Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኢትዮጵያን ፑንትላንድን ርክበን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ፑንትላንድን ዘለወን ኩለመዳይ ርክብ ንምምሕያሽ ከምዝተስማዕምዓ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ኣብ ፑንትላንድ ሚኒስቴር ገንዘብ ሞሃመድ ፋራህ ሞሃመድ ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወርሒ ረመዳን ምኽንያት ብምግባር ንልዕሊ 27 ሺሕ ነበርቲ መርሃ ግብሪ ምክፋል መኣዲ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወርሒ ረመዳን ምኽንያት ብምግባር ንልዕሊ 27 ሺሕ ነበርቲ መርሃ ግብሪ ምክፋል መኣዲ ከምዝተጀመረ ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣበ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ÷…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ውሳነታት አሕሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ መበል 28 ስሩ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነታት አሕሊፉ፡፡ ብመሰረት እዚ፦ እቲ ቤት ምኽሪ ኣቀዲሙ ዝተዛተየ ኣብ ናይ ማእኸላይ ዘበን 2017-2021 ማክሮ ኢኮኖሚን ፊሲካል…

መራኸብቲ ሓፋሽ ሃገራዊ ረብሓን ሓድነትን ኣብ ምጥንኻር ኩለመዳይ ሓላፍነት ኣለዎም ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መራኸብቲ ሓፋሽ ሃገራዊ ረብሓ ኣብ ምሕላውን ሓድነት ዜጋታት ኣብ ምጥንኻርን ኩለመዳይ ሓላፍነት ከምለዎም ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ብሄራዊ ረብሓን ሙያዊ ጋዜጠኝነትን ጠሚቱ ንሰብ ሞያ መራኸብቲ ሓፋሽ ስልጠና እናሃበ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መተኣናገዲ ዓማዊል ኤርፖርት ጂንካ የመርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ጂንካ ኤርፖርት ዘህነፆ ዘበናዊ መተኣናገዲ ዓማዊል (ተርሚናል) የመርቕ ኣሎ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መስፍን ጣሰው፣ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ሲቪል አቪዬሽን ኢትዮጵያ ጌታቸው…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ 5 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፈልሲ ይሰናዳእ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ንዝቕፅል ክረምቲ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 5 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፈልሲ ናይ ምስንዳእ ስራሕቲ እናተሰርሐ ምዃኑ ቢሮ ሕርሻ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ምክትል ሓላፊ እቲ ቢሮ ኤሊያስ ከድር ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበሉዎ÷ ኣብ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኣንጎላ ሉዋንዳ ዝገብሮ በረራ ናብ መዓልታዊ አዕቢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኣንጎላ ሉዋንዳ ዝገብሮ በረራ ካብ ሳምንታዊ ናብ መዓልታዊ ከምዘዕበዮ ኣፍሊጡ። እቲ በረራ ናብ ዕለታዊ ምዕባዩ ንመገደኛታት ዝተመወ ጉዕዞ ኣማራፂ ንኽህልዎም ዘኽእል ከምዝኾነ እቲ መገዲ ኣየር ገሊፁ፡፡ ናብ ኣንጎላ…

ኣብ ኢትዮጵያ ዓውዲ ጥዕና ንምዕዋት ስፔን ትገብሮ ሓገዝ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ዝሓዘቶ ትልሚ ንኽዕወት ስፔን ትገብሮ ሓገዝ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣምባሳደር እታ ሃገር ኣብ ኢትዮጵያ ጉይሌርሞ ኣንቶኒዮ ሎፔዝ ማክሊላን ኣረጋጊፆም። ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ምስ ኣምባሳደር ጉይሌርሞ ኣንቶኒዮ…

ባቦጋያ ኣካዳሚ ዘሰለጠኖም ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባቦጋያ ኣካዳሚ ማሪታይም ባሕር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኢትዮጵያ ዘሰለጠኖም ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ኣመሪቑ፡፡ እቶም ተመረቕቲ ኣብ እዋን ስልጠነኦም÷ ካብ መርከብ ዝለዓል ባርዕ ሓዊ ብኸመይ ምክልኻል ከምዝከኣልን እንተተላዒሉ ድማ ጉድኣት…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣዋጅ ቁፅፅርን ምምሕዳርን ክራይ መንበሪ ገዛ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣዋጅ ቁፅፅርን ምምሕዳርን ክራይ መንበሪ ገዛ ብምምርማር ኣፅዲቑ። እቲ ባይቶ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ መበል 19 ስሩዕ ኣኼባ÷ ነነቲ ኣዋጅ ብሰለስተ ድምፀ ተኣቅቦን ብኣብዝሓ ድምፂን ኣፅዲቑዎ፡፡ መሰል ምርካብ መንበሪ…