Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኢትዮጵያ ንሰላም ህዝቢ ሶማሊያ ልዑል መስዋእትነት ከፊላ ኢያ- ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ንሰላም ህዝቢ ሶማሊያ ልዑል መስዋእትነት ከፊሉ ኢዩ ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም።
ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ኣብ ልኡኽ ሐብረት ኣፍሪካ ሶማሊያ ኣብ ትሕቲ ኣትሚስ…
ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ብሪታንያ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኮመንዌልዝን ብሪታንያ ዴቪድ ላሚ ዘቲዮም።
ኣብቲ ዘተ፥ ክልቲኣዊ፣ ሃገራዊን ዞባዊን ጉዳያት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ኣምባሳደር ታዬ ገሊፆም።
ብሪታኒያ…
ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ምምሕዳር ድሬዳዋ ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ምምሕዳር ድሬዳዋ ዑደት ገይሮም።
ኣብቲ ዑደት፥ መሰረተ ልምዓት መገዲ ሓዊሱ ስራሕቲ “ሌማት ትሩፋት”ን ናፃ ዞባዊ ንግዲ ድራዳዋ ዘለዎ ዓቕምን…
ስታንዳርድን ደንብን መስኖ ከም ትካልን ዓውዲን ምዕባይ ዘኽእል ኢዩ- ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምድላው ደኩመንት ከይዲ ስራሕ ስታንዳርድን ደንብን መስኖ ሚኒስቴር መንኖን ቆላማ ከባቢን ተገምጊሙ።
መንኖን ቆላማ ከባቢን ሚኒስትር ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)፥ስታንዳርድን ደንብን መስኖ ከም ትካልን ዓውዲን ምዕባይ ዘኽእል ኢዩ ኢሎም።
ስለዝኾነ…
ቅድሚ ምትግባር ሓዱሽ መምርሒ ብሄራዊ ባንኪ ምዝገባ ኣካይዶም ተቐባልነት ዝረኸቡ ሰነዳት ብነባር ተመን ሸርፊ ወፃኢ ክቕፅሉ ኢዮም-ኮሚሽን ጉምሩክ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅድሚ 22 ሓምለ 2016 ዓ.ም ምትግባር ሓዱሽ መምርሒ ብሄራዊ ባንኪ ምዝገባ ሰነድ ኣካይዶም ተቐባልነት ዝረኸቡ ሰነዳት ብነባር ተመን ሸርፊ ወፃኢ ክቕፅሉ ኢዮም ክብል ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ።
ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ደበሌ ቃበታ፥ ትካሎም ምዝገባ…
17 ነሓሰ 2016 ዓ.ም ኣብ ሓደ ፀሓይ 600 ሚሊየን ፈልሲ ብምትካል ኣሰርና ነንብር-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)17 ነሓሰ 2016 ዓ.ም ኣብ ሓደ ፀሓይ 600 ሚሊየን ፈልሲ ብምትካል ኣሰርና ነንብር ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ብሓደ መንፈስ ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ኣሰርና ነንብር ብምባል፥ ሓደ እንተኾይንና ካብዚ…
መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ነዊሕ እዋን ዝፀንሐ ሕቶ ለኣኽቲ ዝመለሰ ኢዩ – ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ነዊሕ እዋን ዝፀንሐ ሕቶ ለኣኽቲ ዝመለሰ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ዝምድናን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ገሊፆም።
ኣብ ባጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ኣፈፃፅማ ሰደድ ንግዲ፣ ትልሚ ወፃኢ ንግዲ 2017 ዓ.ም ኢሉ ውን ረቂቕ…
ወ/ሮ ሰመሪታ ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ዞባዊ ፈንድ ልምዓት ግብርና ዘቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ወ/ሮ ሰመሪታ ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ዞባዊ ፈንድ ልምዓት ግብርና (ኢፋድ) ሳራ ምባጎ ቡኑ ዘቲየን።
ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ዓውዲ ውልቀ ዘለዉ ፍልፍላት ሃፍቲ መድላይን ምስ ካልኦት መሻርኽቲ ልምዓት ዘሎ ትሕብብር ክብ…
ካብ ካሜሩን ዝመፅኡ ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ልውውጥ ልምዲ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ሚኒስቴር ሓለዋ ከባቢን ግብርናን ካሜሩን ዝመፅኡ ኣመራርሓን ሰብ ሞያን ኣብ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ልውውጥ ልምዲ ገይሮም።
እቶም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ብምቕባል ዘዘራረቡ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ማሙሻ ሀይሉ፥ እቲ ትካል ኣብ…
ቻይና ንኢትዮጵያውያን ተምሃሮ ነፃ ዕድል ትምህርቲ ሂባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ን200 ኢትዮጵያውያን ተምሃሮ ነፃ ዕድል ትምህርቲ ምጋባ ኣፍሊጣ።
መንግስቲ ቻይና ንኢትዮጵያውያን ተምሃሮ ብዝሃቦ ናፃ ዕድል ትምህርቲ ተረባሕቲ ካብ ዝኾኑ እቶም 23 ተምሃሮ ብኤምባሲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ስነ ስርዓት ምፍናው ተገይሩሎም።…