Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ዋና መካየዲት ስራሕ ሓገዝ ኢንቨስትመንት ክሌማዊ ለውጢ ተዛቲዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዘርባጃን ባኩ እነናተኻደ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ ኮፕ 29 እናተሳተፈ ዝርከብ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ዋና መካየዲት ስራሕ ሓገዝ ኢንቨስትመንት ክሌማዊ ለውጢ ታሪዬ ግባድጌሲን ተዛቲዩ፡፡
ጎድና ጎድኒ እቲ ጉባኤ ዝተገበረ እቲ ዘተ፤ ኣብ ልምዓት ዘድሀበ…
ኮሚሽን ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ ዘላቒ ሰላም ንኸዓስል ኣስተዋፅኦ ኣለዎ – ሕብረት ኣውሮፓ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃራዊ ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ ዘላቒ ሰላም ምርግጋእን ክፍጠር ብምግባር ሃናፂ ኣስተዋፅኦ ከምዝህልዎ ሕብረት ኣውሮፓ ገሊፁ፡፡
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ንኣምባሳደር ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ሶፊ ፍሮም-ኢመስበርገር…
ብፍራንኮ ቫሉታ ይኣትዉ ዝነበሩ መሰረታዊ ጠለባት ሸቐጣት ብስሩዕ መተኣማመኒ ሰነድ ንግዲ ባንኪታት ንኸኣትዉ ተወሲኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፍራንኮ ቫሉታ ይኣትዉ ዝነበሩ መሰረታዊ ጠለባት ሸቐጣት ብስሩዕ መተኣማመኒ ሰነድ ንግዲ ባንኪታት (ኤል ሲ) ኣቢሎም ንኸኣትዉ ከምዝተወሰነ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ገሊፆም፡፡
መንግስቲ ኣብ መሰረታዊ ናይ ንግዲ ሸቐጣት ሕፅረት ፍርያት ከየጋጥም…
ከተማታት ንናብራ ምቹዋት ንምግባር ኣብ ዝስራሕ ስራሕ ትርጉም ዘለዎ ስጉምቲ ሰጒምና ኢና – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማታት ንምዕባለን ናብራን ብዝበለፀ ምቹዋት ንምግባር ካብ ቀዳማይ ምዕራፍ ልምዲታት ብምውሳድ ትርጉም ዘለዎ ስጉምቲ ሰጒምና ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ…
ኢትዮጵያ ንእትገብሮም ፕሮጀክታት ምክልኻል ክሌማዊ ለውጢ ማሕበረሰብ ዓለም ሓገዝ ክገብር ኣለዎ – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ክሌማዊ ለውጢ ንምፅዋርን ንምክልኻልን እናወገነቶም ንዝርከቡ ፕሮጀክታት ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ሓገዝ ክገብር ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም፡፡
እቲም ፕሬዚዳንት ኣብ ኣዘርባጃን ባኩ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ…
ነባርነተን ኣብ ኡጋንዳ ዝገበራ ኢትዮጵያዊት ንግድብ ህዳሰ በዓል 31 ሺሕን 425 ዶላር ቦንድ ዓዲገን
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኡጋንዳ ከተማ ካምፓላ ዝነብራ ኢትዮጵያዊት ወ/ሮ ብሄር ክፍሌ ቦሪ ንመዛዘሚ ፕሮጀክት ግድብ ህዳሰ በዓል 31 ሺሕን 425 ዶላር ኣሜሪካ ዕድጊት ቦንድ ዓዲገን ፈፂመን፡፡
ወ/ሮ ብሄር ኣብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኡንዳ ብምርካብ ዕድጊት ቦንድ…
ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው መመርመሪ ማሽን ኢኢጂ ዝተብሃለ ዘውድቕ ሕማም ንሆስፒታላት ኣረኪበን
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው መመርመሪ ማሽን ኢኢጂ ዝተብሃለ ዘውድቕ ሕማም ንሆስፒታላት ኣረኪበን።
እቲ ማሽን መመርመሪ ሕክምና ሓንጎል ብምዃን እውን ዘገልግል ኢዩ ተባሂሉ።
ብቴክኖሎጂን ካሜራን ዝተሓገዘ ምርመራ ብምግባር ግቡእ ሕክምና ንምርካብ…
ኣጀንዳ ናይ ምእካብ ዘተ ምዕራፍ እናምፀኦም ዝርከቡ ውፅኢታት እንታይ እዮም?
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሀገራዊ ምምኽካር ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ክልላትን ምምሕዳራት ከተማታትን ዝካየድ ምዕራፋት ምምኽኻር ኣጀንዳ ምትእኽኻብ ክሰርሕ ከምዝፀንሐ ዝዝከር እዩ።
ኣብዚ መስርሕ እዚ ቀንዲ ዕላማ እቲ ኮሚሽን ካብ ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላት ኣጀንዳ…
ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ቻይናን ዘሎ ስትራቴጂካዊ ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ክንሰርሕ ኢና – ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ቻይናን ዘሎ ስትራቴጂካዊ ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ክንሰርሕ ኢና ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ገሊፆም።
ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ቼይ ሃይን ኣብ ዝገበሩዎ ዘተ፤…
ሓምለዋይ ኣሰርን ስራሕቲ ሓለዋ ከባቢን ኢትዮጵያ ዘርኢ መካነ-ርእይ ተኸፊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዘርባጃን ባኩ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ ኮፕ29 ኢትዮጵያ ኣብ ሓምለዋይ ኣሰርን ስራሕቲ ሓለዋ ከባቢን እናሰርሐቶ ትርከብ ስራሕ ዘርኢ መካነ-ርእይ (ፓቪሊየን) ብፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ተመሪቑ ተኸፊቱ።
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብቲ እዋን…