Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ካብቶም 10 ንኡስ ጉጅለታት ዝፈልፈሉ ሓሳባት ተጠናኺሮም ነቶም 50 ኣባላት ጉጅለ ይቐርቡ ኣለዉ – መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር)
ኣዲስ አበባ፣ 18 ሓምሌ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር) ካብቶም 10 ንኡስ ጉጅለታት ዝፈልፈሉ ሓሳባት ብኣከብቶምን ፀሓፍቶምን ኣቢሎም ናብ 50 ኣባላት ጉጅለ ምቕራብ ከምዝጀመሩ ኣብሪሆም።
እቶም ዋና ኮሚሽነር ብዛዕባ እቲ ከይዲ ዘተ…
ካበ ዓድዋ ክሳብ ቀይሕ ባሕሪ – ብህልውናኣ ዘይትደራደር ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ናይ ባዕላ መሰል ካብ ምሕላው ሓሊፋ ንካልኦት ሃገራት ኣፍሪካ መርአያ ኣይግዛእን ዓወትን፣ ተምሳሌት ናፅነት ዝኾነት ምድረ ቀደምት ሃገር እያ፡፡ ሉኣላዊነታ ብምድፋር ንዝመፅኡ አሕፊራ ናይ ምምላስ ድሙቕ ታሪኽ ዘለዋ፡፡
ኣብ ወራር ዓድዋ ኣብ…
ኢትዮጵያ በቢእዋኑ ብታሪኻውያን ፀላእቲ እንተተፈተነት እውን ሰራዊት ምክልኻል ድሌቶም እናፍሸሎ ይርከብ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኩሉ ግዘ ብታሪኻውያን ፀላእቲን ብናይ ውሽጢ ባንዳታትን እንተተፈተነት እውን ጅግና ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ድሌቶም እናፍሸለ ይርከብ ኢሎም ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይልታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ።
ኣብ ሆለታ ዝርከብ ቀፅሪ…
ናይ ሰብ ሰራሕ ብልሒ ራእይናን ፃዕርናን ፍረ ክህብ ጀሚሩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ሰብ ስራሕ ብልሒ (ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ) ዝገበርናዮ ሃገራዊ ራኢን ፃዕርን ፍረ ክህብ ጀሚሩ ኢሎም።
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር እዚ ዝበሉ፤ ኣብ ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ን6 ኣዋርሕ…
ወታደራዊ ኣካዳሚ ኢትዮጵያ ንመበል 71 ዙር መተማ ኮርስ ሕፁያት መኮንናት የመርቕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ወታደራዊ ኣካዳሚ ኢትዮጵያ ሆለታ ኣብ ዝርከብ ቀፅሪ ኣካዳሚኡ ዘሰልጠኖም መበል 71 ዙር መተማ ኮርስ ሕፁያት መኮንናት የመርቕ ኣሎ።
ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፣ ሓላፊ ዋና መምርሒ…
“ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ይሙት፤ ይፈቐደሉ”
እቲ ዝፈራረሰ ጉጅለ ህወሓት ዳግማይ ናብ ኲናት ይደፍእ ኣሎ። ደም እንተዘይሰትዩ ዘይዓግብ ጨካን ጉጅለ መሬት ፀቢባቶ ሰማይ እንተዘይገሓጥኩ ይብል ኣሎ።
ንህዝቢን ውዳበታትን ክልል ትግራይ ዓጊቱ ብመሓዝ፤ ህልቂትን ኲናትን ምእዋጅ መዓልታዊ ተግባሩ ገይሩዎ ኣሎ።
ህዝቢ ትግራይ ኲናት የኣኽለኒ፤…
ጉዕዞ ምዕባለ ቴክኖሎጂ – ዲጂታል ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ፡ 17 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብዚ እንነብረሉ ዘበን ዓለምና ኣብ ቅልጡፍ ዕብየት ኢኮኖሚን ልዑል ስግግር ቴክኖሎጂን ትርከብ።
ኣብዚ ጉዕዞ ዕብየት ሉኣላውነትን ኩለመዳይ ምዕባለን ሃገራት ዝረጋገፀሉ ዋና መሳርሒ ድማ ዓቕሚ ቴክኖሎጂ ምዃኑ ብሰፊሑ ይእመን።
ኢትዮጵያ ነዚ ሓቂ…
ናይ ለውጢ ንፋስን ጉዕዞ ናፅነት ህዝቢ ትግራይን
ህዝቢ ክልል ትግራይ መትሐጃ ፖለቲካ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ኮይንና ኣይንተርፍን ይብል ኣሎ።
እቲ ህዝቢ ነዊሕ ታሪኽ፣ ጥንኩ ባህሊን ንሓድነት ኢትዮጵያ ልዑል መስዋእትነት ዝኸፈለን ኩሩዕ ህዝቢ እዩ።
ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ንልዕሊ 50 ዓመት፣ ናብ ጫካ ካብ ዝኣቱ እዋን ጀሚሩ ብሽም ህዝቢ…
ውርይቲ ድምፃዊት ኣልማዝ ተፈራ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ውርይቲ ድምፃዊት ሳጅን ኣልማዝ ተፈራ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልያ፡፡
ድምፃዊት ኣልማዝ ተፈራ ብዝሓደራ ሕማም ክትትል ሕክምና እናገበረት ድሕሚ ምፅናሕ እያ 16 ሓምለ 2018 ዓ.ም ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልያ፡፡
ድምፃዊት ኣልማዝ ኣብ ነገሌ ቦረና…
እቲ ሃገራዊ ዘተ ከም ሃገር ዘይተፈተንናዮን ዘይተጓዓዝናሉን ሓዱሽ መገዲ እዩ – ተወከልቲ ፓርትታት ፖለቲካ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ኣብቲ ሃገራዊ ዘተ እናተሳተፉ ዝርከቡ ተወከልቲ ፓርትታት ፖለቲካ እቲ ሃገራዊ ዘተ ቅድሚ ሕዚ ከም ሃገር ዘይተፈተንናዮን ዘይተጓዓዝናሉን ሓዱሽ መገዲ እዩ ኢሎም።
እቶም ተወከልቲ ፓርትታት ከምዝበሉዎ፤ ኢትዮጵያ ንነዊሕ ዘመናት እትፍለጠሉን መግለፂኣ…