Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ሙሳ ፋኪ መሃማት ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ መሃማት ዘቲዮም።
ኣምባሳደር ታዬ፥ ኢትዮጵያ ኣባልን መቐመጢትን ሕብረት ኣፍሪካ ከም ምዃና ነቲ ሕብረት እትገብሮ ደገፍ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል…
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ጉባኤ መንግስታት ዓለም ይሳተፋ ኣለዋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ መንግስታት ዓለም ይሳተፋ ኣለዋ።
እተን ከንቲባ ኣብ ፃንሒተን ኣብ ፕላን ከተማን ካልኦት ተተሓሓዝቲ ጉዳያትን ዝጠመተ ዘተ ከካይዳ ኢየን…
ሙዚየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ንዑደተኛታት ክፍቲ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ ፒያሳ ዝተሃነፀ ሙዚየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ንዑደተኛታት ክፍቲ ኮይኑ።
ብመሰረት እዚ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ዝተፈላለያ ኣብያተ ዕዮ መንግስቲ ዑደት የሳልጡ ኣለዉ።
ኣብ እዋን እቲ ዑደት፥ ዓወት ዓድዋ ተምሳሌት ጅግንነትን…
ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብሰላም ንክዛዘም እኹል ምድላው ብምግባር ናብ ስራሕ ከምዝኣተወ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 37 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካን መበል 44 ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣፈፀምቲ ስራሕን ብሰላም ንክዛዘም እኹል ምድላው ብምግባር ናብ ስራሕ ከምዝኣተወ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ።
እቲ ግብረ-ሓይሊ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷…
ንዝተሓሰበሉ ድጎማ ነዳዲ 28 ነጥቢ 5 ቢሊየን ወፃኢ ከምዝተገበረ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትሑት እቶት ዘለዎም ክፋላት ሕብረተሰብ ንምሕጋዝ ድጎማ ነዳዲ ተግባራዊ ካብ ዝተገበረሉ እዋን ጀሚሩ ንዝተሓሰበሉ ድጎማ ነዳዲ 28 ነጥቢ 5 ቢሊየን ወፃኢ ከምዝተገበረ ተገሊፁ።
ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ 6 ኣዋርሕ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ህንፀት ሸበሌ ሪዞርት ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካብ ሞንጎ ቁልፊ ስራሕቲ ልምዓት ’ገበታ ንትውልዲ’ ሓደ ዝኾነን ኣብ ክልል ሶማሌ ኣብ ዝርከብን ህንፀት ሸበሌ ሪዞርት ዑደት ገይሮም።
ካብ ከተማ ጂግጂጋ 29 ኪሎ ሜትር ርሒቑ 385 ሄክታር…
ዝተኣጓጎለ ክረምታዊ ትምህርቲ ኣብ ቀረባ እዋን መዕለቢ ክረክብ ኢዩ – ሚኒስቴር ትምህርቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተኣጓጎለ ክረምታዊ ትምህርቲ ኣብ ቀረባ እዋን መዕለቢ ከምዝወሃቦ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ።
ብኮቪድ፣ ፈተና 12 ክፍሊን ኣካዳሚ ካላንደርን ንምጥዕዓም ብዝብል ዝተቛረፀ ትምህርቲ ኣብ ቀፃሊ ዕጫኡ እንታይ ኢዩ?" ብዝብል ሕቶታት እናቐረቡ ፀኒሖም…
ቀንዲ ጠመተና ህልውናን ድሕንነትን ህዝቢ ትግራይ ምርግጋፅ ኢዩ-ኣይተ ጌታቸው ረዳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 04 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣብ ህልው እዋናዊ ጉዳያት ዝጠመተ መግለፂ ሎሚ መዓልቲ ሂቦም።
ኣይተ ጌታቸው ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ንዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ዝዓመሞም ዕማማትን ብርኪ ትግበራ…
ስርዓተ ምግቢ ማሕበረሰብ ንምምሕያሽ ፕሮጀክት 70 ሚሊየን ዶላር ተኸቲሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ስርዓተ ምግቢ ማሕበረሰብ ንምምሕያሽ ኣብ ሞንጎ ሚኒስቴር ጥዕናን ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ (ዩኤስኤይድ)ን ስምምዕነት ፕሮጀክት 70 ሚሊየን ዶላር ተኸቲሙ።
እቲ ፕሮጀክት ስምምዕነት ኣብ ኢትዮጵያ ስርዓተ ምግቢ ደቂ ኣንስትዮ፣ ህፃናትን…
ብ250 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ መፍረዪ ፋብሪካ እታወታት ህንፀት ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ብ250 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ መፍረዪ ፋብሪካ እታወታት ህንፀት ተመሪቑ።
እቲ ፋብሪካ ኣብ ሰዓት ልዕሊ 220 ቶን መፍረዪ እታወታት ህንፀት ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ከምዘለዎ ተገሊፁ።
ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ከድር ጁሃር…