ፕሮጀክት ኣብ ሓፂር ግዜ ንምዝዛም ይስራሕ ኣሎ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብነበርቲ ቅርታ ዘልዕሉ ዝነበሩ መገዲታት ፕሮጀክት ኣብ ሓፂር ግዜ ንምዝዛም ይስራሕ ኣሎ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ እተን ከንቲባ ኣብ ከይዲ ህንፀት ተርሚናል ኣውቶቡስ ኮልፈ 18ን ኣየር ጤናን ካራ ወለቴን ዑደት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ድሬዳዋ ቤተ መፃሕፍቲ እመርታ ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካብ መሸጣ መፅሓፍ መደመርን ካብ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋን ብዝተረኸበ በጀት ዝተሃነፀ ቤተ መፃሕፍቲ እመርታ ተዓዚቦም፡፡ እቲ ቤተ መፅሕፍቲ ልዕሊ 1 ሺሕ ካሬ ሜትር ቦታ ስፍሓት ዝዓረፈን ዘበናዊ መሰረተ…