Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

መበል 49 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 49 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ፡፡ ናይዚ ዓመት ኣኼባ “ሸቶታት ኣጀንዳ 2063 ንምዕዋት ዘላቒ ቀረብ ማይን ድሕንነቱ ዝተሓለወን ስርዓት ንፅህና ንምርግጋፅ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ…

ልምዓት ኮሪደር ካብ ናይ ትማሊ ስግኣት ናብ ናይ ሎሚ ስነ ልቦናዊ ኩርዓት

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ስምዒት ጀግንነትን ዓወትን ንስነ ልቦናዊ ኩርዓት ማሕበረሰብ ልዑል ኣስተዋፅኦ ከኣለዎ። ኢትዮጵያ ሎሚ ኣብ ኣደባባይ ዓለም ብኩርዓት ጠጠው ክትብል ዝኸኣለት ዘኹርዕ ታሪኽ ጀግንነት ስለዘለዋ ኢዩ። ብሃገር ምምካሕን ምኹራዕ ሎሚ ብዘሎ ዓቕሚን…

ኣሜሪካ ኢትዮጵያ ኣብ ዞባዊ ሰላምን ምርግጋእን ትገብሮ ዘላ ኣስተዋፅኦ ንኢዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ኣዛዚ እዚ ኣሜሪካ ኣብ ኣፍሪካ (ኣፍሪኮም) ጀነራል ዳግቪን ኣንደርሰን ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተኦም ድማ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ወታደራዊ ምትሕብባር፣ ዞባዊ ድሕንነትን ኣብ…

እቲ ሃገራዊ ዘተ መቀላጠፊ ፅኑዕ ህንፀት ሃገረ መንግስቲን መግለፂ ሓባራዊ ዓወትን እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)እቲ ሃገራዊ ዘተ መቀላጠፊ ፅኑዕ ህንፀት ሃገረ መንግስቲን መግለፂ ሓባራዊ ዓወትን እዩ ኢሎም ተሳተፍቲ እቲ ጉባኤ ዘተ። ተሳታፊ እቲ ጉባኤ ዝኾኑ ፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ ኢትዮጵያ ኣይተ ኣሕመድ ሓሰን ከም ዝበልዎ÷ እቲ…

ካብ ፅግዕተኛነት ዝናብ ብዓመት ናብ ክልተ ሰለስተ ግዘ ምፍራይ

ኢትዮጵያ ዓኒቕ ሃፍቲ ማይን ዝለምዐ መሬትን የሃልዋ እምበር፣ ሕርሻኣ ንዘበናት ኣብ ዝናብ ፅግዕተኛ ኮይኑ ንድርቂን ስግኣት ስእነት ውሕስና ምግቢን እናተቓለዐት ፀኒሓ እያ። ይኹን እምበር መንግስቲ መደመር ነዚ ታሪኻዊ ማሕለኻ ንምልዋጥ ኣብ ልምዓት መስኖ ሰፊሕ ስራሕ ሰሪሑ እዩ። እቲ ልምዓት…

ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ከምኡ እው ተፀዋዕቲ ትካላት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም፡፡ እቶም ትካላት ንመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር እዚ ዓመት ኣብ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ኣብ ውሽጢ ቀፅሪ መፈልፈሊ ሓይሊ ቆቃ እዮም…

ጥንኩር ሃገረ መንግስቲ ንምህናፅ ዝሕግዝ ምውፋር ተገይሩ ኢሉ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ጥንኩር ሃገረ መንግስቲ ንምህናፅ ብዝሕግዝ መልክዑ ምውፋር ተገይሩ ኢሉ፡፡ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት 2018 ተኻይዱ፡፡ ብሔራዊ ኣገልግሎት…

ሓያል ዋልታ ሉኣላውነት ሃገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ሉኣላውነትን ክብሪን ሓንቲ ሃገር ዝምዘን ብጥንካረ ዶባታን ብሰላም ህዝባን እዩ። ነዚ ሰላምን ክብርን ንምሕላው ድማ ለይትን ቀትሪን ንህይወቱ ከይሰሰዐ ብቖራፅነት ዝህብ፣ ብናይ ታሪኽ ሁቦብላታት ሓሊፉ ዝፀንዐ ሓያል ትካል የድልያ። ሰራዊት…

ልዕሊ 9 ሺሕን 730 ሜጋ ዋት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ምፍልፋል ተኻኢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2018 ካብ ዝተፈላለዩ ፍልፍላት ሓይሊ ልዕሊ 9 ሺሕን 730 ሜጋ ዋት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ምፍልፋል ተኻኢሉ ኢሉ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን፡፡ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር) ከምዝበሉዎ÷ ካብ ዝተፈላለዩ ፍልፍላት…

ሓምለዋይ ኣሰር ምልክት ልምዓት ትሩፋት ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያን መግለፂ ህብረ ብሄራዊ ሓድነትን እዩ

ኣዲስ አበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ምልክት ልምዓት ትሩፋት ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያን መግለፂ ህብረ ብሄራዊ ሓድነትን እዩ ኢሎም ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር መተሓባበሪ ሚኒስትር ማእእል ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)። ቢቂላ ሁሪሳ…