Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ምስረታ ሓዱሽ መንግስቲ፡ ታሪኻዊ ምዕራፍ ሓባራዊ ድምፂን ብዙሕነትን
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ምስረታ ሓዱሽ መንግስቲ ሓባራዊ ድምፂ ኩሎም ኢትዮጵያውያንን ፅባቐ ብዙሕነትን ብተግባር ዝግለፀሉ ታሪኻዊ ምዕራፍ እዩ።
እዚ ሓዱሽ ህዝባዊ ውዳበ ማዕርነት ኩሎም ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ከምኡ እውን ብዙሕ ብሄራዊ ሓድነት ኣብ ፅኑዕ…
ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ህንድን ዘሎ ጥቡቕ ርክብ ብምትሕብባር ንምስራሕ ልዑል ረብሓ ኣለዎ – ኣይተ መሓመድ እድሪስ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ሰላም መሓመድ እድሪስ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ህንድን ንዘበናት ዝቐፀለ ጥቡቕ ርክብ ብምትሕብባር ንምስራሕ ልዑል ረብሓ ኣለዎ ኢሎም።
እቶም ሚኒስትር ንበዓል መስቀል ናብ ኢትዮጵያ ዝኣተዉ ፓትርያርክ ማላንካራ ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስቲያን…
ፈተናታት ዝሓለፈ፡ ዘይምለስ ጉዕዞ ምዕባለ ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ታሪኻዊ ጌጋታት ብምእራም፣ ሓባራዊ ሃገራዊ ዘተ ብምክያድን ንኹሉ ዘሳትፉ ፕሮጀክታት ልምዓት ብምሕንፃፅን ንድሕሪት ዘይምለስ ጥንኩርን ዲሞክራሲያዊትን ሃገር ኣብ ምህናፅ ታሪኻዊ ምዕራፍ ትርከብ።
ንድሕሪት ዘይምለስ ሃገራዊ መንነት…
ኢትዮጵያ ንዞባዊ ምትእስሳርን ሓባራዊ ዕቤትን ብትግሃት ክትሰርሕ እያ – ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ንንዞባዊ ምትእስሳርን ሓባራዊ ዕቤትን ብትግሃት ክትሰርሕ እያ ኢሎም ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ።
ኣኼባ ሚኒስትራት ፋይናንስ ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣብ ኬንያ ይካየድ ኣሎ።
እቶም ሚኒስትር ብመርበብ ሓሬታ ኣብ ዘመሓላለፉዎ…
ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌደራል ኮይነን ተሸይመን
ኣዲስ ኣበባ፣18 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ዋና ፈፃሚት ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራል ገይሮም ሸይሞምወን።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ 18 መስከረም 2019 ዓ.ም ጀሚሩ ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌደራል…
ኣብ ክልል ኦሮሚያ ተረባሕነት ህዝቢ ዝያዳ ንምዕባይ ዘኽእል ኣወዳድባ ዕላዊ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣18 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ጨፌ ኦሮሚያ ኣብ ዘካይዶ ዘሎ 1ይ ዓመት 7ይ ዘመነ ስራሕ 1ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ንጨፌ ኦሮሚያ ዝቐረበሉ ኣዋጅ መቋቃሚ ኣካላት ፈፃሚ መንግስቲ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ኣፅዲቑ።
ኣብዚ ጉዳይ መግለፂ ዝሃቡ ሓላፊ ቢሮ ፍትሒ ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ጉዮ…
መደመር ብተግባር – ሓዱሽ ምጥያሸ መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣18 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበረ ፖለቲካዊን ምምሕዳራዊ ስርዓት ካብ ሓቋፋይነት ንላዕሊ ፍፁም ልዕልነት ዝሰፈነሉን፣ ተናሓናሕቲ ፖለቲካዊ ሓይልታት ከም ፀላኢ ዝርእየሉን እዩ ነይሩ።
እዚ መንገዲ ንሃገር ዘላቒ ሰላምን ልምዓትን ንምርግጋፅ…
በዓል መስቀል ኣብ ገፃት ሚድያታት ወፃኢ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መስቀልን ስነ ስርዓት ዳሜራን እዚ ዓመት ኣብ ዓለም ለኸ ሚድያታት ሰፊሕ ሽፋን ረኺቡ።
ኣልጀዚራ ኣብ ኣደባባይ መስቀል ኣዲስ ኣበባ ብምርካ ብተንቀሳቓሲ ምስሊ ኣብ ዘቕረቦ ዜና፤ ተኸተልቲ እምነት ክርስትና በዓል መስቀል የብዕሉ ምህላዎም…
ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዝተፈላለያዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ አሕሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ መበል 59 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለያዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ፡፡
ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዘሕለፎም ዝርዝር ውሳነታት ከምዝስዕብ ቀሪቦም ኣለዉ፡-
እቲ ቤት ምኽሪ ብቐዳምነት…
ህዝቢ ዝሃበና ሓላፍነት ንምውፃእን ዝኣተናዮ ቃል ንምፍፃምን ብትግሃት ክንሰርሕ ኢና – ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ህዝቢ ብመገዲ መረፃ ዝሃበና ሓደራ ንምውፃእን ዝኣተናዮ ቃል ብትኽክል ንምፍፃምን ብትግሃት ክንሰርሕ ኢና ኢሎም ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ።
ጨፌ ኦሮሚያ እናካየዶ ኣብ ዝርከብ 7ይ ዘበን ስራሕ ናይ 2019 ዓመት ቀዳማይ…