Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ወሳኒ ምዕራፍ ታሪኽ ምትእስሳር ኢትዮ-ህንዲ ንቕድሚት ዝቕፅል ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ነዊሕን ዓሚቕን ዝኾነ ወሳኒ ጉዕዞ ምዕራፍ ታሪኽ ምትእስሳር ኢትዮጵያን ህንዲን ንቕድሚ ዝቕፅል ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) እዚ ዝበሉ ንቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ትማሊ…
ኢትዮ-ህንዲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ህንዲን ልዕሊ ክልተ ሺሕ ዓመታት ዝተሳገረ ኩለመዳያዊ ርክብ ከምዝነበረን ዝተፈላለዩ መዛግብቲ የረድኡ።
ኣብ መበል 19 ክፍለ ዘበን ጀሚሩ ድማ ብዙሓት ተወለድቲ ህንዲ ንኢትዮጵያ ናይ ናብራ ሕርያኦም ከምዝገበሩ ዝሕብሩ ብዙሓት መርአያታት…
ቀዳማይ ሚኒስትር ናሬንድራ ሞዲ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ሕቑፊ ዕምበባ ኣንቢሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ተምሳሌ መላእ ፀለምቲ ህዝቢታት ኣብ ዝኾነ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣካይዶም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዑደቶም ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ሕቑፊ ዕምበባ ኣንቢሮም፡፡
ዑደት ናሬንድራ…
ዑደት ቀዳማይ ሚኒስትር ናሬንድራ ሞዲ – ግልጋሎት ኮሙኒኬሸን መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ዑደት ኢትዮጵያ ኣብ ህንፀት ዓለም በዓልቲ ብዙሕ ዋልታ ምዃና ዘለዋ ቀንዲ ግደ ዘረጋገፀ እዩ ኢሉ ግልጋሎት ኮሙኒኬሸን መንግስቲ፡፡
ቀዳማይ ሚኒስትር ናሬንድራ ሞዲ ኣብ ዑደቶም ኣብ ኢትዮጵያ…
ዝፀንሐ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ኢትዮጵያን ህንድን ርክብ ኣፍሪካ-ህንዲ ናብ ዝለዓለ ምዕራፍ ዘሰጋግር ኢዩ-መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝፀንሐ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ኢትዮጵያን ህንድን ርክብ ኣፍሪካ-ህንዲ ናብ ዝለዓለ ምዕራፍ ዘሰጋግር ኢዩ ኢሉ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ።
ቀደማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም።…
ኢትዮ-ህንዲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ህንዲን ልዕሊ ክልተ ሺሕ ዓመታት ዝተሳገረ ኩለመዳያዊ ርክብ ከምዝነበረን ዝተፈላለዩ መዛግብቲ የረድኡ።
ኣብ መበል 19 ክፍለ ዘበን ጀሚሩ ድማ ብዙሓት ተወለድቲ ህንዲ ንኢትዮጵያ ናይ ናብራ ሕርያኦም ከምዝገበሩ ዝሕብሩ ብዙሓት መርአያታት…
ዑደት ቀዳማይ ሚኒስትር ናሬንድራ ሞዲ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት እናማዕበለ ዝመፅአ ዝምድና ዘርእይ ኢዩ- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዑደት ቀዳማይ ሚኒስትር ናሬንድራ ሞዲ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት እናማዕበለ ዝመፅአ ዝምድና ዘርእይ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)።
ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም።…
ቀደማይ ሚኒስትር ናሬንድራ ሞዲ ኣብ ሓበራዊ ኣኼባ ኣብያተ ምኽሪ መደረ ከስምዑ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ኣብ ሓበራዊ ኣኼባ ኣብያተ ምኽሪ ባይተ ወከልቲ ህዝቢን ፌዴሬሽንን መደረ ከስምዑ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ።
ክልቲአን ኣብያተ ምኽሪ ፅባሕ ሓበራዊ ኣኼባ ከካይዳ ኢየን።
መበል ሻድሻይ ናይ ክልቲአን ኣብያተ…
ምውዛዕ ደረጀኦም ዘይሓለዉ ኣፋውስ ኣብ ምክልኻል ዝተጠናኸረ ሽርክና መዳርግቲ ኣካላት ወሳኒ ኢዩ- ዶ/ር መቅደስ ዳባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምውዛዕ ደረጀኦም ዘይሓለዉን ተመሳሲሎም ዝፈረዩን ኣፋውስ ኣብ ምክልኻል ዝተጠናኸረ ሽርክና መዳርግቲ ኣካላት ወሳኒ ኢዩ ኢለን ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ።
ኣብ ኢትዮጵያ ምውዛዕ ደረጀኦም ዘይሓለዉ ፍሪያታት ኣፋውስ ንምክልኻል ዝተሰናደአ…
ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ መረፃ ኣብ ዘካይደሎም ቦታታት ኩሎም ክሳተፍ ኢየ-ኢዜማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ መረፃ ኣብ ዘካይደሎም ቦታታት ኩሎም ክሳተፍ ኢየ ኢሉ ፓርቲ ዜጋታት ኢትዮጵያ ንማሕበራዊ ፍትሒ(ኢዜማ)።
ኢዜማ መበል ሻውዓይ ሃገራዊ ምርጫ ጠሚቱ ሎሚ መግለፂ ሂቡ።
ኣባል ኮሚቴ ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ፓርቲ ኢዮብ…