Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ክልል ትግራይ ዝተጣየሸ ኮሚቴ ህፁፅ ምላሽ ን167 ሺሕ ወገናት ተረባሕቲ ዝገብር ሓገዝ እኽሊ ምጉዕዓዝ ጀሚሩ
ኣብ ክልል ትግራይ ዝተጣየሸ ኮሚቴ ህፁፅ ምላሽ ን26 ወረዳታት ዝውዕል 25 ሺሕን ኩንታል ሓገዝ እኽሊ ሎሚ መዓልቲ ምጉዕዓዝ ጀሚሩ።
እቲ ሓገዝ÷ ን167 ሺሕ ወገናት ተጠቀምቲ ዝገብር ከምዝኾነ ካብ ማሕበራዊ ሚዲያ እቲ ኮሚቴ ህፁፅ ምላሽ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
ኣብ…
9 ሰነ ክወሃብ ተሓሲቡ ዝነበረ ሊሰጥ ፈተና ሬሚዲያል ናብ 11 ሰነ ተዘዋዊሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)9 ሰነ ክወሃብ ተሓሲቡ ዝነበረ ሊሰጥ ፈተና ሬሚዲያል ናብ 11 ሰነ 2016 ዓ.ም ከምዝተዘዋወረ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ፡፡
እቲ ሚኒስቴር ኣብቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ መዛዘሚ ፈተና ሬሚዲያል (መከሓሓሲ) ትምህርቲ ካብ 3 ክሳብ…
ዝዓነወ ኢንዳስትሪ ትግራይ ዳግም ንምህናፅን ሓዱሽ ኢንቨስትመንት ንምስሓብን ደገፍ ፋይናንስ የድሊ-ኣይተ ጌታቸው ረዳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት ኢንቨስትመንት 9 ኣዋርሕ ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ኮምሽነር ኮምሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ሃና ኣርኣያ ስላሌ፣ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ሓዊሱ…
ቤት ምኽሪ ሚኒስራት ኣብ ዘካየዶ መበል 34 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስራት ኣብ ዘካየዶ መበል 34 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ።
እቲ ቤት ምኽሪ ኣቐዲሙ ዝዘታየ ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ በጀት ዓመት 2017 መንግስቲ ፌዴራል ኢዩ፡፡ ንስሩዕ ወፃኢታት መንግስቲ ፌዴራል፣…
260 ቢሊየን ብር ዘመዝገቡ ሰብ ሃፍቲ ስዑድ ዓረን ኣብ ዓውዲ ኢንቨስትመንት ተዋፊሮም – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ዓሰርተ ዓመታት ሰብ ሃፍቲ ስዑድ ዓረብ 260 ቢሊየን ብር ዘመዝቡ 233 ፕሮጀክታት ኢንቨስትመንት ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ስራሕ ከምዘውዐሉ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ፡፡
በዚ ድማ ን75 ሺሕ ኢትዮጵያውያን ዕድል ስራሕ ከምዝፈጠሩ…
ኣብ ወረዳ ሓውዜን ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 3 ሰባት ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ወረዳ ሓውዜን ጣቢያ ሞዙተይ ትማሊ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሰለስተ ሰባት እንትሓልፍ ኣብ ልዕሊ 19 ሰባት ድማ ጉደኣት በፂሑ።
እቲ ሓደጋ መርዑት፣ አዕርኽቲን ዓጀከብቲን ኣሳፊራ ካብ ዓዲ ሑፃ ዝተብሃለ ከባቢ ናብ ከተማ…
ካብኔ መሰረተ ልምዓት ክልል ትግራይ ኣብ ስራሕቲ ቀረብ ማይ መስተን መስኖን ዑደት ኣሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ማይን ኢነርጅን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ካብኔ መሰረተ ልምዓት ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ኣብ ስራሕቲ ቀረብ ማይ መስተን መስኖን ዑደት ከምሳለጠ ሓቢሩ ።
ኣብቲ ዑደት፥ ካብ ቢሮ ትራንስፖርትን መጓዓዝያን፣ በዓል መዚ መንገድታት ክልል…
ዶ/ር መቅደስ ዳባ ምስ ዋና ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ ምስ ዋና ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ተዛቲየን።
ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብቲ እዋን ዘተ÷ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ኢትዮጵያ፣ ኣል ልምዓት ሓይሊ ሰብ፣ ፋይናንሲንግ ጥዕናን ስሩዕ ኣገልግሎት…
ኣብ ኢትዮጵያ ዘሳለጥናዮ ዑደት ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት ንክንርእይ ሓጊዙና ኢዩ-ልኡኽ ስዑዲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዘሳለጥናዮ ዑደት ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት ንክንርእይ ሓጊዙና ኢዩ ክብል ልኡኽ ኢንቨስትመንትን ንግዲን ስዑዲ ዓረብ ገሊፁ።
ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ንኣባላት እቲ ልኡኽ ኣብ ቢሸፍቱ ዝርከብ ትካል ኣፍራዪ ቀለብ እንስሳት ኣለማ…
ን10 ሺሕ መናእሰይ ስልጠና ክእለት ዓውዲ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ን10 ሺሕ መናእሰይ ኣብ ሽዱሽተ ዩንቨርስታት ስልጠና ክእለት ዓውዲ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ይካየድ ከምዘሎ ተገሊፁ።
እቲ መርሃ ግብሪ ዝካየድ ብምትሕብባር ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን፣ ጃይካ፣ ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ፣ ሱሚቶምን ትካል ቴክኖሎጂ ዕዳጋን…