Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኩባንያ ሲኢኢሲ ቻይና ኣብ ዝተፈላለዩ ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ንምውፋር ባህጊ ከምዘለዎ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባንያ ኢነርጂ ኢንጂነሪንግ ኮርፖሬሽን(ሲኢኢሲ) ቻይና ኣብ ዝተፈላለዩ ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ንምውፋር ባህጊ ከምዘለዎ ገሊፁ።
ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ኣክሊሉ ታደሰ፥ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ…
ምክትል ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘለዉ ኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት ዑደት ኣካይደን
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ሊሳ ሮሰን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘለዉ ኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት ዑደት ኣካይደን።
ኣብቲ ዑደት፥ ኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት ገመድ ፕላስቲክ ዘፍሪ “ኣሁን ኢንጂነሪንግ” ን ጨርቃመርቂን ኣልባሳትን “ኤ ቲ ኤ ም”ን…
ህዝቢ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ ጉዕዞ ብልፅግና ኣብ ጥንኩር መሰረት እናተሃነፀ ምዃኑ ዘረጋግፅ ኢዩ – ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ ጉዕዞ ብልፅግና ኣብ ጥንኩር መሰረት እናተሃነፀ ምዃኑ ዘረጋግፅ ከምዝኾነ ርእሰ ምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም።
እቶም ርእሰ ምሕዳር ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እቲ ክልል ሎሚ መዓለቲ ዝተኻደ ህዝባዊ…
እቲ ሃገራዊ ለውጢ ህንፀት ግድብ ህዳሰ ብቕኑዕ ኣንፈት ንክካየድ ገይሩ ኢዩ-ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን
ኣዲስ ኣበባ፤ 24 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እቲ ሃገራዊ ለውጢ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዘጋጠምዎ ፀገማት ብምእራም ህንፀቱ ብቕኑዕ ኣንፈት ንክካየድ ገይሩ ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም።
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ…
ማሕለኻታት ናብ ዕድል ብምቕያር ብዙሓት ዓወታት ተጎናፂፍና – ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፤ 24 መጋቢት፣2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውሽጢ ኣእላፍ ፈተናታት ቃልና ተግቢርና ንውድቀት ዝተዘርግሑ ማሕለኻት ናብ ዕድል ብምቕያር ብዙሓት ዓወታት ተጎናፂፍና ኢና ክብሉ ሚነሲትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ሚኒስትር÷ “እንኳዕ ንሻድሻይ ዓመት ሓዱሽ…
ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ መዘከርታ ዝተሰናደአ ቴምብር ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ መዘከርታ ዝተሰናደአ ቴምብር ተመሪቑ።
ህንፀት ፕሮጀክት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝተጀመረሉ መበል 13 ዓመት ይኽበር ኣሎ።
እቲ በዓል፥ “ብሓድነት ክኢልና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር…
ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ክልል ኦሮሚያ ፀገማት ብምፍታሕ ንሰላምን ሕውነትን ከምዝሰርሕ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ክልል ኦሮሚያ ፀገማት ብምፍታሕ ንሃገራዊ ሰላምን ህብረብሄራዊ ሕውነትን ከምዝሰርሕ ኣብቲ ፓርቲ ሓላፊ ህንፀት ዓቕሚ ዘፈር ፖለቲካ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ኦሮሚያ ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) ገሊፆም።
እቲ ፓርቲ ካብ ህዝቢ ንዝተልዓሉ…
ንፈተናታት እንተይተምበርከኽና ዝጀመርነናዮ ጉዕዞ ኣብ ጫፍ ንምብፃሕ ብትግሃት ምግልጋልና ክንቅፅል ኢና – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንፈተናታት እንተይተምበርከኽና ዝጀመርነናዮ ጉዕዞ ኣብ ጫፍ ንምብፃሕ ብትግሃት ምግልጋልና ክንቅፅል ኢና ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።
እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን÷ “ዕዉት ጉዕዞ ለውጢ ዝተጀመረሉ 6ይ…
ኣብ ከተማ ሙከ ጡሪ ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜን ሸዋ ከተማ ሙከ ጡሪ ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ ይካየድ ኣሎ።
እቲ ሰልፊ፥ ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ዝመፅኡ ማሕበራዊፖለቲካዊን ኢኮኖሚያዊን ውፅኢታት ነምድጋፍ ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ሰላም ንኹሉ ኩሉ ንሰላም! ብምዝታይን…
ኣብ ዞባ ምብራቕ ባሌ ከተማ ሮቤ ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፍ ተኻዱ
ኣዲስ ኣበባ፤ 24 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ባሌ ከተማ ሮቤ ለውጢ ዝድግፍ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ዘሳተፈ ህዝባዊ ሰልፍ ተኻዱ።
ኣብ ዝተፈላለዩ ዞባታትን ከተማታትን ክልል ኦሮሚያ “ንሰላምና ዘብዒ ክንከውን ኢና! ለውጢ ክፀንዕ ክንገብር ኢና!” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…