Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ናይ ህዝቢ መሰረታዊ ሕቶታት ሰላምን ልምዓትን ንምምላስ ክሰርሕ ኢየ- ወ/ሮ ኣለሚቱ ኡሞድ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ናይ ህዝቢ መሰረታዊ ሕቶታት ሰላምን ልምዓትን ንምምላስ ክሰርሕ ኢየ ክብላ ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ናይቲ ክልል ርእሰ ምምሕዳር ወ/ሮ ኣለሚቱ ኡሞድ ገሊፀን።
ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ንወይዘሮ ኣለሚቱ ኡሞድ ረእሰ ምምሕዳር…
ኢትዮጵያ ብሰላማዊ መገዲ ዘተኣማምን በሪ ባሕሪ ንምርካብ እትገብሮ ፃዕሪ ክትቅፅል ኢያ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብሰላማዊ መገዲ ኣማራፂ በሪ ባሕሪ ንምርካብ እትገብሮ ዲፕሎማሲያዊ ፃዕሪ ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ።
ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ነብዩ ተድላ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኢትዮጵያ ነቲ ሕጋዊንሰላማዊን…
ኣብ ናይ ሎሚ ዘበን ሓምለዋይ ኣሰር ኣስታት 40 ሚኢታዊ ኣብ ከባቢ ተፋሰስ ዓብዪ ህዳሰ ዝትከል ኢዩ- ም/ቀ/ሚ ተመስገን
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ናይ ሎሚ ዘበን ሓምለዋይ ኣሰር ኣስታት 40 ሚኢታዊ ኣብ ከባቢ ተፋሰስ ዓብዪ ህዳሰ ዝትከል ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም።
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ ኣብ ድሬዳዋ ፓርክ ኣሊ ቢራ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ…
ውድድር ፍፃመ ምዕራፍ 17 ፋና ላምሮት ቀዳም ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዝሓለፉ 3 ኣዋርሕ ምስ ዝነኣዱ ተነሓናሕቲ ሓቢሩኩም ዝፀንሐ ፋና ላምሮት ምዕራፍ 17 ውድድር ፍፃመኡ ቀዳም ክካየድ ኢዩ።
ናብቲ ፍፃመ ዝበፅሑ ኣርባዕተ ተወዳደርቲ (ኣብርሃም ማርልኝ፣ ሱራፌል ደረጀ፣ ናሆም ነጋሽን ጴጥሮስ ማስረሻን)ኣብቲ ዕለት…
ወይዘሮ ኣለሚቱ ኡሞድ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ብምዃን ተሸይመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ ህፁፅ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ።
እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘሳልጦ ዘሎ ጉባኤ፥ ወይዘሮ ኣለሚቱ ኡሞድ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ብምዃን ሸይሙወን።
ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ወይዘሮ ባንቻየሁ ድንገታ፥ ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ…
ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ ህፁፅ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ ህፁፅ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ።
ኣብቲ ጉባኤ ዋና ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ወይዘሮ ባንቻየሁ ድንገታ፥ ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ ንሰናይ ምምሕዳር፣ ልምዓት፣ ምርግጋፅ ፍትሒ ሓላፍነቶም ብትግሃት ክዋፅኡ ይግባእ ኢለን።
ቤት…
ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ኣብ ጅቡቲ ብሚኒስትር ኢነርጂ ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ኣብ ጅቡቲ ብሚኒስትር ኢነርጂ እታ ሃገር ዮኒስ አሊ ገዲ ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ተዛቲዮም።
ኣበረ ዘተኦም÷ ኣብ ጅቡቲ ዝርከብ ሆራይዘን ተርሚናል ንኢትዮጵያ ነዳዲ ናይ ምሃብ ኣገልግሎት ኣብ ዘጠናኽሉ ጉዳይ ትኹረት…
ሓድነት ኣብ ዘጠናኽሩ ስራሕቲ ትኹረት ከምዝግበር ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት ሓድነት ኣብ ዘጠናኽሩ ስራሕቲ ትኹረት ከምዝግበር ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ሸዊት ሻንካ አመልኪተን።
ሰብ ሞያ ኪነ ጥበብ፣ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ፣ ሓለፍቲ ስራሕ ክልልን ምምሕዳር ከተማን ኣብ ከተማ ደሴ ሓምለዋይ…
ንሃንደበታዊ ሓደጋታት ምላሽ ንመሃብ ናይ ቅልውላው እዋን ኮሙኒኬሽን ማኑዋል ይሰናዳእ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ንሃንደበታዊ ሓደጋታት ምላሽ ንመሃብ ናይ ቅልውላው እዋን ኮሙኒኬሽን ማኑዋል እናተሰናደአ ምዃኑ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ፥ ቅድሚ ሕዚ ሃንደበታዊ ሓደጋ…
መርሃ ግብሪ መጀመሪ ህንፀት ፉሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ኣዲስ ቱሞሮ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መጀመሪ ህንፀት ፉሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ኣዲስ ቱሞሮ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ተኻይዱ።
ኣብ 35 ሄክታር መሬት ምስ ኩባኒያ ቻይና "ሲሲሲሲ" ብምትሕብባር ዝህነፅ እቲ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ኣብ ውሽጢ ከተማ ሓዱሽ…