Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኩርዓትን መርኣያ ይከኣልን ኩሎም ኢትዮጵያዊያን ኢዩ-መንግስቲ
ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኩርዓትን መርኣያ ይከኣልን ኩሎም ኢትዮጵያዊያን ኢዩ-መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኩርዓትን መርኣያ ይከኣልን ኩሎም ኢትዮጵያዊያን ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ።
እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዘውፅኦ…
እቲ ለውጢ ህንፀት ግድብ ህዳሰ ብልዑል ዝላ ናብ መወዳእታ ምዕራፍ ክበፅሕ ከምዝገበሮ ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ለውጢ መንግስቲ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝነበሩዎ ማሕለኻታት መስተኻኸሊ ብምግባር ህንፀቱ ብልዑል ዝላ ናብ መወዳእታ ምዕራፍ ንኽሳገር ከምዝገበረ ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ (ዶ/ር ኢ/ር) ገሊፆም።
ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካን መራሒ ዋና…
48 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ብኮንትሮባንድ ዝዘዋወሩ ዝነበሩ መሳርሕታት ኮንስትራክሽን ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)48 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ብኮንትሮባንድ ዝዘዋወሩ ዝነበሩ መሳርሕታት ኮንስትራክሽን ተታሒዞም።
እቶም መሳርሒታት ኣብ ቤት ፅሕፈት ቅርንጫፍ ጉምሩክ ሃዋሳ ከምዝተትሓዙ ኣብ ኮሚሽን ጉምሩክ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
ክልተ ተጠርጠርቲ እውን…
ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ዝተፈላለዩ ፓርቲታት ፖለቲካ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ዛምስ ዝተፈላለዩ ፓርቲታት ፖለቲካ ተዛቲዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላፉዎ መልክእኽቲ÷ ቀዳማይ ዕላማና ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ኣብ ዝተወገኑ ተግባራት…
ዳይሬክተር ምትሕብባር ልምዓት ውሕመ ኣብ ኣፍሪካ ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳይሬክተር ምትሕብባር ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኣፍሪካ ያኩብ ኣል ሂሎን መተሓባበሪ ሓጋዚ ፀሓፊ እቲ ትካል ራሚዝ ኣላክባሮቭ (ዶ/ር)ን ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ዑደት ገይሮም።
ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ፓርክታት ኢንዱስትሪ…
ብመስኖ ካብ ዝለምዐ ዝራእቲ ስርናይ ልዕሊ 50 ሚሊየን ኩንታል ፍርያት ተኣኪቡ – ሚኒስቴር ሕርሻ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመስኖ ካብ ዝለምዐ ዝራእቲ ስርናይ 50 ሚሊየን 864 ሺሕ 516 ኩንታል ፍርያት ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ።
ብልምዓት መስኖ ስርናይ 3 ሚሊየን ሄክታር ብምሕራስ 120 ሚሊየን ኩንታል ፍርያት ንምርካብ ተሓሲቡ እናተሰርሐ ምዃኑ ዝገለፀ…
ኣብ ዞባ ጌዴኦ ወረዳ ገደብ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ሰለስተ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጌዴኦ ወረዳ ገደብ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ሰለስተ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም።
እቲ ሓደጋ ሎሚ ሰዓት 5 ቅድሚ ቀትሪ ካብ ከተማ ዲላ ናብ ገደብ እትጓዓዝ ዝነበረት ተሽከርካሪክ ካብ ገደብ ናብ ዲላ ምስ እትጓዓዝ ዝነበረት ናይ ህዝቢ መመላለሲት…
ንተግባር ግብረ ራዕዲ ክውዕሉ ዝነበሩ መራኸቢ ሬዲዮታት ዓውደ ኲናት ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ውሽጢ ሃገር ብምእታው ኣብ ተግባር ግብረ ራዕዲ ክውዕሉ ዝነበሩ መራኸቢ ሬዲዮታት ዓውደ ኲናት ከምዝተትሓዙ ፖሊስ ዞባ ጌዴኦ ኣፍሊጡ፡፡
እቶም ዘይሕጋዊ መራኸቢ ሬዲዮታት መበገሲኦም ሞያሌ ከምዝነበረ ኣዛዚ ፖሊስ ዞባ ጌዴኦ ኮማንደር ግርማ በየነ…
ኣባላት ባይቶ ህዝቢ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናተሰርሑ ኣብ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ዑደት ኣሳሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣባላት ባይቶ ህዝቢ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናተሰርሑ ኣብ ዝርከቡ ስራሕቲ ሕድሳት ከተማን ልምዓት ኮሪደርን ዑደት ገይሮም።
ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ድማ ንኣባላት እቲ ባይቶ ገለፃ ገይረን፡፡
ኣብ ገለፃአን…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ 670 ሺሕን 568 ትሕዝቶታት መሬት ዲጂታል ምግባር ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ 670 ሺሕን 568 ትሕዝቶታት መሬት ዲጂታል ምግባር ከምዝተኽኣለ ቢሮ ምልማዕን ምምሕዳርን መሬት እታ ከተማ ገሊፁ።
ኣብቲ ዓውዲ ዝረኣዩ ግዕዙያት ኣሰራርሓታትን ስርቂን ንምክልኻል ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ስራሕቲ ሪፎርም ክስርሑ…