Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ትውልዲ ኣብ ሓበራዊ ምኽረ ሓሳብ ንምብፃሕ ድሉው ክኸውን ኣለዎ – ዋና ኮሚሽነር መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትውልዲ ንምዝርራብን ኣብ ሓበራዊ ምኽረ ሓሳብ ንምብፃሕም ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ድሉው ክኸውን ኣለዎ ኢሎም ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር)።
እቶም ዋና ኮሚሽነር ምስ ፋና ፖድካስት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት…
ድልድል ሩባ ጌደብ ንተሽከርከርቲ ክፍቲ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ደብረ ማርቆስ - ባሕርዳር ኣብ ዝወስድ መገዲ ዝርከብ ድልድል ሩባ ጌደብ ንተሽከርከርቲ ክፍቲ ተገይሩ ኢሉ ምምሕዳር መገዲታት ኢትዮጵያ፡፡
እቲ ምምሕዳር ንፋና ዲጂታል ከምዝገለፆ÷ ብውሕጅ ተሰቢሩ ዝነበረ ድልድል ሩባ ጌደብ ብተገጣጣሚ ሓፂን…
ብኣዋልድ ዝኽበሩ ናይ ሓበራዊነት በዓላት ኣሸንዳ፣ አሸንድዬ፣ ሻደይና ሶለል…
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) በዓላት ኣሸንዳ፣ አሸንድዬ፣ ሻደይን ሶለልን ኣብ ቀፃሊ ብዝያዳ ክብሩ ብዝሓለወ መልክዑ ንክኽበር ምሕላውን ምሕብሓብን ይግባእ ኢለን ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ።
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ንበዓል ኣሸንዳ፣ አሸንድዬ፣ ሻደይን ሶለልን ናይ…
ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክልተ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ አሕሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ 5ይ ዓመት 2ይ ስሩዕ ኣኼባኡ ኣብ ዝቐረቡሉ ክልተ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ አሕሊፉ፡፡
ፈለማ ኣጀንዳኡ ኣብ ልምዓት ኮሪደርን ልምዓት ወሰን ሩባን ብመንግስቲን ውልቀ ምሕዝነትን ዝተፈረመ…
በዓል ሻደይ፣ ኣሸንድዬን ሶለልን ብድምቀት ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ኣምሓራ በዓል ሻደይ፣ ኣሸንድዬን ሶለልን ብድምቀት ይኽበር ኣሎ።
እቲ በዓል ኣብ ከተማታ ላልይበላ፣ ቆቦን ሰቆጣን ብዝተፈላለዩ ከባቢታት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ በፃሕቲን ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብን ኣብ…
ብጎስጓስ ትምህርቲ ንትውልዲ ዝሰርሑ ተግባራት ኣፈፃፅመኦም 98 ሚኢታዊ በፂሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብጎስጓስ ትምህርቲ ንትውልዲ ዝሰርሑ ተግባራት ኣፈፃፅመኦም 98 ሚኢታዊ በፂሑ ኢሉ ሚኒስቴር ትምህርቲ፡፡
ሃገር ለኸ መድረኽ ዘተ ዘፈር ልምዓት ትምህርቲ “ፍትሓዊን ፅሬት ዘለዎን ትምህርቲ ንኹሉ ዜጋ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ይርከብ፡፡…
በዓል ኣሸንዳ ኣብ ከተማ መቐለ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ኣሸንዳ ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ መቐለ "ኣሸንዳ መሰረት ሰላም፣ ሓድነትን ተስፋን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብድምቀት እናተኸበረ ይርከብ፡፡
ቢሮ ባህሊን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ከምዝገለፆ ኣብ ከተማ መቐለ እናተኸበረ ዝርከብ በዓል ኣሸንዳ ሕድሕድ…
ኣብ ሞስኮ ማርችንግ ፌስቲቫል ዝደመቐ ማርችንግ ባንድ ምክልኻል ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሩሲያ ኣብ ዘሰናደአቶ ፌስቲቫል ማርችንግ ባንድ ዝተሳተፈ ኢትዮጵያ ጉጅለ ማርችንግ ባንድ ምክልኻል ኢትዮጵያ ኣብ ሞስኮ ምርኢት ሙዚቃን ባህሊን ኣቕሪቡ።
ጉጅለ ማርችንግ ባንድ ምክልኻል ካብ ሩሲያ ብዝቐረበሉ ዕድመ መሰረት ንፈለማ እዋን ኣብ ፌስቲቫል…
ዩኒቨርስቲ አቪዬሽን ኢትዮጵያ ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዩኒቨርስቲ አቪዬሽን ኢትዮጵያ ሎሚ ኣብ ዓውድታት ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂ፣ ምህንድስናን ሒሳብን ዘሰልጠኖም 28 ካልኣይ ብርኪ ተምሃሮ ሎሚ ኣመሪቑ።
እቶም ተምሃሮ ብሚኒስትሪ ትምህርቲ ኣቢሎም ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ሃገርና ዘትውፃእፅኡ እዮም።…
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተሃነፁ ማእከላት፣ መዕረፊ መካይንን ተርሚናላትን ንግልጋሎት በቂዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተሃነፁ ማእኸላት ዕዳጋ፣ መዕረፊ መካይንን ተርሚናላትን ሎሚ ተመሪቖም ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኖም።
ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብዚ እዋን፤ ኣዲስ ኣበባ ከም ስማ ትዕምብብ ንነበርታ ዝያዳ ምቹውቲን ንበፃሕቲ…