Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
መሸጢ ዋጋ ኩሎም ዓይነታት ነዳዲ ብዘለዎ ከምዝቕፅል ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መሸጢ ዋጋ ኩሎም ዓይነታት ነዳዲ ብዘለዎ ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ገሊፁ።
እቲ ሚኒስቴር ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ ሓበሬታ፥ ካብ 28 መጋቢት 2016 ዓ.ም ጀሚሩ መሸጢ ዋጋ ኩሎም ዓይነታት ነዳዲ ብዘለዎ…
ትካል ማይክሮ ፋይናንስ ዓወት ዓድዋ ንሰራዊት ዝረብሕ ወናኒ ራእይ ዝኾነ ትካል ኢዩ- ሌ/ጀ ይልማ መርዳሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ማይክሮ ፋይናንስ ዓወት ዓድዋ ንሰራዊት ዝረብሕ ወናኒራእይ ዝኾነ ትካል ኢዩ ክብሉ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ ተዛሪቦም።
እቲ ሓይሊ ኣየር ብስም ሰራዊት ተጣይሹ ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ስራሕ ምስ ዝኣተወ…
ኢትዮጵያ ኣብ ስነ-ምህዳር ዲጂታል ፋይናንስ ዕቤት ተመዝግብ ኣላ – ኣይተ ማሞ ምህረቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ስነ-ምህዳር ዲጂታል ፋይናንስ ዕቤት ተመዝግብ ኣላ ክብሉ ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣይተ ማሞ ምህረቱ ገሊፆም።
ቢዝነስ ኣፍሪካ ኣብ ዘውፀኦ ናይቶም ገዛኢ ባንኪ ፅሑፍ፤ እታ ሃር ኣብ ስነ-ምህዳር ዲጂታል ፋይናንስ እመዝገበቶ…
ብሓደጋ ትራፊክ ህይወት 5 ሰባት ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዞባ ካፋ ወረዳ ጊምቦ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 5 ሰባት ምሕላፉ ተገሊፁ፡፡
እቲ ሓደጋ ኣብታ ወረዳ ጣቢያ ቢጣ ጨጋ ከባቢ ዳራ ትማሊ ኣጋምሸት ሰዓት 8፡30 ዘጋጠመ ዝኾነ ሓበሬታ ኮሚሽን ፖሊስ እቲ…
ድሮ በዓል ፊቼ ጨምበላላ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሮ በዓል ፊቼ ጨምበላላ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይኽበር ኣሎ።
እቲ በዓል ብዙሓት ኣጋይሽ ኣብ ዝተረኸብሉ ፅባሕ ዝኽበር እንትኸውን፥ ንዝቕፅሉ ክልተ መዓልታት ኣብቲ ከባቢ ከምዝኽበር ተገሊፁ።
ሎሚ መዓልቲ ካብ ሰዓት 12 ድሕሪ ቀትሪ ጀሚሩ…
ድሕሪ ለውጢ ዝተረኸበ ዓወት ንኽቕፅል ዝዓለመ ሰልፊ ኣብ ድሬዳዋ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሕሪ ለውጢ ዝተረኸበ ዓወት ንኽቕፅል ዝዓለመ ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ይካየድ ኣሎ።
"ንምዕባለ ሃገር ብሕብት ዘብዒ ክንከውን ኢና!" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣደባባ ለገሃር እናተኻደ ኣብ ዝርከብ ሰልፊ ድጋፍ÷ ነበርቲ እቲ…
ንካልኣት ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ኣቀባብላ ይግበረሎም ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ፃውዒት ብምቕባል ናብ ኢትዮጵያ ንዝመፅኡ ካልኣት ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ኣብ ዓለም ለኻዊ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኣቀባብላ ይግበረሎም ኣሎ።
ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ፣ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን…
“ስታርት ኣፕ ኢትዮጵያ” ንዕድል ስራሕ መናእሰይ ዝሙቺ ከባቢ ብምፍጣር ፀገም ዝፈትሑ ዓውዲታት ስራሕ ንምኽፋት ዝዓለመ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)“ስታርት አፕ ኢትዮጵያ” ንዕድል ስራሕ መናእሰይ ዝሙቺ ከባቢ ብምፍጣር ፀገም ዝፈትሑ ዓውዲታት ስራሕ ንምኽፋት ዝዓለመ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይአ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ…
ኣብ ትግራይ ክፍሊት ውዝፍ ጡረታ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ክፍሊት ውዝፍ ጡረታ ተጀሚሩ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ቀረባ እዋናት ምስ ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ክልል ትግራይ ዝተወከሉ ኣብ ዝገበርዎ መድረኽ ዘተ፥ ብዛዕባ እቲ ክፍሊት ሕቶ ምልዓሉ ይዝከር።…
ኢትዮጵያን ጃፓንን ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጃፓንን ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን።
ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ምስ ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ሽባታ ሂሮኖሪ ዘቲዮም።
ኣብቲ ዘተ ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም።…