Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ጉዕዞ እስልምና ኢትዮጵያ ካብ መፈለምትኡ ክሳብ ሕዚ ዘርኢ ሙዝዬም ዘዋደደ ቢላሉል ሓበሺ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ከባቢ መካኒሳ ዝርከብ ቢላሉል ሓበሺ ሎሚ መዓልቲ ጎብኒዮም፡፡
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ ከምዝበሉዎ÷ ቢላሉል ሓበሺ ኣካል ታሪኽ ኢትዮጵያ ዝኾነ…
ሓበራዊ ያታ ንምህናፅ ዘኽእሉ ፕላትፎርምታት ተሓንፂፆም ናብ ስራሕ ኣቲዮም – ማኒስቴር ሰላም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከፋፈልቲ ያታታት ብምውጋድ ሓበራዊ ያታታት ንምህናፅ ዘኽእሉ ፕላትፎርምታት ተሓንፂፆም ናብ ስራሕ ኣቲዮም ኢሉ ማኒስቴር ሰላም።
"ማሕበረሰብ ትምህርቲ ንሰላም" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ ኣዳማ ሃገር ለኸ ኮንፈረንስ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብ…
ወዲ ሰብ ምስ ተፈጥሮ ተነፂሉ ክነብር ኣይኽእልን – ኣይተ ኩመራ ዋቅጅራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ወዲ ሰብ ምስ ተፈጥሮ ተነፂሉ ክነብር ኣይኽእልን ኢሎም ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሓለዋ እንስሳ ዘገዳም ኢትዮጵያ ኣይተ ኩመራ ዋቅጅራ፡፡
ኣይተ ኩመራ ዋቅጅራ ኣብ ሓለዋ ሃፍቲ ተፈጥሮ ልዕሊ 30 ዓመታት ብበዓል ሞያነትን ኣመራርሓነትን ኣገልጊሎም…
ትካላት ፌደራል ቀንዲ ልእኽቶ ሓሳብ ምድማር መንግስቲ ተግባራዊ ንምግባር እዩ – ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ትካላት ፌደራል ቀንዲ ልእኽቶ ሓሳብ ምድማር መንግስቲ ተግባራዊ ንምግባር እዩ ኢሎም ኣካቢ ዘፈር ኣወዳድባ ትካላት ፖለቲካ ፓርቲ ብልፅግና ፌዴራል ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር)፡፡
ንኣሰራርሓታት ኣወዳድባ ፓርቲ ብልፅግና ፌዴራል ውሽጣዊ ስርዓት…
ሽማግለታት ዓዲ ንሓድነት ኢትዮጵያ ግደኦም ክዋፅኡ ይግባእ – ኣይተ መሓመድ እድሪስ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሽማግለታት ዓዲ ንዘላቒ ህንፀት ስላምን ሓድነት ኢትዮጵያን ግደኦም ክዋፅኡ ይግባእ ኢሎም ሚኒስትር ሰላም መሓመድ እድሪስ፡፡
ሃገር ለኸ መድረኽ ዘተ ሽምግለታት ዓዲ“ማሕበራዊ ፀጋታትና ንዘላቒ ሰላምን ሃገራዊ ሓድነትን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ (ዶ/ር) ምስ ኣቦ ወንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ዘትዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ኣቦ ወንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ማሕሙድ ዓሊ ዩሱፍ ብዛዕባ ምድላዋት ኮፕ 32 ዘትዮም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ሎሚ ድሕሪ ቀትሪ ምስ ኣቦ…
ኢትዮጵያን ሩሲያን ምስጢራዊ ሓበሬታታት ሓይሊ ኒውክሌር ናይ ምሕላው ስምምዕነት ተፈራሪመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽን ሓይሊ ኒውክሌር ኢትዮጵያን ፕሮጀክታት ኢነርጂ ሮሳቶም ፌዴሬሽን ሩሲያን ሩሲያን ምስጢራዊ ሓበሬታታት ሓይሊ ኒውክሌር ናይ ምሕላው ስምምዕነት ተፈራሪሞም።
እቲ ስምምዕነት ዝፈረሙ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሓይሊ ኒውክሌር ኢትዮጵያ ሳንዶካን ደበበን ዋና…
ኢትዮጵያን ህንዲን ታሪኻዊ ርክበን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታት ክጠናኸር ይግባእ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ኢትዮጵያን ህንዲን ታሪኻዊ ርክበን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታት ክጠናኸር ይግባእ ኢሎም፡፡
ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ዘካይዱ ዘለዉ ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ኣብ ኣኼባ 6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝብን…
ኢትዮጵያን ህንዲ ዘለወን ኩለመዳያዊ ምትሕብባር ብዝበለፀ ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ናሬንድራ ሞዲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያን ህንዲ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ብምትሕብባር ብዝበለፀ ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ናሬንድራ ሞዲ፡፡
ቀዳማይ ሚኒስትር ናሬንድራ ሞዲ ኣብ ሓባራዊ ኣኼባ 6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝብን 5ይ ባይቶ ፌዴሬሽንን ፌዴሪኢ…
ኣብ ዓውዲ ሎጂስቲክስ ብቑዕ ሓይሊ ሰብ ከይዲ ምፍራይ ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ – ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዓውዲ ሎጂስቲክስ ብቑዕ ሓይሊ ሰብ ከይዲ ምፍራይ ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ ኢሎም ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)፡፡
ኣብ ዓውዲ ሎጂስቲክስ ስልጠና ክወስዱ ዝፀንሑ ካብ ኩለን ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን…