Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዘበናዊ ተርሚናላት ትራንስፖርት ኣብ ኣዲስ ኣበባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብክልተ ዙር ካብ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ተተሓሒዙ ደረጃኦም ዝሓለዉ ተርሚናላት ትራንስፖርት ተሃኒፆም ኣገልግሎት እናሃቡ ይርከቡ።
ሓላፊ ርክብ ህዝቢ በዓል መዚ መገዲታት እቲ ምምሕዳር ከተማ እያሱ ሰሎሞን ምስ ፋና…
ናብ ቻይና ዝለኣኹ ፍርያታት ፍቓድ ንግዲ ወፃኢ ብኩለን ባንኪታት ንኽወሃብ ተወሲኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ናብ ቻይና ዝለኣኹ ፍርያታት ፍቓድ ንግዲ ወፃኢ ብኩለን ባንኪታት ንኽወሃብ ውሳነ ኣመሓላሊፉ፡፡
ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ሓፈሻዊ ስምምዕነት ምትሕብባር ኢኮኖሚን ፋይናንስ መሰረት ብምግባር ናብ ቻይና ዝለኣኹ ፍርያታት…
ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ከተማ ጎንደር ጎስጓስ መረፃ እናካየደ ይርከብ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ክልል ኣምሓራ ከተማ ጎንደር ን7ይ ሓፈሻዊ መረፃ መርሃ ግብሪ ጎስጓስ መረፃ እናካየደ ይርከብ፡፡
"ንኢትዮጵያ ናብ ተምሳሌት ሃገር" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ጎስጓስ መረፃ ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ፓርቲ ከምኡ…
ነበርቲ ከተማና ብሓድነት ሃገር ናይ ምፅናዕ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ጎስጓስ መረፃ ፓርቲ ብልፅግና ሃገር ናይ ምጥንኻር መልእኽቲ ዘመሓላለፍሉ እዩ ኢለን ኣዳነች ኣቤቤ።
እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘሕለፍኦ መልእኽቲ፤ እቲ መርሃ ግብሪ ጎስጓስ መረፃ…
ሰልፊ ደገፍ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ከተማ ኣርባምንጭ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጋሞ ከተማ ኣርባምንጭ ፓርቲ ብልፅግና ሰልፊ ደገፍ ይካየድ ኣሎ፡፡
ኣብቲ ሰልፊ ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዞባና ዝተውፃእፅኡን ክፋላት ሕብረተሰብ ተረኺቦም።
እቶም ነበርቲ ፓርቲ ብልፅግና ዝኣተዎ…
ብልፅግና ስልጣን መንግስቲ ሒዘ ኢሉ ብኻሊእ መገዲ ስልጣኑ ንምቕፃል ኣይሰርሕን – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብልፅግና ስልጣን መንግስቲ ሒዘ ኢሉ ብኻሊእ መገዲ ስልጣኑ ንምቕፃል ኣይሰርሕን ኢለን ከንቲባ ርእሰ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡
ኣብ ኣዲስ ኣበባ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ጎስጓስ መረፃ ፓርቲ ብልፅግና ሎሚ መዓልቲ ተኻይዱ።
ኣብቲ…
ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ከተማ ሃዋሳ ጎስጓስ መረፃ የካይድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፓርቲ ብልፅግና ን7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ኣብ ክልል ሲዳማ ከተማ ሃዋሳ ናይ ጎስጓስ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ የካይድ ኣሎ።
“ኢትዮጵያ ናብ ተምሳሌት ሃገር ” ብዝብል መሪሕ ቃል ዝካየድ ዘሎ ጎስጓስ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ደስታ ሌዳሞን ሓላፊ…
ህዝበ ሙስሊም ዓቅመ ደካማታት ብምድጋፍ ዘኽብሮ በዓል ዓረፋ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ህዝበ ሙስሊም በዓል ዒድ ኣል ኣድሓ (ዓረፋ) ዓቕመ ደካማታት ብምድጋፍን እስላማዊ ክብሪታት ብምሕላውን ከኽብር ይግባእ ኢሉ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ፡፡
እቲ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ መበል 1 ሺሕን 447 በዓል ዒድ ኣል ኣድሓ…
ስራሕን ሰራሕተኛን ብቐሊሉ ዝራኸበሉ ዲጂታል ስርዓት…
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምህዳር ዕዳጋ ስራሕ ብውፅኢታዊ ዲጂታል ስርዓዓት ብምዝማን ስራሕን ሰራሕተኛን ብቐሊሉ ዝራኸበሉ ዕድል እናተፈጠረ ይርከብ ኢለን ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል።
ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ምስ ምምሕዳር መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን…
ልኡኽቶ ምኽቫር ሰላም ብመንፈስ ኢትዮጵያዊነት ምፍፃም ይግባእ – ጀኔራል ኣበባው ታደሰ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለም ለኸ ልኡኅቶ ምኽባር ሰላም ብመንፈስ ኢትዮጵያዊነት፣ ብፍፁም ህዝባዊነትን ወታደራዊ ፕሮፌሽናሊዝምን ምፍፃም ይግባእ ኢሎም ምክትል ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ጀኔራል ኣበባው ታደሰ።
ኣብ ማእኸል መሰልጠኒ ቤት ትምህርቲ ምኽባር ሰላም…